Loading...
You are here:  Home  >  Columns
Latest

ብዙሕነት ብልቦና እንተተታሒዙ መርገም ዘይኮነስ ምረቓ ኢዩ!

By   /  October 18, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ብዙሕነት ብልቦና እንተተታሒዙ መርገም ዘይኮነስ ምረቓ ኢዩ!

ሶማል ኣብ ምሉእ ዕምራ ርእያቶ ዘይትፈልጥ ሽበራዊ ቅዝፈት ኣጋጢምዋ ኣሎ። ብሰንኪ እቲ ኣረሜናዊ ግብረሽበራ ኣብ ሓደ እዋን 300 ሰባት ሞይቶም ካልኦትኣማኢት ቆሲሎም ኣለዉ። እቲ ሓደጋ ተባራዒ ነቶግቲ ጽዒና ዝንበረት መኪና ምስ ሓንቲ ነዳዲ ጽዒና ዝነበረት ናይ ጽዕነት መኪና ድሕሪ ምግጫወን ኢዩ። ሶማልያ ካብ 1991 ሰላም ተሓሪማ ዘላ ሃገር ኢያ። ብውሽጣዊ ግጭታት፡ ቀቢላውን ዓሌታዊን ምትፍናን፡ ጥሩፍ […]

Read More →
Latest

ጻብኡ ብመኪንኡ ዘመላልስ፡ ስርዓተ መዝሓሊን ምኽዛንን ዘለዎ፡ልዕሊ ኩሉ ድማ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ዘውሕሰሉ ሓርነት ዝሰርሕ ናይ ሚዩኒኽ ሓረስታይ፡ ምስቲ ጀነራል ተክለ ማንጁስ ንግሆ ንታዕሊም እንተዘይጸዊዕዎ ጥራይ ዝወፍርን ዝሓልብን ናይ ቀራናኹዶ ሓረስታይ ምውድዳሩ እንተዘየብከየ ዘሕዘን ምንጽጻር ኢዩ።

By   /  October 15, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ጻብኡ ብመኪንኡ ዘመላልስ፡ ስርዓተ መዝሓሊን ምኽዛንን ዘለዎ፡ልዕሊ ኩሉ ድማ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ዘውሕሰሉ ሓርነት ዝሰርሕ ናይ ሚዩኒኽ ሓረስታይ፡ ምስቲ ጀነራል ተክለ ማንጁስ ንግሆ ንታዕሊም እንተዘይጸዊዕዎ ጥራይ ዝወፍርን ዝሓልብን ናይ ቀራናኹዶ ሓረስታይ ምውድዳሩ እንተዘየብከየ ዘሕዘን ምንጽጻር ኢዩ።

መጠን ሸርፊ ባጤራ ሓንቲ ሃገር ብመንጽር ካልእ ባጤራ ብብዙሓት ረቓሒታት ዝውሰን ኢዩ። ካብ ኩሎም እዞም ረቋሒታት እቶም ቐንድን ወሰንትን ዓቐንን ደረጃን ቀረብ፡ መጠንን ደረጃን ጠለብ ከምኡ እውን ኩነታት ዝቕባበ ናይ ሃገራዊ ዕዳጋታትን ዋጋታትን ኢዮም። ብመሰረት መባእታዊ ቁጠባዊ ኣምር፡ ቀረብ ማለት እኩብ ድምር ናይ ኩሎም ኣብ ሓንቲ ሃገር ብመጠን ኣሃዱ ዋጋታት፡ ብቐሊሉ ኪርከቡ ዝኽእሉ ኣቕሑትን ኣገልግሎታትን […]

Read More →
Latest

10 ናይ ምምኽኻር ነጥብታት

By   /  October 14, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on 10 ናይ ምምኽኻር ነጥብታት

ህዝቢ ኤርትራ ዳርጋ ንፍርቂ ዘመን ቅድም ብፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ደሓር ህይወት ኣእላፍ ኣሸሓት ብምኽፋል እዩ ናጽነቱ ጨቢጡ። እቲ ከቢድ ዋጋ ዝሓተተ ናጽነት ግን እቲ ህዝቢ ዝተመነዮ ሓርነት ወዲ ሰብ ኣየረጋገጸን ። እቲ ንሰውራ መሪሑ ዝኣተወ ውድብ ተልእኾኡን ህላዊኡን ብዉሑዳት ጉጅለ ስለዝተመንዘዐ፡ ዕላምኡ ተጨውዩ ጉዕዙኡ ኣንጻር ናይቲ ዝተበገሶ ማእዝን ሒዙ። ክንድዝኾነ ህዝቢ ካብታ ዝፈትዋ ሃገር ተሰዲዱን ተበታቲኑን […]

Read More →
Latest

ጀነራል ፍሊጶስ ስም ኣውራጃን ዓዲን ጠቒሱ፡ ኤርትራ መራሕታ ካብ ኣውራጃ እከለን ዓዲ እከለን ጥራይ ኪኾኑ ዕጫኣ ተወሲኑ ኢዩ ክብል ዝተዛረቦ ዘረባ ኣብ ስምዒት ብዙሓት ሓለፍቲን ካድራትን ከቢድ ቅሬታ ኣስዒቡ ምህላዉ ተሓቢሩ። 

