Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  መደብ ደቀንስትዮ
Latest

እቶም ካልኦት ግዳያት

By   /  April 11, 2016  /  Columns, መደብ ደቀንስትዮ  /  Comments Off on እቶም ካልኦት ግዳያት

“ናትይ ዝብላ ሃገር ዘኽታም ገይራትኒ።” …. እዚ ዘረባ እዚ ብሕሳስ ልደ ጓሉ ነቲ ንሱን ብጾቱን ብምዃን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝጸውዐ`ሞ ብመንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተኻየደ ምእሳር ጸዋዕቲ ለውጢ ብ 18 መስከረም 2011 ዝተዳጎነ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ነበር ተጋዳላይ ጴጥሮስ ሶሎሙን – መኣዛ ጴጥሮስ ዝተዘርበ ተንካፊ ሓረግ እዩ። ብ 1997 ኣብ ኣስመራ ዝተወልደት መኣዛ ፡ ጸዋዒ ለውጢ ኣቡኣ […]

Read More →
Latest

ኣግእዞ ደቀንስትዮ ዝተሰብረ መብጸዓ ቃልሲ ሰማእታት

By   /  March 20, 2016  /  Columns, መደብ ደቀንስትዮ  /  Comments Off on ኣግእዞ ደቀንስትዮ ዝተሰብረ መብጸዓ ቃልሲ ሰማእታት

ሓደ ካብቶም – ምናልባትውን እቲ ዝፈረየ ካብኦም- ንሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብርቂ ዝገብርዎ ረቓሒታት : ዕዙዝ ተሳታፍነት ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብቲ ነዊሕን መሪርን ጉዕዞ ገድሊ ኤርትራዩ። ‘’ተሳታፍነት’’ ዝብል ቃል ንባዕሉ ንመስተንክር ግደ ደቅንስትዮ ኤርትራ ዝገልጽ ኣምር ኣይኮነን – ምኽንያቱ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ‘’ተሳቲፈን ‘’ ጥራይ ዘይኮና : ኣሳቲፈን – መሪሐን – ኣልየን – ጸኒዐን ዘጽነዓየን። እቲ ካብ […]

Read More →
Latest

ሊብያ፥ ስደተኛታት ከም ጥሪት ዝውገዩላ

By   /  March 20, 2016  /  Columns, መደብ ደቀንስትዮ  /  Comments Off on ሊብያ፥ ስደተኛታት ከም ጥሪት ዝውገዩላ

ኣብ ኤርትራ ብዘሎ ዓማጺ ኩነት ተሳጒጎም ናብ ስደት ብዛዕባ ዘምርሑ ዘለዉ ዜጋታት እታ ሃገር መቸም ዕለታዊ ከይተዘርበሉ ኣብ ዘይሕለፍ ግዜ ኢና በጺሕና እንርከብ። ብፍላይ ቊጽሪ ናይቶም ካብ ሃገሮም ወጺኦም ጉዕዞ ሰሃራ በዲሆም ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ኣህጉር ኤውሮጳ ዝሰግሩ ኤርትራውያን መንእሰያት ምስ ጠቕላላ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ ተዛሚዱ ዘስደምም መልክዕ ሒዙ ብምህላዉ ፥ ህዝቢ ኤርትራ ብኽንድዚ […]

Read More →
Latest

ኣብ እምኒ ደው ኢልካ ኣይንዋሕን

By   /  February 28, 2016  /  Columns, መደብ ደቀንስትዮ, ርእሰ ዓንቀጽ  /  No Comments

ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታት ብምፍርራሕ ነቲ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ እትእክቦ ምስክርነታት ግፍዕታት ህግደፍ ክብርዝ ዝፍትን ዘሎ ህግደፍ፡ ነቶም ሒደት ተሪፎሞ ዝነበሩ ዝመሻኸኑሉ ዜጋታት ክኸስሮም’ዩ ዝቃረብ ዘሎ። መብዛሕትኦም ንህግደፍ ክሳዕ ሕጂ ክድግፍዎ ዝጸንሑ ዜጋታት ኣብ መጻኢ ለውጢ እንተኣርኣየ ብዝብል ተስፋ እምበር፡ ህግደፍ ኣእዳዉ ካብ ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ነጻ ከምዝዀነ ብምእማን ኣይኰነን። ብዙሓት […]

Read More →