Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  ካብ ዘንበብናዮ
Latest

ናብ ኣየር ይኹን መርበባት ዝዝርጋሕ ዘሎ ትሕዝቶ ብደረጃ ክብ ክብል፥ ዓቕሚ ዘለዎም ድማ ነቲ ኣንቆልቂሉ ዘሎ ም’ዝታይ ከተንስኡ እጃሞም ክገብሩ ይግባእ

By   /  May 8, 2017  /  Columns, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ናብ ኣየር ይኹን መርበባት ዝዝርጋሕ ዘሎ ትሕዝቶ ብደረጃ ክብ ክብል፥ ዓቕሚ ዘለዎም ድማ ነቲ ኣንቆልቂሉ ዘሎ ም’ዝታይ ከተንስኡ እጃሞም ክገብሩ ይግባእ

ዳርጋ ዝበዝሐ ህዝቢ ኣብ ሓደ ወገን ኮይኑ ኣንጻር ዓመጽ፥ ዝወሓደ ክፋል ድማ ንዝተፈላለየ ምኽንያት ንመንግስቲ ኤርትራ ክድግፍ ጸኒሑ ኣሎ። ብፍላይ ኣብዚ ቀረባ እዋን እቲ ሚዛን ሓይሊ ብርኡይ ናብቲ ደላይ ሓርነት ዘለዋ ኤርትራ ዝኾነ ህዝቢ እንዳዛዘወ መጺኡ ኣሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣብ ቀጽሪ ተቓውሞ ዘሎ ምንቅስቓስ ስለዝሓየለ ዘይኮነስ፤ እቲ ምስ ገዛእ ህዝቡ ኣብ ኩናት ዝተጸምደ መንግስቲ […]

Read More →
Latest

ዛንታ ኮኾብ ኤርትራዊ ተጻዋታይ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ናይ ሕጂ ስደተኛ ሳምሶም ኣረፋይነ ካብ ጋዜጣ ኒዩዮርክ ዝተተርጎመ

By   /  February 2, 2017  /  Columns, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ዛንታ ኮኾብ ኤርትራዊ ተጻዋታይ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ናይ ሕጂ ስደተኛ ሳምሶም ኣረፋይነ ካብ ጋዜጣ ኒዩዮርክ ዝተተርጎመ

ኣብ ዘ ኒዩ ዮርከር ብኣሌክስ ኦኬወዮ ካብ ዝተጻሕፈ ሓርፋፍ ትርጉም ኣብ ሰዓታት 11 ረፋድ 10 ጥቅምቲ 2015 ሳምሶም ኣረፋይነ ንሃገራዊ ጋንታ ወኪሉ ናብ ቦትስዋና ኪኸይድ ሙኻኑ ምስተሓበረ ብሓጎስ ኢዩ ተፈንጪሑ፤ ምኽንያቱ ካብ ማሕዩር ናብ ጩራ ሓርነት ናይ ምኻድ ዕድል ስለዝተዋህቦ። ተቐላጢፉ ኣጋ ምሸት ክዳውንቱ ክጥርንፍ ናብታ ክፍሉ ጎየየ የግዳስ ከምቲ ልሙድ ኣብ ኣስመራ መብራህቲ ስለዘይነበረ […]

Read More →
Latest

ዘስካሕክሕ ህልቂት መንእሰያትን ህጻናትን አብ ሃይኮታ

By   /  December 25, 2016  /  Columns, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ዘስካሕክሕ ህልቂት መንእሰያትን ህጻናትን አብ ሃይኮታ

ብ 22 ጥቅምቲ 10 መንእሰያት ዝጸዓነት HAICE ዝዓይነታ ናይ ገዛ መኪና ካብ ኣስመራ ተበጊሳ። እቶም ኣብታ መኪና ዝነበሩ ተሳፈርቲ 5 መንእሰያት ደቀንስትዮ፡ 2 መንእሰያት ደቂ ተባዕትዮ ከምኡ ድማ 3 ህጻናት እዮም። ነብሲ ወከፎም ካብ ካብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዶብ ሰጊሮም ንጎረቤት ሃገር ክሰግሩ፡ ኣምሳያኡ ድማ ነብሲወከፎም፡ $5500 ዶላር ንኣስገርቶም ክኸፍሉ ተሰማሚዖም። እቶም ሸውዓተ መንእሰያት ኣባላት […]

