Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  ትንታነ ዜና
Latest

‘ወርቂ እናፈልፈለ ካብ ለዋህ መሬተይ፤ ወደባት ከለኒ ምስ ክቡራት ዑንቀይ ፤ ኣነ’ዶ ምሰኣንኩ ምስ’ዚ ኩሉ ሃብተይ’ የማነ ባርያ

By   /  December 17, 2016  /  Tigrigna, ትንታነ ዜና  /  Comments Off on ‘ወርቂ እናፈልፈለ ካብ ለዋህ መሬተይ፤ ወደባት ከለኒ ምስ ክቡራት ዑንቀይ ፤ ኣነ’ዶ ምሰኣንኩ ምስ’ዚ ኩሉ ሃብተይ’ የማነ ባርያ

ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ መርበብ ኤሪ መድረኽ፥ ትማሊ ወተሃደራት ኢማራት ንህዝቢ ዓፈር የሳድድዎ ኣለዉ ዝብል ዜናኹም ምስኣንበብኩ እዛ ናይ የማነ ደርፊ ተራእያትኒ፥ ናባኹም እልእካ ኣለኹ። የማነ ባርያ ነቢይ ኢዩ እንተበልናዮ የምሕር ኢዩ። ‘ መኣዲ ገዛና ብጋኖት ክብላዕ፡ ህድሞና ጠፊኡ ናሃቶም ይውላዕ ‘ ኢሉዩ ደሪፉ እንጭዋ ግዳም ንኣንጭዋ ገዛ ምስኣሳደዶ። ግጥማን ድምጻን ኣተሓሒዘ እልእከልኩም ኣለኹ ሓደራ ቁሊሕ ክትብልዋ። ኣብረሃም ሰረቐ ኣብ […]

Read More →
Latest

ምክልኻል ቅዋም እውን ሓላፍነት ሓይልታት ምክልኻል’ዩ

By   /  December 14, 2016  /  Tigrigna, ትንታነ ዜና  /  Comments Off on ምክልኻል ቅዋም እውን ሓላፍነት ሓይልታት ምክልኻል’ዩ

ኣብዛ እዋናዊት ዓለም: ዝለዓለ  ሓላፍነት ሰራዊት ምክልኻል ናይ ዝኾነት ሃገር ምውሓስ ቅዋም’ዩ። ኩሎም ካልኦት ዕማማት ናይ ምክልኻል: ኣብ ውሽጢ እዚ ዓንኬል ዝሕቆፉዮም።ምኽንያቱ  ምኽባር ሉዓላውነት:  ተሳታፍነት ኣብ ሃገራዊ ልምዓት፡ ምስታፍ ኣብ ሃገራዊ በዓላት ወዘተ ኣብ ትሕቲ ምኽባር ቅዋም ዝርከቡ ዝርዝራት ስለዝኾኑ። ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ውን እዚ ውራይዚ እዩ ቀንዲ ዕማሙ። እቲ  ኣብ መሰረታት  ናይቲ ናጽነት ብኸቢድ […]

Read More →
Latest

ድሕሪ ለውጢ፤ ብስጋ እምበር ብመንፈስ ሓራ ዘይኮነ ህዝቢ ከይንኸውን ( 2ይ ክፋል)

By   /  December 13, 2016  /  Columns, Tigrigna, ትንታነ ዜና, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ድሕሪ ለውጢ፤ ብስጋ እምበር ብመንፈስ ሓራ ዘይኮነ ህዝቢ ከይንኸውን ( 2ይ ክፋል)

ከምቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ ዝተገልጸ ኣብዚ እዋን እዚ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ትሕተ መግዛእቲ ዘመኑ ምስ ዝረኣዮም ዓዛብን መከራን ዝመሳሰሉ፤ ከቢድ ስቓይ የሕልፍ ኣሎ። እዚ ሕጂ ኣብቲ ኣብ ወጻኢ ይኹን ውሽጢ ሃገር ዝነብር ኣካላት ሕብረተሰብ እንርእዮ ዘሎና ብዙሕነት ሓሳባትን መስመራትን ዘይጸውር ኣተሓሳስባን ባህርን፤ ካብቲ ካብ ንቕሉኡ ሜዳ ኤርትራ ክልተ ውድባት ኣይጸውርን ኢዩ […]

Read More →
Latest

ድሕሪ ለውጢ፤ ብስጋ እምበር ብመንፈስ ሓራ ዘይኮነ ህዝቢ ከይንኸውን (1ይ ክፋል)

