Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  ዜናታት
Latest

ህዝቢ ኤርትራ ዳግም ናይ ሕልና ረፈረንዱም ብምክያድ፡ እወ ንሓቐና ናጽነት፡ ኣይፋል ነቲ መልክዑ ቀይሩ ዝመጸ ባርነት ኢሉ ከድምጽ ይግባእ።

By   /  April 26, 2017  /  Tigrigna, ርእሰ ዓንቀጽ, ዜናታት  /  Comments Off on ህዝቢ ኤርትራ ዳግም ናይ ሕልና ረፈረንዱም ብምክያድ፡ እወ ንሓቐና ናጽነት፡ ኣይፋል ነቲ መልክዑ ቀይሩ ዝመጸ ባርነት ኢሉ ከድምጽ ይግባእ።

referndum

ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ኣስታት 26 ዓመታት ኣብዚ ቅንያትእዚ ማለት ካብ 23 ክሳብ 25 ሚያዝያ ረፈረንዱም ኣካይዱስ ብ98.805% ኣኽሪሩ ንናጽነት ኣድሚጹ። ኣብተን ሰለስተ መዓልታት እወ እትብል ሰማያዊት ካርድ ኣብ ሳንዱቕ ብምኽታት ባህጉ ምሉእ ሓርነት ሙኻኑ ብሓደ ድምጺ ኣረጋጊጹ። ኣይፋል እትብል ቀያሕ ካርድ ናብ እንዳ ጎሓፍ ብምኽታት ድማ እቲ እታ ካርድ እትውክሎ ባርነትን ሕሰምን ተሓግሒጉ ክእለ ዘለዎ […]

Read More →
Latest

ዕጡቓት ራሻይዳ ኣብ ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ንዝርከብ መዓስከር ምዕራባዊ እዚ ኣጥቒዖም፤ 6 ኣባላት ምዕራብ እዚ ብሰንኪ እቲ መጥቓዕቲ ህይወቶም ስኢኖም። 

By   /  April 25, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ዕጡቓት ራሻይዳ ኣብ ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ንዝርከብ መዓስከር ምዕራባዊ እዚ ኣጥቒዖም፤ 6 ኣባላት ምዕራብ እዚ ብሰንኪ እቲ መጥቓዕቲ ህይወቶም ስኢኖም። 

sahel-land

እቲ ብዕለት 16 ሚያዝያ ዝተኻየደ መጥቓዕቲ ኣብ ልዕሊ 3ይቲ ሓይሊ እዚ ምዕራብ ዝተኻየደ ኮይኑ፤ ንብርክት ዝበለ ደቓይቕ ኣብ መንጎ እቶም ዕጡቓት ራሻይዳን ኣሃዱታት እዚ ምዕራብን ከቢድ ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። እቲ መጥቓዕቲ ኣብ ከባቢታት ናይ እቲ ብሓድሽ መዓስከር ዝፍለጥ መዓስከር ዝተገበረ ኮይኑ፤ ብሰንኪ እቲ ሃንደበታዊ መጥቓዕቲ 5 ኣባላት ምክትታል ዶብን ሓደ ናይ ተለንተ ማዕርግ […]

Read More →
Latest

ኣብ ዕለተ በዓል ፋሲጋ ብመንገዲ ሃይኮታ ንሱዳን ክሰግሩ ዝፍትኑ ኣብ ዝነበሩ ብርክት ዝበሉ መንእሰያት ብወተሃደራት ምዕራባዊ እዚ ቶኽሲ ሰለ ዝተኸፍተሎም 4 መንእሰያት ህይወቶም ስኢኖም።

By   /  April 25, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ዕለተ በዓል ፋሲጋ ብመንገዲ ሃይኮታ ንሱዳን ክሰግሩ ዝፍትኑ ኣብ ዝነበሩ ብርክት ዝበሉ መንእሰያት ብወተሃደራት ምዕራባዊ እዚ ቶኽሲ ሰለ ዝተኸፍተሎም 4 መንእሰያት ህይወቶም ስኢኖም።

OromoRefugeesSahara2014_2-480x360

ኣብ ዕለተ በዓል ፋሲጋ  ካብ ኤርትራ ተበጊሶም ብመንገዲ ሃይኮታ ንሱዳን ክሰግሩ ዝፍትኑ ኣብ ዝነበሩ ብቁጽሪ ብርክት ዝበሉ  መንእሰያት ብወተሃደራት ምዕራባዊ  እዚ ቶኽሲ ሰለ ዝተኸፍተሎም 4 መንእሰያት ህይወቶም ስኢኖም።  እቶም ኣባላት ሓለዋ ዶብ ምዕራባዊ እዚ ኣብ ልዕሊ እቶም ዶብ ክሰግሩ ዝህቅኑ ዝነበሩ ኤርትራውያን መንእሰያት ብኸቢድ ረሽራሽ ቶኽሲ ድሕሪ ምኽፋቶም፤ እቶም መንእሰያት ክሃድሙ እኳ እንተፈተኑ፤ ካብቲ ጽዑቕ ቶኽሲ […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ግብጺ ንመንግስቲ ኤርትራ ብርክት ዝበለ ቴክኖካዊን ወተሃደራውን ሓገዛት ምሃብ ይቕጽል። 

