Loading...
You are here:  Home  >  ዓምድታት
Latest

ንሉዓላውነት እሙን ተቓውሞ ሙኻን የድሊ።

By   /  November 23, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት, ዓምድታት  /  Comments Off on ንሉዓላውነት እሙን ተቓውሞ ሙኻን የድሊ።

ብዙሓት ሃገራት ነቲ ዝመርሕ ወይ ዝገዝእ ዘሎ ሰልፊ ዝቃወሙ  ብርክት ዝበሉ ተቓወምቲ ሰልፍታት ወይ ፖለቲካውያን ውድባትን ምንቅስቓስን ኣለወን። እዞም ተቓወምቲ ሰልፍታት፤ ፤ ቅዋም እታ ሃገር ኣብታ ሃገር ንኽህልዉ ኣብ ትሕቲ ዘጣጥሐሎም ቅዋማዊ መሰላት ኣጽሊሎሞም እሙናት ተቓወምቲ ብሙኻን፤ ነቲ ስልጣን ጨቢጡ ዘሎ ገዛኢ ሰልፊ ኣሊዮም ንምትካእ ይጽዕሩ። እቶም ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት፤ ነቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት፤ […]

Read More →