By   /  October 12, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ጀነራል ፍሊጶስ ስም ኣውራጃን ዓዲን ጠቒሱ፡ ኤርትራ መራሕታ ካብ ኣውራጃ እከለን ዓዲ እከለን ጥራይ ኪኾኑ ዕጫኣ ተወሲኑ ኢዩ ክብል ዝተዛረቦ ዘረባ ኣብ ስምዒት ብዙሓት ሓለፍቲን ካድራትን ከቢድ ቅሬታ ኣስዒቡ ምህላዉ ተሓቢሩ። 

ጀነራል ፍሊጶስ ስም ኣውራጃን ዓዲን ጠቒሱ፡ ኤርትራ መራሕታ ካብ ኣውራጃ እከለን ዓዲ እከለን ጥራይ ኪኾኑ ዕጫኣ ተወሲኑ ኢዩ ክብል ዝተዛረቦ ዘረባ ኣብ ስምዒት ብዙሓት ሓለፍቲን ካድራትን ከቢድ ቅሬታ ኣስዒቡ ምህላዉ ተሓቢሩ።  ጀነራል ፍሊጶስ ኣስማት ኣውራጃን ዓድን ጠቒሱ: ስሙን ስም ኣቶ ኣብረሃም ኢሳያስን እንዳረቖሐ፡ ፈቲኹም ጸሊእኩም ኤርትራ ንዝመጽእ 40 ዓመታት ብኣና ብደቂ ዓዲ እገለ እያ ክትመሓደር […]

Read More →
Latest

ሓድሽ ንቡር፡ ኣዚዩ ሓደገኛ ክስተት!!

By   /  October 11, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሓድሽ ንቡር፡ ኣዚዩ ሓደገኛ ክስተት!!

ኣብ ቀረባ እዋን ንዕሉላት ምልካውያን ኣመልኪቱ ዝተገበረ ስነፍልጠታዊ መጽናዕቲ፡ ንኹሎም እቶም ምልካውያን መራሕቲ ዝጠምር ባህርያት ክትንትን ፈቲኑ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ታሪኻዊ እዋናትን ጂኦግራፍያዊ ዝርገሐን ዝነበሩን ዘለዉን ምልካውያን እንታይ ናይ ሓባር ባህርያት ይውንኑ? ስለምንታይ እቲ ዝገብርዎ ይገብሩ? እቲ መጽናዕቲ ን18 ዓመታት ኣእምሮኦም፡ ስነኣእምሮኦምን፡ ኣእምሮኣዊ ቀውሶምን ኣጽኒዑ ዝበጽሖ መደምደምታ ኣቕሪቡ ኣሎ። ብመሰረት እቲ መጽናዕቲ፡ ሕመረት ምልካዊ ባህርያቶም፡ […]

Read More →
Latest

መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መ.ሃ.ዘ.) ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር (ዋ.መ.ም.) ዳግመ-ውደና፤ትኹረት፤ ኣውራነት ፍ ራንክፈርት ጀርመን 20-22 ጥቅምቲ 2017

By   /  October 9, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መ.ሃ.ዘ.) ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር (ዋ.መ.ም.) ዳግመ-ውደና፤ትኹረት፤ ኣውራነት ፍ ራንክፈርት ጀርመን 20-22 ጥቅምቲ 2017

መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መ.ሃ.ዘ.) ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር (ዋ.መ.ም.) ዳግመ-ውደና፤ትኹረት፤ ኣውራነት ፍ ራንክፈርት ጀርመን 20-22 ጥቅምቲ 2017 ጋዜጣዊ መግለጺ 9 ጥቅምቲ 2017 በቲ ብቀጻሊ ኣብ መንጎ ፖለቲካውያንን በርጌሳውያንን ተቓወምቲ ውድባት ሓባራዊ ሃገራዊ ራእይን፡ ውሁድ ተግባርን ክብ ንምባል ኪካየድ ዚጸንሐ ጻዕሪ መሰረት: መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መ.ሃ.ዘ.): ብኣሳላጥነት ኤሪ-መድረኽ: ኣብ 20-22 ጥቅምቲ 2017: ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር ዘርእስቱ ንምግባእ ጸዊዓ ኣላ:: […]

Read More →
Latest

ሰበስልጣን ሃገራዊ ድሕነት  ንተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጲያ ኣኼባ ብምክያድ፡ ኤርትራ ብሰንኮም ኣብ እገዳ ምብጻሓ ይኹን ግን እተን ውድባት ዝኾነ ትርጉም ዘለዎ  ስራሕ ከዘይገበሩ ገሊጹሎም።

By   /  October 9, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሰበስልጣን ሃገራዊ ድሕነት  ንተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጲያ ኣኼባ ብምክያድ፡ ኤርትራ ብሰንኮም ኣብ እገዳ ምብጻሓ ይኹን ግን እተን ውድባት ዝኾነ ትርጉም ዘለዎ  ስራሕ ከዘይገበሩ ገሊጹሎም።