By   /  April 24, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on መንግስቲ ግብጺ ንመንግስቲ ኤርትራ ብርክት ዝበለ ቴክኖካዊን ወተሃደራውን ሓገዛት ምሃብ ይቕጽል። 

Flag-Pins-Egypt-Eritrea

መንግስቲ ግብጺ ምስ መንግስቲ ኢትዮጲያ ብሰንኪ በይናዊ ውሳነ መንግስቲ ኢትዮጲያ ንምህናጽ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ጸጥታውን ምፍጣጥ ካብ ዝኣቱ ኣትሒዙ ንኤርትራ ኣብ ጎድኑ ጌሩ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጲያ ጸቕጢ ንምግባር  ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብርክት ዝበሉ ውዕላት ጌሩ ኣሎ።   ብመሰረት እዚ ውዕል መንግስቲ ግብጺ ንመንግስቲ ኤርትራን ኣብ ኤርትራ ዝርከቦ ተቓወምቲ ውድባትን ምዕጣቕን ሚዛን ሓይሊ ዘተ […]

Read More →
Latest

ስድራቤት ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ብዝተፈላለዩ ዜጋታት ናይ ቴሌፎን ምፍርራህን ናይ ሕልና ግበሩ ጻውዒትን ይካየደሎም ኣሎ። 

By   /  April 22, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ስድራቤት ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ብዝተፈላለዩ ዜጋታት ናይ ቴሌፎን ምፍርራህን ናይ ሕልና ግበሩ ጻውዒትን ይካየደሎም ኣሎ። 

9

ካብ ዕለት 11 ሚያዝያ 2017 ጀሚሩ ስድራ ቤት ፕረዚደንት ኢሳያስ ካብ ዝተፈላለዩ ዜጋታት ብናይ ብቴሌፎን ጻውዒታት ምፍርራህን ሕልና ኪገብሩ ዝጽውዕ ምሕጽንታን ይካየደሎም ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ሓቢሮም። እቲ ካብ ዕለት 11 ሚያዝያ ክሳብ 16 ሚያዝያ ብጻዕቂ ዝተኻየደ ናይ ቴሌፎን ጻውዒት፤ ናብ ናይ ወይዘሮ ሳባ ሃይለ ማለት በዓልቲ ቤቱ ንፕረዚደንት ከምኡውን ክልተ ደቁ ማለት ኣቶ ኣብረሃም […]

Read More →
Latest

ህጽጽ ጻውዒት፡ ኩሎም ዜጋታት ብፍላይ ድማ መራሕቲ ሰራዊት ንድሕነት ናይቲ ምእንቲ ዕምሪ ስልጣንን ሃብቲ ስድራን ተባሂሉ ናብ መሸጣ ወሪዱ  ዘሎ ሉዓላውነት ኤርትራ ክዓዩ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ጸዊዑ።

By   /  April 20, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ህጽጽ ጻውዒት፡ ኩሎም ዜጋታት ብፍላይ ድማ መራሕቲ ሰራዊት ንድሕነት ናይቲ ምእንቲ ዕምሪ ስልጣንን ሃብቲ ስድራን ተባሂሉ ናብ መሸጣ ወሪዱ  ዘሎ ሉዓላውነት ኤርትራ ክዓዩ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ጸዊዑ።

Land_grabbing2121

ዕምሪ ስልጣን ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራን ሃብቲ ስድራቤቱን ንምንዋሕ ተባሂሉ ሉዓላውነት ኤርትራ ናብ ዕዳጋ ወሪዱ ምህላዉ፤ በዚ መሰረት ድማ ኣብ ዝሓለፈ 3 ዓመታት ገዚፍ ክፋል መሬትን ባሕርን ኣየርን ኤርትራ ንባዕዳውያን ሃገራት ይርከብ ከምዘሎ፤ ስለዚ ድማ ሉዓላውነት ኤርትራ ኣብ ኣዚዩ ሓደገኛ  ኩነት ከምዝርከብ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ገሊጹ። መድረኽ ኣብ መግለጺኡ እዞም ዝስዕቡ ምዕባለታት ብዝርዝር ብምቕራብ፡ ዜጋታት እዚ […]

Read More →
Latest

ኣብ ኤርትራ ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሮም ሓይልታት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ኤርትራ ናይ ማእሰርቲ ሜለኦም ቀይሮም ምህላዎም ተገሊጹ።

By   /  April 17, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ኤርትራ ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሮም ሓይልታት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ኤርትራ ናይ ማእሰርቲ ሜለኦም ቀይሮም ምህላዎም ተገሊጹ።