By   /  December 11, 2016  /  Tigrigna, ትንታነ ዜና  /  Comments Off on ድሕሪ ለውጢ፤ ብስጋ እምበር ብመንፈስ ሓራ ዘይኮነ ህዝቢ ከይንኸውን (1ይ ክፋል)

ኣብዚ እዋን እዚ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ትሕተ መግዛእቲ ዘመኑ ምስ ዝረኣዮም ዓዛብን መከራን ዝመሳሰሉ፤ ከቢድ ስቓይ የሕልፍ ኣሎ። ማእሰርትን ምስዋርን ምቕጥቃጥን ዜጋታት፥ ባርነት መንእሰያት፥ ብናይ ባዕለንን ናይ ደቀንን ስቓይ ዝጓሃያ ኣዴታት፥ ኣቦታቶም ስኢኖም ዘኽቲሞም ዝዓብዩ ቆልዕዑ፤ ምስራሕ ዝተኸልአ ነጋዳይ፥ ህይወቱ ኣብ ዝሃበላ ናጽነት ምንባር ዝሰኣነ ስንኩል ተጋዳላይ፤ደስኪሉን ተዳሂሉን ዝኸርተተ ሓላፊ፤ ብዓቢኡ ድማ ቡኩራት […]

Read More →
Latest

ንኡስ ምልክታት ናዕቢ ኣብ ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

By   /  December 10, 2016  /  Tigrigna, ትንታነ ዜና  /  Comments Off on ንኡስ ምልክታት ናዕቢ ኣብ ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኩለ መዳያዊ ዘይዕግበት እንዳወሰኸ ብኡ መጠን ድማ ወጥሪ እንዳዓረገ ይመጽእ ምህላዉ ተሓቢሩ ኣሎ። መበገሲ ናይቲ ኣብ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘይዕግበት ብመሰረቱ፤ እቲ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣሳቒዩ ዘሎ ብኩራት ሓርነትን ናጽነትን ኢዩ። ምክልኻል ኤርትራ፤ ኣብዚ እዋን’ዚ ዝበዝሐ ዓቕሙ በቶም ገደብን መወዳእታን ዘይብሉ ኣስገዳዲ ሕጊ ዝተዓስከሩ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝተዓብለለ ሙኻኑ ዝፍለጥ […]

Read More →
Latest

ሓድሽ ዓለማዊን ዞባውን ስርዓት (order)፤ ንኤርትራ ብኸመይ ይጸልዋ ኣሎ።

By   /  December 8, 2016  /  Columns, Tigrigna, ትንታነ ዜና, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሓድሽ ዓለማዊን ዞባውን ስርዓት (order)፤ ንኤርትራ ብኸመይ ይጸልዋ ኣሎ።

ካብ 2013 ንነጀው፤ ብፍላይ ድማ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት፤ ዓለማዊ ጽልዋ ብፍላይ ድማ ሓድሽ ፖለቲካዊ ስርዓት ማእከላይ ምብራቕ፤ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኡ ኣቢሉ ድማ ንኤርትራ ብቐጥታ ክጸልዋ ጸኒሑ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ ብዝሓረዮምን ዘይሓረዮምን መንገድታት፤ ኣብዚ ሓድሽ ናይ ፖለቲካ ቅርጻ መሬት ይዋሳእ ኣሎ (ወይ ውን ንኽዋሳእ ብኻልኦት ሃገራት ተለቒሙ ኣሎ)። እዚ ዓለማዊ ኩነታት ንኤርትራ ብኸመይ ክጸልዋ […]

Read More →
Latest

ንሉዓላውነት እሙን ተቓውሞ ሙኻን የድሊ።

By   /  November 20, 2016  /  Columns, ትንታነ ዜና, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ንሉዓላውነት እሙን ተቓውሞ ሙኻን የድሊ።

ብዙሓት ሃገራት ነቲ ዝመርሕ ወይ ዝገዝእ ዘሎ ሰልፊ ዝቃወሙ  ብርክት ዝበሉ ተቓወምቲ ሰልፍታት ወይ ፖለቲካውያን ውድባትን ምንቅስቓስን ኣለወን። እዞም ተቓወምቲ ሰልፍታት፤ ፤ ቅዋም እታ ሃገር ኣብታ ሃገር ንኽህልዉ ኣብ ትሕቲ ዘጣጥሐሎም ቅዋማዊ መሰላት ኣጽሊሎሞም እሙናት ተቓወምቲ ብሙኻን፤ ነቲ ስልጣን ጨቢጡ ዘሎ ገዛኢ ሰልፊ ኣሊዮም ንምትካእ ይጽዕሩ። እቶም ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት፤ ነቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት፤ […]

