Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  ዞባዊ ጉዳያት
Latest

ደቡብ ሱዳን፥ ብታህዋኽ ዝሰመረ ነጻነት ዝጠንቁ ጸጥታዊ ሓርጎጽጎጽ።

By   /  July 28, 2016  /  Columns, ዞባዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ደቡብ ሱዳን፥ ብታህዋኽ ዝሰመረ ነጻነት ዝጠንቁ ጸጥታዊ ሓርጎጽጎጽ።

3eee939c93f04fcfb13524e5985042d7_18

መሰረታዊ ምኽንያት ናይቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ብቐጻሊ ዝምዝገብ ዘሎ ጸጥታዊ ቅልውላውን ኲናት ሕድሕድን ፥ ደቡብ ሱዳናውያን ፖለቲካውያን ሓይልታት ኣብ`ቲ  ልኡላዉነታ ዘረጋገጸት ሃገር  ንምቛም ባይታ ዘንጸፈሎም ናይ 2005 ኣጠቓላሊ ስምምዕ ሰላም ዝሰፈሩ ነጥብታት ብግቡእ ስለዘይሰሩሑሎምን፣  ብኣላዝቦን  ቀጥታዊ ኣድህቦን  ናብ ባይታ ስለዘየቕረብዎምን`ዩም  እንዳተባህለ እዩ ብሓያሎ ተንተንቲ ፖለቲካ እታ ሃገር ዝግለጽ። ኣጠቓላሊ ስምምዕ ሰላም 2005, ደቡብ ሱዳን ክሳብ […]

Read More →
Latest

ግዱድ ምግዓዝ ዓድታት ንስርቂ ጸጋታት

By   /  July 17, 2016  /  Columns, ዞባዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ግዱድ ምግዓዝ ዓድታት ንስርቂ ጸጋታት

images (7)

ተቐማጦ ንኡስ ዞባ ሃይኮታ ከባቢኦም ብዝሒ ሓራምዝ ስለዝተራእዮ፡ እቲ ኸባቢ ሕሩም ሕዛእቲ ዀይኑ ከም መስሕብ ቱሪዝም ሃገራዊ ኣታዊ ምእንቲ ኽርከበሉ ተባሂሉ ናብ ሞሎበር ተገዲዶም ይግዕዙ ኣለዉ። ምስቲ ልሙድ ኣብ ኤርትራ ዝርአ፡ ለውጢ ዘይቅበል ኣካይዳ ኽርአ ኸሎ፡ እቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ሃይኮታ ኽካየድ ዝቐነየ ምግዓዝ ልዑል ፍጥነትን ውዳበን ኔርዎ። እቲ ፍጥነት መርኣያ ናይቲ ኰነ ኢሉ ንጽቡቕ ዓጽዩ፡ ኣብ ዕንወት ዝሰልጥ […]

Read More →
Latest

“ወቕቲ-ህልቂት” ማእከላይ ባሕሪ

By   /  April 22, 2016  /  Columns, ዞባዊ ጉዳያት  /  Comments Off on “ወቕቲ-ህልቂት” ማእከላይ ባሕሪ

sea victims

ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 10 ኣዋርሕ ረጊኡ ድሕሪ ምጽናዕ ጽምጺ ኣውያትን ህልቂትን ከድምጽ ጀሚሩ ኣሎ። እዚ ወቕቲ እዚ ማዕበላዊ ባህሪ እቲ ማያዊ ኣካላ ዝሃድኣሉ ግዜያት ከምዝኾነ ስለዝ እመን ጥራይ ዘይኮነ ዋሕዚ ናይቲ ብ መንገዲ ምብራቓዊ ሸነኽ ማለት ብግሪኻውያን ደሴታት ኣኳሊምካ ኤውሮጳ ንምእታዉ ተለሚዱ ዝጸንሐ ጉዕዞ ቀይድታት በዚሑዎ ቊጽሪ ናይቶም ናብን ካብን ገማግም ሊብያን ግብጽን ክብገሱ ዝመርጹ […]

Read More →
Latest

ሓድሽ ውዕል “ኢውሮጳዊ ሕብረት-ቱርኪ” ሃስያኡ ንመን፧

By   /  March 20, 2016  /  Columns, ዞባዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሓድሽ ውዕል “ኢውሮጳዊ ሕብረት-ቱርኪ” ሃስያኡ ንመን፧

h0rn of africa

ኣብ’ዛ ዝሓለፈት ሰሙን ፥ መንግስቲ ቱርኪ ብመለሳ ገንዘባዊ ሓገዝ ፥ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ንዝጥርዘኦም (ኤርትራውያን ዝርከብዎም) ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ተቐቢሉ ንኸጣይስ ዘኽእል ስምምዕ በጺሑ ኣሎ። እቲ ስምምዕ ፥ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ሃገረን ንዝርከቡ ሓተቲ ዑቕባ ብዝኾነ ኣህጉራዊ ሕጊ ከይተቐየዳ ናብ ቱርኪ ክጥርዛኦም ፥ ናብ ቱርኪ ኣትዮም ጠለብ ዑቕባኦም ሰኒዶም ዝጸንሑ ካልኦት ስደተኛታት ድማ ብሕጋዊ […]

Read More →