Read More →
Latest

ክፍሊ ናይ ክብሪ መዝገብ ዝረአ ዘሎ ምድንጓያት ንተገልገልቲ ልዕሊ ካልእ እዋን ዓቕሎምን ግዜኦን ዝቐትል ተርእዮ ኮይኑ ምህላዉ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ከተማ ኣስመራ ሓቢሩ።

By   /  November 20, 2016  /  Columns, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ክፍሊ ናይ ክብሪ መዝገብ ዝረአ ዘሎ ምድንጓያት ንተገልገልቲ ልዕሊ ካልእ እዋን ዓቕሎምን ግዜኦን ዝቐትል ተርእዮ ኮይኑ ምህላዉ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ከተማ ኣስመራ ሓቢሩ።

ከም ኣካል ናይቲ ኣብ መላእ መንግስታዊ ጽላት ሃገርና  ሰሪቱ ዘሎ ምሕደራዊ ውድቀት ፥ ኣብ ክፍሊ ናይ ክብሪ መዝገብ ዝረአ ዘሎ ምድንጓያት ንተገልገልቲ ልዕሊ ካልእ እዋን ዓቕሎምን ግዜኦን ዝቐትል ተርእዮ ኮይኑ ምህላዉ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ከተማ ኣስመራ ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ እቲ ወኪል፥ ካብ መስክር ናይ ዕለተ ልደት ክሳዕ ምስክርነት መዋቲ ክስንዱን ከውጽኡን ዝምድቡ ዜጋታት ንልዕሊ […]

Read More →
Latest

ኣብ ኢትዮጲያ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ንኤርትራ በየናይ ሴናርዮታትን ብኸመይን ክጸልዋ ይኽእል?

By   /  October 19, 2016  /  Columns, Tigrigna, ትንታነ ዜና, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ኣብ ኢትዮጲያ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ንኤርትራ በየናይ ሴናርዮታትን ብኸመይን ክጸልዋ ይኽእል?

ኣብ ጎረቤትና ኢትዮጲያ ተኸሲቱ ዘሎ ውሽጣዊ ኩነታት በብእዋኑ ክዓርግ ጸኒሑ ኣሎ። ከም መርኣያ ናይዚ እንዳዓበየ ክመጽእ ዝጸንሐ ዘይምርግጋእ ድማ፤ መንግስቲ ኢትዮጲያ ብ9 ጥቅምቲ 2016 ኩነተ ህጹጽ እዋን (state of emergency) ኣዊጁ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ዝተጠቐሰ ኣዋጅ፤  ማእከል እዝታት (command post) ህጹጽ እዋን፤ ዝርዝራት ትግባረ ህጹጽ እዋን ዘርጊሑ ኣሎ። በዚ መሰረት  ንኣጠቓቕማ መራኸቢ ብዙሃን፥ ንደረት ምንቅስቓስ፥ […]

Read More →
Latest

ሃገራዊ ኣገልግሎት መንሽሮ ምዕባለ ኤርትራን ህዝባን ኮይኑ ሓይኹ ይበልዖም ኣሎ’ ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ

By   /  September 8, 2016  /  Columns, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ሃገራዊ ኣገልግሎት መንሽሮ ምዕባለ ኤርትራን ህዝባን ኮይኑ ሓይኹ ይበልዖም ኣሎ’ ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ

ሃገራዊ ኣገልግሎት መንሽሮ ምዕባለ ኤርትራን ህዝባን ኮይኑ ሓይኹ ይበልዓ ኣሎ ክብል ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ ንኣባላት ባይቶ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሓቢሩ። ሃገራዊ ኣገልግሎት መንሽሮ ምዕባለ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዋን ዎርልድ ዝተባህለ ጋዜጣ  ዘውጸኦ ዓንቀጽ ከምዝሕብሩ ፕሮፌሰር ጋይም ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ መጀመርታ ንሰናይ ዕላማ ኢሉ ከምዝተበገሰን ዝዓመመን ድሕሪ ምብራህ ጸኒሑ ግን እቲ ኣገልግሎት […]

