Loading...
You are here:  Home  >  Uncategorized
Latest

27 ተመሃሮ መበል 30 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብዕለት 12ን 13 ጥሪን ብኽልተ ጉጅለ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ካብ ሱዳን ሓቢሮም።

By   /  January 19, 2017  /  Tigrigna, Uncategorized, ዜናታት  /  Comments Off on 27 ተመሃሮ መበል 30 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብዕለት 12ን 13 ጥሪን ብኽልተ ጉጅለ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ካብ ሱዳን ሓቢሮም።

hqdefault

  27 ተመሃሮ መበል 30 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብዕለት 12ን 13 ጥሪን ብኽልተ ጉጅለ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እዞም ተመሃሮ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ወዲ ሸሪፈይ ተዓቒቦም ምህላዎም ዝፍለጥ ኮይኑ፤ ብዙሓት ውድባት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ሱዳን ነዞም መንእሰያት ናብ ሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ ከየረክብዎም ዓቢ ስግኣት ኣሕዲሮም ምህላዎም ተፈሊጡ። […]

Read More →
Latest

ህዝቢ ዓፋር፤ ብወተሃደራት ኢማራት ዓረብ ከቢድ ግፍዕታት ይወርዶም ምህላዉ፤ ምንጭታት መድረኽ ካብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕባሕሪ ሓቢሮም።

By   /  December 17, 2016  /  Tigrigna, Uncategorized, ዜናታት  /  Comments Off on ህዝቢ ዓፋር፤ ብወተሃደራት ኢማራት ዓረብ ከቢድ ግፍዕታት ይወርዶም ምህላዉ፤ ምንጭታት መድረኽ ካብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕባሕሪ ሓቢሮም።

afaruuaaw

ህዝቢ ዓፋር ብወተሃደራት ኢማራት ዓረብ ከቢድ ግፍዕታት ይወርዶም ምህላዉ ምንጭታት መድረኽ ካብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕባሕሪ ሓቢሮም። ኣብ ከባቢታት ደሴታት ፋጡማ፥ ሓሌብ ራሓይታ ኣብ ምግፋፍ ዓሳን ክቡር ዑንቅታትን ዝተዋፈሩ ህዝቢ ብሄረ ዓፋር፤ ወተሃደራት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክሳብ ረሻሻት ብሙትኳስ ነቲ ህዝቢ ካብ ምግፋፍ ደው ከብልዎ ከምዝፈተኑ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። እቶም ወተሃደራት ኢማራት፤ ንህዝቢ ዓፋር ናብ የመንን […]

Read More →
Latest

Inside Eritrea’s exodus

By   /  September 26, 2016  /  English, Insight, Uncategorized  /  Comments Off on Inside Eritrea’s exodus

vlmmhxmze6umnig0031hepn4kiqb4f5x-large

(By Mark Anderson in Asmara) The Africa Report gains rare access to Eritrea, where tough living conditions are pushing young people out of the country and into perilous journeys to neighbouring countries and beyond. Outside a cafe on the crossroads of a busy intersection in Asmara, three 25 year olds sip macchiatos and catch up […]

Read More →
Latest

Testimony Of Fr. Athanasius Habtu Ghebre-Ab to the Committee on Foreign Affairs Subcommittee on Africa, Global Health, Global Human Rights, and International Organizations

By   /  September 16, 2016  /  English, Perspective, Uncategorized  /  Comments Off on Testimony Of Fr. Athanasius Habtu Ghebre-Ab to the Committee on Foreign Affairs Subcommittee on Africa, Global Health, Global Human Rights, and International Organizations

10109v

The Honorable Chairman Smith and members of the Subcommittee, I thank you for the privilege of being here today to give my testimony on the challenges Eritrea represents, and why failure to positively contribute in the resolutions of these challenges will affect the entire region and beyond. My name is Fr. Athanasius Habtu Ghebre-Ab. I […]

Read More →
Latest

ሓደ ዜጋ ብሰንኪ ማህረምቲን ስቅያትን መርመራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ቃሓውታ ስለያ እዚ ተወርዋሪ ዓሪፉ

By   /  September 2, 2016  /  Tigrigna, Uncategorized, ዜናታት  /  Comments Off on ሓደ ዜጋ ብሰንኪ ማህረምቲን ስቅያትን መርመራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ቃሓውታ ስለያ እዚ ተወርዋሪ ዓሪፉ

20131225114644443734_20

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ቃሓውታ ስለያ እዚ ተወርዋሪ ሓይልታት ብዕለት 26 ሓምለ ብሰንኪ ኣብ እዋን መርመራ ዘጋጠሞ ከቢድ ማህረምቲን ስቅያትን ሓደ ዜጋ ዓሪፉ። ብመሰረት ምንጭታትና እቲ  ወዲ 25 ዓመት መንእሰይ  ሰዓት 11 ናይ ምሸት ኣብ ሆስፒታል ሓሊበት እንዳ እሱራት ምስበጽሐ ከም ዝሞተ ተፈሊጡ። እቲ መንእሰይ  ምብታን ንመንግስቲ ዝቃወሙ ወረቃቅቲን ምትሕብባር ምስ ተቓወምቲ ውድባትን ብዝብል ክሲ ድሕሪ […]