Read More →
Latest

ንለውጢ ምብጋስ ጥራይ ኢዩ ንዘሎ ሃገራዊ ቅዛነት (National Depression) ናብ ጥዑይ ምህላው ዝቕይር።

By   /  November 16, 2016  /  Columns, Tigrigna, ትንታነ ዜና, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ንለውጢ ምብጋስ ጥራይ ኢዩ ንዘሎ ሃገራዊ ቅዛነት (National Depression) ናብ ጥዑይ ምህላው ዝቕይር።

ስለምንታይ ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ ዓዱ ገዲፉ ናብ ዘይፈልጦ መሬትን መጻእን ዘምርሕ ዘሎ? መልሱ ክልተ ቃላት ኢየን። ሓርነት ስኢኑ። ከም ህዝቢ ኤርትራ ጌሩ ዓዱ ዝፈቱን፤ ንሃገሩ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለን ህዝቢ የለን።  ግን ዓዱ ገዲፉ ይዕዘር ኣሎ፤ ምኽንያቱ መባእታዊ ሰብኣዊ ሓርነቱ ስለዝተነፈጎ። ስእነት ሓርነት ዝደፍኦ ስደት ኤርትራውያን፤ ካብ ዝተሓላለኹ ፖለቲካዊ፥ ስነሓሳባዊን ፍልስፍናዊን ክትዓት ኣውጺእካ፤ ብቐሊል  ዝጭበጥ ኣብነታት […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ በቶም ክጠቕሶም ውን ዘይግባእ ሓረጋትን ቃላትን ጌሩ ዘዳለዎ ጽሑፍ ንኽልእኽ ሕጋውን ሞራላውን ባይታን ክብርን የብሉን።

By   /  November 13, 2016  /  Columns, Tigrigna, ትንታነ ዜና, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ በቶም ክጠቕሶም ውን ዘይግባእ ሓረጋትን ቃላትን ጌሩ ዘዳለዎ ጽሑፍ ንኽልእኽ ሕጋውን ሞራላውን ባይታን ክብርን የብሉን።

ብዕለት 9 ሕዳር 2016 መራኸቢ ብዙሃን ኤርትራ፤ ‘’ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ናብ ጸለውቲ መራሕቲ ዓለም ብኸመይ ተዋሃሂዳ ኣንጻር ስደትን ፍልሰትን ክትሰርሕ ከምዘለዋ’ ዝገልጽ ጽሑፍ ምልኣኹ ሓቢሮም ኣለዉ። ከም ወትሩ፤ እቲ ጽሑፍ፤ መምህር ንሕንጫል ቆልዓ ተመሃራዩ ናይ ዝህቦ ኣስተምህሮ ቃና ዝሓዘ ኢዩ። በቲ ጽሑፍ፤ መንግስቲ ኤርትራ፤ ነቶም ስሞም ዘይጠቐሶም ‘ጸለውቲ’ መራሕቲ እንታይ ክገብሩ ከምዝግባእ፥ ኣበሰኦም እንታይ ሙኻኑ፥ […]

Read More →
Latest

ራእይ ፡ ናይ ድሕረ ለውጢ ህላወ ዘውሕሱ ሕግታት ካብ ብሕጂኡ ምርግጋጽ ኣካል ፍትሓዊ ቃልሲ ኪኾኑ ይግባእ።

By   /  November 7, 2016  /  Tigrigna, ትንታነ ዜና  /  Comments Off on ራእይ ፡ ናይ ድሕረ ለውጢ ህላወ ዘውሕሱ ሕግታት ካብ ብሕጂኡ ምርግጋጽ ኣካል ፍትሓዊ ቃልሲ ኪኾኑ ይግባእ።

ብዙሕ እዋን ዓመጽን እንክሔራን ዘጋጠሞም ኣህዛብ፤ ነቲ ኣብ ርእሶም ተቖሪኑ ዘሎ ኣርዑት ንምብጣስ ሓያል ቃልሲ የካይዱ። ነቶም ኣብ ትሕቲ ከቢድ ስቓይን ኩነኔ ሓርነትን ኣእትዮሞም ዘለዉ ዓመጽቶም ንምግጣም ድማ፤ ዕላማታቶም ሰሪዖም ይቃለሱ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ማለት ናይ ዓመጽ ሓይሊ በቲ ሓደ ወገን፥ ናይ ፍትሒ ግንባር ድማ በቲ ካልእ፤ ነዚ ኣብ ላዕሊ እተጠቐሰ ህዝባዊ ቃልሲ ኣንጻር […]

Read More →