Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna
Latest

ኣብ ዞባታት ዓንሰባ ደቡብን ማእከልን ገዛውቲ ምፍራስ መደብ ከምዘሎ ተሓቢሩ። 

By   /  October 18, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ዞባታት ዓንሰባ ደቡብን ማእከልን ገዛውቲ ምፍራስ መደብ ከምዘሎ ተሓቢሩ። 

ካብ ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር ናብ ኣመሓደርቲ ዞባታትን ክፍሊ ትሕተቅርጽን ብዝተመሓላለፈ መሰረት ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት  ብዘይፍቓድ ገዛውቲ ዝሰርሑ ምዝገባ ኪጅመርን ናይ ምፍራስ መደባት ክትግበርን ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ኣሎ። እዚ ናይ ሕጂ ትእዛዝ ወላ ተወሳኺ መናድቕ ዝነደቑ ወይ ውን ኣብ ቀጽሪ ቤቶም ተወሳኺ ጋራጃት ወይ ክሽነ፡ ወይ ውን  ምግፋሕን ምውሳኽን ገዛውቲ  ዝገበሩ ኩሎም ክምዝገቡን ኣድራሸኦም ብቕልጡፍ ናብ ሚኒስትሪ […]

Read More →
Latest

ፈጻሚ ቦርድ ላዕለዋይ ኣብያተ ትምህርቲ ብሪጋደር ጀነራል ሃይለ ምሕጹን ንኮለነል እዝራ ‘ቻንስለር’ ኮለጅ ማይነፍሒ ጌሩ ክምዝዞ ሙኻኑ ተሓቢሩ።

By   /  October 16, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ፈጻሚ ቦርድ ላዕለዋይ ኣብያተ ትምህርቲ ብሪጋደር ጀነራል ሃይለ ምሕጹን ንኮለነል እዝራ ‘ቻንስለር’ ኮለጅ ማይነፍሒ ጌሩ ክምዝዞ ሙኻኑ ተሓቢሩ።

ፈጻሚ ቦርድ ላዕለዋይ ኣብያተ ትምህርቲ ብሪጋደር ጀነራል ሃይለ ምሕጹን ንኮለነል እዝራ ‘ቻንስለር’ ኮለጅ ማይነፍሒ ጌሩ ክምዝዞ ሙኻኑ ተሓቢሩ። ዶክተር ሃይለ ምሕጹን ኮለጃት ብምንቅስቓስ መድረኽ ተሶሊኸን ስለዘለዋ ‘ከጽርየን’ ካብ ፕረዚደንት ኢሳያስ መምርሒ ከምዝተቐበለ ይነግር ምህላዉ ዝሓበሩ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ፡ ኣብ ኮለጅ ማይነፍሒ ዘሎ ምሕደራ ንተማሃሮ  ሰጥ ዘብል ሕግታት ብምትእትታው ከስተኻኽሎ ሙኻኑ ይሕብር ምህላዉ ገሊጾም። ዶክተር ሃይለ […]

Read More →
Latest

ኣብ ዓዲሃሎ ንግዕዙይ ምሕደራ መንግስቲ ኤርትራ ተቓዊሞም ዝኣደሙ ኣባላት 29 ዙርያ ኣብ ጎላጉል ናሮ ከቢድ መቕጻዕቲ ይወሃቦም ምህላዉ ተሓቢሩ።

By   /  October 15, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ዓዲሃሎ ንግዕዙይ ምሕደራ መንግስቲ ኤርትራ ተቓዊሞም ዝኣደሙ ኣባላት 29 ዙርያ ኣብ ጎላጉል ናሮ ከቢድ መቕጻዕቲ ይወሃቦም ምህላዉ ተሓቢሩ።

እቶም ኣባላት 29 ዙርያ ካብ ኣፍዓበት 30 ኪሎመተር ንሰሜን ኣብ ዝርከብ ጎላጉል ናሮ ድሕሪ ምልኣኾም፡ ንግሆን ምሸትን ብጉዕዞ እግሪ ይቕጽዑ ምህላዎም ተሓቢሩ። ነቲ ዝወሃቦም ዘሎ መቕጻዕቲ ንምኽራር ድሕሪ ጉዕዞ እግሪ እምኒ ከምዝኣርዩ ይግበር ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብቲ ቦታ ዘለዉ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ከምዝሓበርዎ፡ ነቶም ኣባላት 29 ዙርያ መንእሰያት ድሕሪ እዚ ዝወሃቦም ዘሎ ኣህላኺ ጉዕዞ እግሪን ምእራይ እምኒን፡ […]