ኣብቲ ብዕለት 29 መስከረም ጀሚሩ ንኽልተ መዓልቲ ኣብ ዓላ ብሰበስልጣን ሃገራዊ ድሕነት ዝተኻየደ ናይ ተቓወምቲ ውድባት ኣኼባ ምርጫ ሓደስቲ መሪሕነትን ምድልዳል ሞራል ተቓወምቲ ውድባትን ዘጠቓለለ ኢዩ ነይሩ። እቶም ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነት ነቶም ውድባት ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ኤርትራ ብሰንኪ ምንቅስቓስ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጲያ ምሕብሓባ ክሳብ እገዳ ዝበጽሕ መቕጻዕቲ ክትስከም ከምእተገደደት ድሕሪ ምሕባር፡ ብመንጽር እዚ ናብ ኤርትራ ዘጋጠመ […]

Read More →
Latest

ሰቐጥቀጥ ዝብላ መናኹብ እምበር፡ ዝሰርሓ ኣእዳውን ዝመራመር ሓንጎልን ዘየድንቕ ባህሊ ንምህናጽ ዝሰርሕ ዘሎ ስርዓት!

By   /  October 8, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሰቐጥቀጥ ዝብላ መናኹብ እምበር፡ ዝሰርሓ ኣእዳውን ዝመራመር ሓንጎልን ዘየድንቕ ባህሊ ንምህናጽ ዝሰርሕ ዘሎ ስርዓት!

ኤርትራ ብባህሊ ዓያይነቱ፡ ብብልሒ ኣእምሩኡ ዝልለ ህዝቢ እትውንን ሃገር ኢያ ነይራ። ኣብ ዝበዝሐ እዋን ስሳታት ናይ ስኮላርሽፕ ዕድላት ዝረኸቡ ዜጋታት፡ ኣብ ኩሎም ዓውድታት ፍልጠት ብውጽኢትን ደረጃን ካብ መሳቱኦም ጸብለል ኢሎም ዝተራእዩሉ እዋን ብዙሕ ኢዩ። ዳርጋ መብዛሕተአን ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ትምህርቲ ትሕተ ቅርጺ ኣብ ዘይነበረለን እዋን፡ ኤርትራ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ከም በዓል ካምቦኒ፡ ልዑል መኮነን፡ ፖተጎ፡ […]

Read More →
Latest

ኣቦ መንበር ፈጻሚ ጉዳያት ላዕለዋይ ትምህርታት ኤርትራ ብሪጋደር ጀነራል ሃይለ ምሕጹን ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ኪዓጽዎ ሙኻኑ ኣሚቱ!

By   /  October 7, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ኣቦ መንበር ፈጻሚ ጉዳያት ላዕለዋይ ትምህርታት ኤርትራ ብሪጋደር ጀነራል ሃይለ ምሕጹን ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ኪዓጽዎ ሙኻኑ ኣሚቱ!

ኣቦ መንበር ፈጻሚ ጉዳያት ላዕለዋይ ትምህርታት ኤርትራ ዝነበረ ዶክተር ታመሰ መሓሪ ብፕረዚደንት ኢሳያስ ድሕሪ ምብራሩ: ንቦትኡ ክትክእ ዝተሾመ ብሪጋደር ጀነራል ዶክተር ሃይለ ምሕጹን፡ ኣብ ላዕለዋይ ስርዓተ ትምህርቲ ወተሃደራዊ ስርዓተ ምሕደራ የተኣታቱ ምህላዉ ተሓቢሩ። ብሪጋደር ጀነራል ዶክተር ሃይለ ምሕጹን ድሮ ዝኾነ ካብ ዲፕሎማ ናብ ዲግሪ ናይ ምቕጻል ፕሮግራም ደው ክብል ክእዝዝ ሙኻኑ ኣብ ዝተኻየዱ ኣኼባታት ከምዝኣመተ […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ ብወግዓዊ መንገዲ ስግረዶብ ከምዘካይድ ዘረጋግጽ ተወሳኺ ሓበሬታ ተረኺቡ። 

By   /  October 5, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ብወግዓዊ መንገዲ ስግረዶብ ከምዘካይድ ዘረጋግጽ ተወሳኺ ሓበሬታ ተረኺቡ። 

ብዕለት 17 መስከረም ዋንነተን ናይ እዚ ምዕራብን ምክትታል ዶባትን ዝኾና መካይን 21 ስግረዶብ ዝኸዱ መንእሰያት ሒዘን ኣብ ከባቢታት ሃይኮታን ፊስኮን ተታሒዘን። እተን ብኣባላት ስለያ እዚ ምዕራብን ምክትታል ዶባትን ተሰኒየን ንመንእሰያት ዶብ ዘስግራ ዝነበራ መካይን ምስ ኣስገርተን ብክፍለሰራዊት 18 ኢየን ተታሒዘን። ኣባላት ክፍለሰራዊት 18 ኣብ ከባቢ ኣለቡ፣ሃይኮታን ፊስኮን  ኣትዩ ዘሎ ሕማም ኮለራ ንምጽናዕ ተዋፊሮሙሉ ኣብዝነበሩ እዋን ኣብቲ ከባቢ […]

Read More →