Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  እዋናዊ ጉዳያት
Latest

ሽሕ ኪሎ ሜተር ባሕሪ ዝውንን ግን ከኣ ዓሳ በሊዑ ዘይፈልጥ ህዝቢ!

By   /  June 21, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሽሕ ኪሎ ሜተር ባሕሪ ዝውንን ግን ከኣ ዓሳ በሊዑ ዘይፈልጥ ህዝቢ!

ኣብ ዜናታትና ከምእተኸታተልኩሞ መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምእንቲ ስልጣኑን ሃብቱን ሉዓላውነት ዝሸይጥ ዓንዳሪ ፖሊሲኡ፤ ቀይሕ ባሕሪን ጸጋታቱን ናብ መንግስቲ ግብጺ ሸይጥዎ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ብሰነዳት ዝተረጋገጸ ሓበሬታ መንግስቲ ግብጺ እቲ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ዝገፎ ዓሳ ኣብ ዕዳጋታት ግብጺ ስዑድያን ኢማራትን ድሕሪ ምዝርግሑ 41% ካብቲ እቶት ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸፍል። እዚ ናይ ዓሳ መሸጣ ይኹን እቲ […]

Read More →
Latest

7 ፖሊስ ካብቲ ተኣሲሮሙሉ ዝነበሩ ቦታ ፈንጢሶም ከምዘምለጡ ተሓቢሩ። 

By   /  June 19, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on 7 ፖሊስ ካብቲ ተኣሲሮሙሉ ዝነበሩ ቦታ ፈንጢሶም ከምዘምለጡ ተሓቢሩ። 

እቶም ኣባላት ሓይሊ ፖሊስ ዝነበሩ እሞ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ፖሊስ ብዕለት 12 ሰነ ኢዮም ካብ ቤትማሰርቲ ኣምሊጦም ተሰዊሮም። እቶም ዘምለጡ ፖሊስ ኣብ ከባቢ እምዳ ኦሞ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ሰምበል ተኣሲሮም ዝነበሩ ሙኻኖም ዝገለጹ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ኣብ ሰዓታት ለይቲ መሳኩቲ ብምስባር ከምዘምለጡ ሓቢሮም። እቶም ፖሊስ ንባዕሎም እሱራት ኣህዲምኩም ምስ እሱራት ተደናጊጽኩም፤ ናይ ፖሊስ ምስጢር […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ዲፕሎማት ሃገረ ቀጠር ጽኑዕ ምክትታል ክግበረሎም መምርሒ ኣሕሊፉ። 

By   /  June 18, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ዲፕሎማት ሃገረ ቀጠር ጽኑዕ ምክትታል ክግበረሎም መምርሒ ኣሕሊፉ። 

እቲ  ኣብ  ልዕሊ ዲፕሎማትን ኣባላት ኤምባሲ ቀጠርን  ዘሎ ምክትታል  ካብ ዕለት  10 ሰነ 2017 ጀሚሩ ዝያዳ ከሪሩ ምህላዉ ዝገለጹ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ፤ ኩሉ ናይቲ ኤምባሲ ቴሌፎናትን ርክባትን ኣብ ትሕቲ ጥቡቕ ምክትታል ምህላዉ ተረጋጊጹ። ብኻልእ ወገን ዝኾነ ኣባል ኤምባሲ ሃገረ ቀጠር ብፍላይ ድማ ዲፕሎማት ቀጠር ናብ ከተማታት ባጽዕን ከረንን ከይገሹ ብጥቡቕ ኪኽልከሉ ከምዝግባእ ናብ ሃገራዊ ድሕነት መምርሒ ተመሓላሊፉ።

Read More →
Latest

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ‘ንመሪሕነት መድረኽ ዝእድብ’ ዝበሎ ‘ስጉምቲ ክውሰድ’ መምርሒ ከምዘመሓላለፈ ተረጋጊጹ።

By   /  June 15, 2017  /  እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ‘ንመሪሕነት መድረኽ ዝእድብ’ ዝበሎ ‘ስጉምቲ ክውሰድ’ መምርሒ ከምዘመሓላለፈ ተረጋጊጹ።