Read More →
Latest

ብሰንኪ ስእነት መማህራን ብርክት ዝበላ ኣብያተ ትምህርቲ ገና ከምዘይጀመራ ተገሊጹ። 

By   /  October 13, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ብሰንኪ ስእነት መማህራን ብርክት ዝበላ ኣብያተ ትምህርቲ ገና ከምዘይጀመራ ተገሊጹ። 

ኣብ ወርሒ መስከረም ስሩዕ ትምህርታዊ መደባት ክጅምራ ዝግበአን ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ፡ ብሰንኪ ዋሕዲ መማህራን ኣገልግሎት ትምህርቲ ከምዘይጀመራ ምንጭታትና ሓቢሮም። እቲ ተርእዮ፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ዝረአ ዘሎ’ኳ  እንተኾነ ብዝያዳ ኣብ ዞባታት ማእከልን ደቡብን ገኒኑ ምህላዉ ይሕበር። በዚ መሰረት ኣብ ዞባ ደቡብ 7 ማእከላይ ደረጃን 3 መባእታዊ ኣብያተ ትምህርትን ብፍጹም ስእነት መማህራን ትምህርቲ ከምዘይጀመራ ተሓቢሩ። እቶም ብኣዚዩ […]

Read More →
Latest

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ምልዕዓል መበል 29 ዙርያ ኣብ ዓዲ ሃሎ

By   /  October 11, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ምልዕዓል መበል 29 ዙርያ ኣብ ዓዲ ሃሎ

ኣብ ዓዲ ሃሎ ብኣባላት 29 ዙርያ ዝተኻየደ ናዕቢ ብዓይነቱ ናይ መጀመርታ ምንባሩ ተሓቢሩ። እቲ ብኣባላት 29 ዙርያ ዝተኻየደ ተቓውሞ ብድፍረት ናይቶም ኣባላትን ብውህደት ናይቲ ዝወደብዎ ተቓውሞን ኢዩ ፍልይ ዝበለ ተባሂሉ ኪግለጽ ተኻኢሉ ። ኣብ ዝሓለፈ ዜናታት ከምዝሓበርናዮ ቅድሚ ዓመትን ሰለስተ ወርሕን ናብ ዓዲሓሎ ዝተመደቡ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት 29 ዙርያ፡ ኣብ ቦተኦም እንጻር ኩሉ ዓይነት ኣተሓሕዛ ኣባላት […]

Read More →
Latest

ኣብ ዓዲ ሓሎ ተመዲቦም ዝጸንሑ ኣባላት 29 ዙርያ ንኡስ ናዕቢ ስለዘካየዶ ናብ ኣፍዓበትን ቃሩራን ተወዚዖም። 

By   /  October 9, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ዓዲ ሓሎ ተመዲቦም ዝጸንሑ ኣባላት 29 ዙርያ ንኡስ ናዕቢ ስለዘካየዶ ናብ ኣፍዓበትን ቃሩራን ተወዚዖም። 

ቅድሚ ዓመትን ሰለስተ ወርሕን ናብ ዓዲሓሎ ዝተመደቡ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት 29 ዙርያ፡ ኣብ ቦተኦም ንኡስ ምንዕዓብ ኣካይዶም። እቶም ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ዓዲሓሎ ካብ እንመጽእ ልዕሊ ዓመት ኣሕሊፍና ይኹን ግን ብዘይዝኾነ ስራሕ ንልዕሊ ዓመት ቀንፈዘው ኢልና ኢሎም ኢዮም ነቲ  ናዕቢ ኣልዒሎም። እቶም ኣባላት 29 ዙርያ ኣብ ድሮ መስቀል ናይ ባዕሎም ኣኼባ ብምጽዋዕ ብኢደዋኒኖም ነናብ ስድረኦም […]

Read More →
Latest

ኣብ ወርሓት ነሓሰን ሓምለን ኣብ ዞባታት ማእከልን ደቡብን 67 ክላሺንን ሴማኖፍን  ዝዓይነቱ ብረት ካብ ዕጡቓት ጠፊኡ

By   /  October 3, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ወርሓት ነሓሰን ሓምለን ኣብ ዞባታት ማእከልን ደቡብን 67 ክላሺንን ሴማኖፍን  ዝዓይነቱ ብረት ካብ ዕጡቓት ጠፊኡ