Read More →
Latest

Counting the lost and nameless dead of the Mediterranean

By   /  September 1, 2016  /  English, Insight, Uncategorized  /  Comments Off on Counting the lost and nameless dead of the Mediterranean

1472638409487

Warning: this story contains disturbing imagery London: There is an “invisible catastrophe” in the Mediterranean: families who have lost their loved one beneath the waves and do not know where they are buried – or even if they are dead. A new report says many of the thousands of refugees and migrants who have died […]

Read More →
Latest

Striking Photos Show How Determined Migrants Still Are To Reach Europe

By   /  August 30, 2016  /  English, Insight, Uncategorized  /  Comments Off on Striking Photos Show How Determined Migrants Still Are To Reach Europe

A member of the Spanish NGO Proactiva (front L) rescues a migrant from Eritrea as others cling to a floatation rescue device, off the Libyan coast in Mediterranean Sea August 29, 2016. REUTERS/Giorgos Moutafis

Thousands have been saved in harrowing rescue missions over the last two days. 08/29/2016 03:55 pm ET 120 Willa Frej Reporter, The Huffington Post Migrants and refugees are still fleeing their homes and going to extremes to reach Europe, despite closed borders and increasingly stringent immigration laws. About 3,000 people, mostly from Eritrea and Somalia, were […]

Read More →
Latest

ቀጽሪ ፍትሒ፥ ደድሕሪ ንፋስ ዘምጸኦም ዘረባታት ካብ ሙግያይ ክድሕን መታን፥ ናይ ባዕሉ መዛረቢ ኣርእስታት ክህልዎ ይግባእ።

By   /  August 30, 2016  /  Tigrigna, Uncategorized, ርእሰ ዓንቀጽ  /  Comments Off on ቀጽሪ ፍትሒ፥ ደድሕሪ ንፋስ ዘምጸኦም ዘረባታት ካብ ሙግያይ ክድሕን መታን፥ ናይ ባዕሉ መዛረቢ ኣርእስታት ክህልዎ ይግባእ።

Dust whirlwind twister during summer drought on farm, Waikato, North Island, New Zealand, Pacific

ብዙሕ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣርእስቲ ኪኽኑ ዘይነበሮም ነጥብታት መዛረቢ ጥራይ ዘይኮነስ ‘እዋናዊ’ ጉዳይ ኮይኖም ምቕናይ ካብ ዝጅምሩ እዋን ኣቑጺሩ ኣሎ።ከም ግቡእ እዞም ንማንም ዘየርብሑ ትርጉም ኣልቦ ወይ ውን ቀዳምነት ዘይኮኑ (ብዉሑዱ ክሳብ ሓርነት ኤርትራ ዝረጋገጽ) ኣርእስታት፤ በቲ ዓቐን እቲ ቆላሕታ ክወሃቡ ይኹን ክደጋገሙ ኣይምተገብኦን። ምኽንያቱ ከምኡ ምግባር ነቶም ከምኡ ኪኸውን ደልዮም ዘንቅሉን ዝነቐሉን ሓይልታት […]

Read More →
Latest

ሓታቲ ዘይብሉ መንእሰይ ኣብ ትሕቲ ዘይተሓታቲ ስርዓት

By   /  August 25, 2016  /  Columns, Uncategorized, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሓታቲ ዘይብሉ መንእሰይ ኣብ ትሕቲ ዘይተሓታቲ ስርዓት

Screen Shot 2016-08-25 at 7.05.16 pm

ናጻ ኣብ ዝዀነ ሕብረተሰብ ዝነብሩ ሰባት ዝህልዎም መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል ብሓርነት ብህይወት ናይ ምንባር መሰል’ዩ። እዚ መሰል’ዚ ብዝዀነ ይኹን መኽንያት ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ኩነት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘይኣቱ መሰረታዊ መሰል ደቂሰብ’ዩ። ናይ ምንባር መሰል ብፍቓድ ውልቀሰባት፡ ሕብረተሰብ፡ መንግስቲ ይኹን ሰብስልጣን ዘይምንዛዕ መሰረታዊ ህዝባዊ መሰል’ዩ። ዜጋታት ብህይወት ናይ ምንባር መሰረታዊ መሰል ዝረጋገጹሎም ተወሰኽቲ መሰላት ኣለውዎም። ሃገራት […]

Read More →
Latest

ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተገይሩ

By   /  August 14, 2016  /  Tigrigna, Uncategorized, ዜናታት  /  Comments Off on ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተገይሩ

Eritrea su27_2

ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናይ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምቅይያር ተኻይዱ። እቲ ምቅይያር ብቐንዱ ኣብ ተኣማንነት ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንትን ጥርጠራ ናይ ምንዕዓብ ከልዕሉ ዝኽእሉ ሓለፍቲን ዝተሞርከሰ ሙኻኑ ምንጭታት መድረኽ ገሊጾም. ብመሰረት እቶም ምንጭታት እቲ ለውጢ ብቐንዱ ንመጀር ጀነራል ቻይና ብኣሉታ ዝጸለወ ነቶም ልዑል ተኣማንነት ዘርኣዩ ድማ ዝያዳ ሓላፍነት ዘውሃበ ምቅይያር እዩ። እቲ ምቅይያር ኣብ እዚ ተወርዋሪ ሓይሊ፤ […]

Read More →