ኣብዚ ሳልስቲ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ‘ንመሪሕነት መድረኽ ዝእድብ’ ዝበሎ ስጉምቲ ክውሰድ’ መምርሒ ከምዘመሓላለፈ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።  እቲ ‘ዝእድብ ስጉምቲ’ እንታይ ሙኻኑ ዝርዝራት የብሉን። ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣስማት መሪሕነት መድረኽ በብሓደ እንዳጠቐሰ፤ ‘ነዞም ሰባት ኣፎም ዘትሕዝ ዘየዳግም ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ’ ምባሉ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፤ እቲ ፕረዚደንት ነቲ መምርሒ፤ ኣብ ቅድሚ ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነት፤ ኣዘዝቲ […]

Read More →
Latest

ኩነታት ማእከላይ ምብራቕን መርገጺ መንግስቲ ኤርትራን – ንሱ ዘረጋገጾ ሓቅታትን

By   /  June 14, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ኩነታት ማእከላይ ምብራቕን መርገጺ መንግስቲ ኤርትራን – ንሱ ዘረጋገጾ ሓቅታትን

  ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ሃገራት፤ ማለት ቀጠር በቲ ሓደ ወገን፤ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፤ ሕቡራት ኢማራት ሃገራት፤ ንግስነት ባሕረንን ሪፑብሊክ ግብጽን ድማ በቲ ካልእ ወገን ተኸሲቱ ዘሎ ምትፍናንን ንዕኡ ስዒቡ ዝመጸ ስጉምታትን ንኤርትራ ብቐረባ ዝጸልዋ ኢዩ። ንኩነታት ናይቲ ዞባ ብቐረባ ኪከታተል ንዝጸንሐ ወገን፤ እቲ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነት ሃንደበታዊ […]

Read More →
Latest

ኣይፋልካን ደራፋይ – ዘገልገለ ኣይኮነን ዘውደልደለ ኢዩ ነጊሱ ዘሎ። 

By   /  June 13, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ኣይፋልካን ደራፋይ – ዘገልገለ ኣይኮነን ዘውደልደለ ኢዩ ነጊሱ ዘሎ። 

ኣብ ቅንያት በዓል ናጽነት ዘገልገለ ይንገስ ዝብል ደርፊ ተደሪፉ ነይሩ። ዘገልገለ ክእሰር፤ ክድርበ፤ ብዘይ መባእታዊ መሰላት ክነብር ከሎ ዘውደልደለ በዓል ገዛን ግዜን፥ በዓል መሰልን ድልየትን ኮይኑ ኣሎ። እቶም ዝርካቦም ዝመርሑ ዘለዉ እውን ዘየገልገሉን ንሃገር ዘይከፈሉን ሙኻኖም ናይዚ ኣብነት ኢዩ። ኣብዚ እዋን እዚ ናብ ፕረዚደንት ኢሳያስ ዝቐረቡ ሓለፍቲ ኮይኖም ዘለዉ ኣቶ ሓጎስ ገብርህይወት፤ ኣቶ ብርሃነ ሃብተማርያም፤ […]

Read More →
Latest

ዕብዳን ዝወለዶ ሃለውለው፤ ሃለውለው ዝወለዶ ፉኽሰት ፕረዚደንት ኤርትራ

By   /  June 12, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ዕብዳን ዝወለዶ ሃለውለው፤ ሃለውለው ዝወለዶ ፉኽሰት ፕረዚደንት ኤርትራ

መራኸቢ ብዙሃን ኤርትራ ፕረዚደንት ኢሳያስ ናብ መራሕቲ ዓለም መልእኽቲ ከምዝሰደደ ገሊጸን ኣለዋ። መራኸቢ ብዙሃን ዝብል መጸውዒ ንምጥቃም ኢልና ኢና እምበር እታ ሓንቲ ሬድዮን ሓንቲ ተለቭዝንን ማለትና ኢዩ። ብመሰረት ፖለቲካዊ መዝገበ ቃላት፤ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ማለት መራሕቲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፤ ካናዳ፤ ሃገራት ኤውሮጳ፤ ቻይና፤ ሩስያ፤ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፤ ዋናጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ዋና ጽሓፊ ኤውሮጳዊ […]