እቲ ዝጠፍአ ብረት 67 ኮይኑ ካብ ኣባላት ዕቑር ሰራዊትን ኣባላት ፖሊስን ዞባ ማእከልን ዞባ ደቡብን ኢዩ ጠፊኡ። እቲ ጸብጻብ ናብ ሃገራዊ ድሕነት ምስ በጽሐ ክፍሊ ጸጥታ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምዕጻው ብሎኮታት ዘጠቓልል ኣዚዩ ሰፊሕ ተፍቲሽ ከምዘካየደ ተፈሊጡ። ብዘይካ እዚ ሃገራዊ ድሕነት ምጥፋእ ናይቲ 67 ብረታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ብዘለዉ ባእታታት ምንቅስቓስ ዴሞክራስያዊ ለውጢ  ዝተገበረ ስርሒት ኪኸውን […]

Read More →
Latest

ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ኤርትራ ደጊም ሃይማኖታዊ ፖለቲካን፡ ፖለቲካዊ ሃይማኖትን የብቕዕ ኢላ ብትሪ ተላዒላ ምህላዋ ሓቢራ።

By   /  October 1, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ኤርትራ ደጊም ሃይማኖታዊ ፖለቲካን፡ ፖለቲካዊ ሃይማኖትን የብቕዕ ኢላ ብትሪ ተላዒላ ምህላዋ ሓቢራ።

ኣብ 1 ጥሪ 1802 ናይ ክፍለ ግዝኣት ኮነኒከት ኣቡን ንቐዳማይ ምምሕያሽ ቅዋም ኣሜሪካ ኣመልኪቶም መብርሂ ኣብ ዝተሓተተሉ እዋን ፕረዚደንት ቶማስ ጃፈርሰን ከምዚ ዝስዕብ መብርሂ ሂቡሉ ነይሩ። እቲ ምምሕያሽ ንሃይማኖት ሉዓላዊ ክብረት ዝህብ ኢዩ፡ እዚ ማለት ሓጋጊ ኣካል ኣሜሪካ ንሃይማኖት ኣመልኪቱ ብይን ከሕልፍ ይኹን፡ መሰል እምነት ህዝቢ ክእግድ ፍጹም ሕጋዊ መሰል የብሉን፡ ብሓጺሩ መንግስትን ሃይማኖትን ዝፈሊ […]

Read More →
Latest

ብዉሑዳት ሰበስልጣንን ስድራቤቶምን ካብ ህዝብን ሃገርን ተሰሪቑ ኣብ ባንክታት ወጻኢ ተቐሚጡ ዘሎ ገንዘብ ክሳብ 1.8 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ተፈሊጡ።

By   /  September 21, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ብዉሑዳት ሰበስልጣንን ስድራቤቶምን ካብ ህዝብን ሃገርን ተሰሪቑ ኣብ ባንክታት ወጻኢ ተቐሚጡ ዘሎ ገንዘብ ክሳብ 1.8 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ተፈሊጡ።

ዝበዝሐ ክፋል ናይቲ ብሰበስልጣን ካብ ህዝቢ ዝተሰረቐ ገንዘብ ኣብ ስዊዘርላንድ፡ ቻይና፡ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ቆጵሮስ፡ ዱባይ፡ ህንዲ፡ ተቐሚጡ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ  ገሊጾም። እቲ ርእሰማል ብዶላርን ብወርቂን ተቐሚጡ ዘሎ ኮይኑ ብዓይነትን ብገንዘብን ኣብ ክልተ ዝተኸፈል ኢዩ። ኢዩ። እቲ ፕረዚደንት ኢሳያስ ንኩባንያ ነቪሱን ብዓይነት ከምዘለዎ ከቐምጥዎ ዝኣዘዞም 500 ሚልዮን ዶላር ዘውጽእ ጥረ ወርቂ፡ ቅድሚ 2 ዓመት ብ5 […]

Read More →
Latest

ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ንዝተፈላለዩ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚልዮን ክሳብ ሓደ ሚልዮን ድላር ብምሃብ ብስሞም ንግዲ ከካይዱሉ የዋፍር ኣሎ።

By   /  September 18, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ንዝተፈላለዩ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚልዮን ክሳብ ሓደ ሚልዮን ድላር ብምሃብ ብስሞም ንግዲ ከካይዱሉ የዋፍር ኣሎ።

ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ዓለማት ብፍላይ ድማ ኣብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ንዝነብሩ ብርክት ዝበሉ ዜጋታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኮይኖም ኣብ ክንድኡ ክነግዱን ካብ ኣታዊታቱ ኮሚሽን ክህቦምን ውዕላት ይገብር ኣሎ። እቶም ዜጋታት ብጥንቃቐ ብቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝተመረጹ ኮይኖም፡ መብዛሐተኦም ናይ ቀረባ ኣዝማድ ኣቶ ሓጎስ ገብርህይወት ወይ መቕርብ ናይ በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት ወይዘሮ ሳባ ሙኻኖም […]

Read More →