Hooded Man Event

ኣብ ኤርትራ ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሮም ሓይልታት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ኤርትራ ናይ ማእሰርቲ ሜለኦም ቀይሮም ምህላዎም ተገሊጹ። እቶም ምንጭታት ናብ ሬድዮ መድረኽ ኣብ ዝለኣኽዎ ሓበሬታ ከምዝሓበርዎ፤ ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝሒ ዝእሰሩ ሰባት ዓሰርተታት ኣሽሓት ስለዝሓለፈ፤ ሰባት ምእሳር ዝያዳ ንኩነኔ የቃለዓና ኣሎ ስለዚ ኣሰንቢድናን ኣፈራሪህናን ንልቀቆም ዝብል ሜላ ንፈትን ዝብል ስጉምቲ ወሲዶም ምህላዎም ተሓቢሩ።    በዚ […]

Read More →
Latest

ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ ናይ ወርቂ ዕደና ስምምዓት ዳርጋ ንሃብቲ ናይ ኤርትራ ብነጻ ቻይና ክትወስዶ ዘፍቅደላ ውዕላት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ። 

By   /  April 17, 2017  /  Columns, Tigrigna, እዋናዊ ጉዳያት, ዜናታት  /  Comments Off on ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ ናይ ወርቂ ዕደና ስምምዓት ዳርጋ ንሃብቲ ናይ ኤርትራ ብነጻ ቻይና ክትወስዶ ዘፍቅደላ ውዕላት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ። 

gold

ብመሰረት እቲ ምንጭታትና ዝለኣኽዎ ሓበሬታ፤ ዘይከምቲ ምስ ካናዳዊ ኩባንያ ነቭሰን ዝተገበረ  ናይ ቢሻ ስምምዕ ፤ እዚ ምስ ቻይና ዝተገበረ ውዕል ዳርጋ 80 ሚእታዊት ናይቲ ናይ ዛራ ወርቂ ኣታዊ ንቻይና ዘረክብ ውዕል ሙኻኑ ተገሊጹ። ኣምሳያ ናይዚ ቻይና ኣብ ባንክታት ብስም ዝተፈላለዩ ሕሳባት ናይ ስድራቤት ፕረዚደንት ኢሳያስ ሚልዮናት ዶላር ተቐምጥ ኣላ። እዚ ማዕድናት ጸጋታትን ሃገር ንባዕዳዊት ሃገር ዘረክብ […]

Read More →
Latest

ሓርበኛ ተጋዳሊት ምሕረት ኢዮብ ተኽሉ ( በዓልቲ ቤት ናይቲ ኣብ ማእሰርቲ ዔራዒሮ ዝርከብ ሚኒስተር በራኺ ገብረስላሰ) ርእሰ ቅትለት ፈጺማ ተሰዊኣ

By   /  April 15, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ሓርበኛ ተጋዳሊት ምሕረት ኢዮብ ተኽሉ ( በዓልቲ ቤት ናይቲ ኣብ ማእሰርቲ ዔራዒሮ ዝርከብ ሚኒስተር በራኺ ገብረስላሰ) ርእሰ ቅትለት ፈጺማ ተሰዊኣ

ሚኒስትሪ ኤዱቻቲኦን

ሓርበኛ ተጋዳሊት ምሕረት ኢዮብ ተኽሉ ( በዓልቲ ቤት ናይቲ ኣብ ትሕቲ ዓመጽ ማእሰርቲ ህግደፍ ዝርከብ ሚኒስተር በራኺ ገብረስላሰ) ርእሰ ቅትለት ፈጺማ ተሰዊኣ። ሓርበኛ ሕረት ኢዮብ ብዕለት 13 ሚያዝያ ሰዓታት ረፋድ፤ ካብቲ ህንጻ ናይቲ ትሰርሓሉ ቦታ፤ ማለት ህንጻ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ናብ መሬት ብምዝላል ርእሰ ቅትለት ፈጺማ ከምዝዓረፈት ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ገሊጾም። ተጋዳሊት ምሕረት ኢዮብ   ብ12 […]

Read More →
Latest

3 ሲቪል ዜጋታት ኣብ ቶኾምብያ ተቐቲሎም ኣብ ወሰን ጽርግያ ተደርብዮም ተረኺቦም።

By   /  April 15, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on 3 ሲቪል ዜጋታት ኣብ ቶኾምብያ ተቐቲሎም ኣብ ወሰን ጽርግያ ተደርብዮም ተረኺቦም።

killings

ብዕለት 24 መጋቢት ናይ 2017፤ 3 ሲቪል ዜጋታት  ኣብ ቶኾምብያ ተቐቲሎም ኣብ ወሰን ጽርግያ ተደርብዮም ከምዝተረኸቡ ምንጭታት ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ብምጥቃስ ሓቢሮም። እቶም ሰለስተ ሲቪል ዜጋታት ክልተ ተወለድቲ ብሄረ ኩናማ ኪኾኑ ከለዉ፤  እታ ሳልሰይቲ ግዳይ ብዙሓት ፈለጥቲ ዘለዉዋ ጓለንስተይቲ ኮይና ኣብ ከተማ ቶኾምብያ ኣብ ሸቐጥ ተዋፊራ ዝነበረት ሙኻና ተገሊጹ። እቶም ሬሰኦም ኣብ ደንደስ ጽርግያ ተዛሕዚሑ ዝተረኸቡ ሰለስተ ዜጋታት፤ […]

Read More →