Read More →
Latest

ዕቑር ዓቕሚ መንእሰያት ኤርትራ ሓርነት እንተዝረክብ፤ ኤርትራ ብስደተኛታት ዘይኮነስ ብጎብለላት ፍልጠትን ክእለትን ኣብ ዓለም ምተፈልጠት

By   /  May 11, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ዕቑር ዓቕሚ መንእሰያት ኤርትራ ሓርነት እንተዝረክብ፤ ኤርትራ ብስደተኛታት ዘይኮነስ ብጎብለላት ፍልጠትን ክእለትን ኣብ ዓለም ምተፈልጠት

ኣብዚ ቅንያትዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራውያን ከምኡውን ናይ ማራቶን ጉያ እግሪ ነቲ ውድድራት ብብቕዓት ዓብሊሎም ኣዚዩ ዕዉት ውጽኢት ኣመዝጊቦም ኣለዉ። ሬድዮ መድረኽ ነዞም ሳላ ብቕዓቶም ስም ሃገሮም ዘጸውዑ፥ ባንዴራ ሃገሮም ልዕሊ ካልኦት በሪኻ ከተንበልብል ዝገበሩ ተቐዳደምቲን ደገፉ ዘይፈሊ ህዝቢን ብፍላይ ድማ ኣፍቃሪ ስፖርት ዮሃና ይብል። ዓወት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንኤርትራ ጥራይ […]

Read More →
Latest

ሓርነት እምበር ሓይሊ ንዋሕዚ ስደተኛታት ደው ከብል ዓቕሚ የብሉን

By   /  May 5, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሓርነት እምበር ሓይሊ ንዋሕዚ ስደተኛታት ደው ከብል ዓቕሚ የብሉን

ኣብ መወዳእታ ሚያዝያ 2017 ኤውሮጳዊ ሕብረት ብውክልና ፍሉያት ልኡኻት መንግስቲ ሽወደን ናብ ኤርትራን ኣዲስ ኣበባን ብምምልላስ:  ብዛዕባ ትግብኣረ ምምልካት ዶብ  ተዘራሪቦም ኣለዉ። ኣብቲ ርክብ ክልቲኦም መንግስትታት ማለት መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ምምልካት ዶብ ብኸመይ ኣብ ዝብል ጉዳይ  ነናቶም ዝብልዎ መርገጺ ኣቕሪቦም ኣለዉ። ንትሕዝቶ ናይቲ  ርክባትን ውጽኢቱን መሕለፍያ ዘለዎም ምንጭታት ከምዝገለጽዎ፤ እቲ ልኡኽ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝኸደሉ […]

Read More →
Latest

እታ መብጽዓ ቓልሲ ዝነበረት ኤርትራ ንኽትህነጽ!

By   /  May 1, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on እታ መብጽዓ ቓልሲ ዝነበረት ኤርትራ ንኽትህነጽ!

ኣብ ዝሓለፈ 26 ዓመታት ብዝያዳ ድማ ኣብ ዝሓለፉ 16 ዓመታት ብዘጋጠመ ጌጋታት ዝጕህዩ፡ ኣብ እዋኑ ዝግባእ ስጕምቲ ብዘይምውሳዶም ዝጠዓሱ ሕበኖም  ዝተመንጠሉ ጀጋኑ ኣዝዮም ብዙሓት’ዮም። ካብ እዋን ቃልሲ ኣትሒዞም  ንዘጋጠመ ጌጋታት ብሻብኦም ብዘይምዕራይ እዚ ኰይኑ ዘሎ ኸምዝተበጽሐ ብምእማን፡ ብሕልናኦም ንነብሶም ክኸሱ ዝነብሩ’ውን ውሑዳት ኣይኰኑን። ኣብ ውሽጢ እቲ ሕልና ‘እዋኑ ሓሊፉ ደንጉኻ’ ዝብል  ናይ ሓባር ረቛሒ ኣሎ። […]

Read More →