Read More →
Latest

ኤርትራ፤ ባጀት ቤት ትምህርቲ ጽሙማን 1000000፤ ሽልማት ሓደ ደራፋይ 40000 ወይ 4% ናይ ጠቕላላ ባጀት ቤት ትምህርቲ

By   /  July 31, 2016  /  Columns, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ኤርትራ፤ ባጀት ቤት ትምህርቲ ጽሙማን 1000000፤ ሽልማት ሓደ ደራፋይ 40000 ወይ 4% ናይ ጠቕላላ ባጀት ቤት ትምህርቲ

ኣብዚ ቅንያት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ውጽኢት መልቀቒ ካልኣይ ደረጃ ኣመልኪቱ ሓበሬታ ዘርጊሑ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2015/2016 ተመርሚሮም ንዲግሪ ዝሓለፉ ተመሃሮ 11 ሚእታዊት እዮም፥ ብኻልእ ኣበሃህላ እቶም 89% ካብ ናይ ዩኒቨርሲቱ ደረጃ ብእዋኑ ተገሊሎም ኣለዉ ማለት እዩ።እዚ ነቲ ንመንእሰያት ሓኒቑ ሒዝዎም ዘሎ ሕሰምን ሳዕቤናቱን ከይገለጽካ፥ ከምቲ 65 ኣባላት ናይዚ ዝሓለፈ ዙርያ ውጽኢት […]

Read More →
Latest

እንተዘይትንውንወኒ መን መጽደፈኒ

By   /  July 24, 2016  /  Columns, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on እንተዘይትንውንወኒ መን መጽደፈኒ

ኣብ መኽፈቲ ናይቲ ኣብዚ ቅንያት እዚ ዝተኻየደ ዋዕላ መጽናዕትታት ኤርትራ ኣብ ዝተዋህበ ቃል መንግስቲ ኤርትራ፥ ብሰንኪ ዋሕዲ መጽናዕትታት፥ ህዝቢ ዓለም ብዛዕባ ኤርትራ ግጉይ መረዳእታ ከምዘለዎ ድሕሪ ምግላጽ፥ ከም ኣብነት ነቲ ‘ ኣብ ኤርትራ ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንተወሓደ ክልተ ኣንስቲ ክምርዓዉ ዝግድድ ሕጊ ከምዝተኣወጀ ዝገልጽ ዜና’  ጠቒሱ። እዚ ዜና እዚ ክእመን ዝኸኣለ ግን ዓለም ደንቆሮ ስለዝኾነት […]

Read More →
Latest

ወግዓዊ መግለጺ EYSC – ንህዝቢ ኤርትራ ዝተኸፍለ ዋጋ ንዘልኣለም ክኸብር እዩ!

By   /  March 29, 2016  /  Columns, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ወግዓዊ መግለጺ EYSC – ንህዝቢ ኤርትራ ዝተኸፍለ ዋጋ ንዘልኣለም ክኸብር እዩ!

ድሕሪ’ ቲ ኣብ መፋርቕ 20 ክፍለዘመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ ዘይፍትሓዊ ብይን: እቲ ብዓንተብኡ ውን ኣንጻር መግዛእቲ ክተኣኻኸብ ዝጀመረ ኤርትራዊ ደምበታት: ቃልሱ ንመሰል ርእሰውሳኔ ክብ ከብል እዩ ተቐሲቡ። መግዛእቲ ንምምካት: ናይ ከልኦት ሃገራት ቃልሲ ብቐንዱ ደማ ሰውራ ኣልጀርያ ከም ኣብነት ብምሕራይ: ብረታዊ ቃልሲ ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ተወሲዱ ንቅሎ ንሓርነት ኮነ። ኣብቲ 30 ዓመታት ዝወሰደ […]

Read More →