Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  ሳይንስን ቴክኖሎጂን
Latest

ኤርትራ፤ ካብ 189 ሃገራት መበል 189 – ብምቹእነት ንስራሕ

By   /  May 13, 2016  /  Columns, ሳይንስን ቴክኖሎጂን  /  Comments Off on ኤርትራ፤ ካብ 189 ሃገራት መበል 189 – ብምቹእነት ንስራሕ

Obraz14

ቁጠባዊ ወፍሪ ንምክያድ፡ ተጨባጢ መዐቀኒታት ተጠቒምካ ውሳኔታት ምውሳድ ኣገዳሲ’ዩ። ኣህጉራውያን ትካላት ንግዲ፡ ፍርያትን ፋይናንስን ከምኡውን ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና መንግስታት ነቲ ሃገራት ዘለወን ኣኽሳብነት ብምዕዛብ ይጽሎ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ቑጠባዊ ኹነታት ብስነፍልጠታዊ ኣገባብ ምርዳእ ነቲ ዘሎ ኹነታት ዝያዳ ኸብርሆ ይኽእል’ዩ። ካብቲ ሓፈሻዊ ቑጠባዊ ኹነታት፡ ትካላት ክኸፍቱ ዝደልዩ ሰባት ዝሓልፍዎ መስርሕ ፈሊኻ ምርኣይ ንጹር ኣተሓሕዛ ቁጠባዊ ዕቤት ኣብ […]

Read More →
Latest

ሓይሊ ኤለክትሪክ ካብ ንፋስ

By   /  March 25, 2016  /  Columns, ሳይንስን ቴክኖሎጂን  /  Comments Off on ሓይሊ ኤለክትሪክ ካብ ንፋስ

solar poower

ካብ ንፋስ ዝርከብ ሓይሊ ኤለክትሪክ ኣብዚ ዝሓለፈ ኽፍለዘመን ዝጀመረ’ኳ እንተዀነ፡ ሰባት ንኣሽሓት ዓመታት’ዮም ሓይሊ ንፋስ ተጠቒሞም ብዙሕ ዕዮ ዘሳልጡ ኔሮም። ኣብ ፈለማ 1900ታት ኤለክትሪክ ካብ ንፋስ ኤለክትሪክ ንምምንጫው ኣብ ደንማርክ ዕዉት ፈተነ ተኻይዱ’ኳ እንተነበረ፡ ብሰፊሕ ደረጃ ቐረብ ከተማታትን ኢኑድትሪን ግምት ዝሃቦ ብዙሕ ኣይረኸበን። ክሳብ 1970ታት ዋጋ ነዳዲ ዘይቲ ሕሱር ስለዝነበረ ንተሓዳሲ ጸዓታት ብዙሕ ኣድህቦ ኣይተዋህቦን። […]

Read More →