Loading...
You are here:  Home  >  Articles by Erimedrek
Latest

ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንተጋዳላይን ክብርታቱን!

By   /  August 21, 2017  /  Tigrigna, ርእሰ ዓንቀጽ  /  Comments Off on ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንተጋዳላይን ክብርታቱን!

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ናጽነት ብርክት ዝበሉ ተጋደልቲ ተሰዊኦም ኣሎ። ብፍላይ ድሕሪ ምእታው እዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዘመን፡ ብዙሓት ተጋደልቲ ክስውኡ ጸኒሖም ኣለዉ። ሞት ዘይተርፍ ዕጫ ወዲ ሰብ ኢዩ። ሞት መርገም እውን ኣይኮነን። እረ ገሊኦምሲ ንሞት ከም ጽባቐን ግርማን፤ ከም ኣብ ሓመዳዊ መሬት ተጋዲምካ ህድኣት እትሰምዓሉ፤ ከም ትማሊን ጽባሕን ዘይብሉ፤ ግዜን ህይወትን ሽግራቱን ረሲዕካ ብሰላም እትዓርፈሉ ህይወት […]

Read More →
Latest

ሰንበት 20 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  August 21, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 20 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

Malta ‘denies’ Defend Europe anti-migrant boat

By   /  August 20, 2017  /  English, Insight  /  Comments Off on Malta ‘denies’ Defend Europe anti-migrant boat

Malta has said a vessel carrying anti-migrant and anti-refugee activists was “not welcome”, allegedly denying the boat from docking on its shore. Far-right members of the Defend Europe group, who were aboard the C-Star vessel, said they were denied port access and a request for water sent out to the vessel, according to a statement […]

Read More →
Latest

أمير قطر يبعث رسالة للأمين العام للأمم المتحدة

By   /  August 20, 2017  /  Arabic, أخبار  /  Comments Off on أمير قطر يبعث رسالة للأمين العام للأمم المتحدة

بعث أمير دولة قطر الشيخ تميم بن حمد آل ثاني رسالة خطية إلى الأمين العام للأمم المتحدة أنطونيو غوتيريش، تتعلق بآخر التطورات على الساحة الدولية، لاسيما الأزمة الخليجية. وقد سَلّمت الرسالة إلى الأمين العام مندوبة قطر الدائمة لدى الأمم المتحدة الشيخة علياء أحمد بن سيف آل ثاني لدى استقباله لها. وكان وزير الخارجية القطري الشيخ محمد بن عبد الرحمن آل ثاني أكد أول […]

Read More →
Latest

ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ ናይ ወርቂ ዕደና ስምምዓት ዳርጋ ንሃብቲ ናይ ኤርትራ ብነጻ ቻይና ክትወስዶ ዘፍቅደላ ውዕላት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ። 

By   /  August 20, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ ናይ ወርቂ ዕደና ስምምዓት ዳርጋ ንሃብቲ ናይ ኤርትራ ብነጻ ቻይና ክትወስዶ ዘፍቅደላ ውዕላት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ። 

ብመሰረት እቲ ምንጭታትና ዝለኣኽዎ ሓበሬታ፤ ዘይከምቲ ምስ ካናዳዊ ኩባንያ ነቭሰን ዝተገበረ  ናይ ቢሻ ስምምዕ ፤ እዚ ምስ ቻይና ዝተገበረ ውዕል ዳርጋ 80 ሚእታዊት ናይቲ ናይ ዛራ ወርቂ ኣታዊ ንቻይና ዘረክብ ውዕል ሙኻኑ ተገሊጹ። ኣምሳያ ናይዚ ቻይና ኣብ ባንክታት ብስም ዝተፈላለዩ ሕሳባት ናይ ስድራቤት ፕረዚደንት ኢሳያስ ሚልዮናት ዶላር ተቐምጥ ኣላ። እዚ ማዕድናት ጸጋታትን ሃገር ንባዕዳዊት ሃገር ዘረክብ […]

Read More →
Latest

ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ ናይ ወርቂ ዕደና ስምምዓት ዳርጋ ንሃብቲ ናይ ኤርትራ ብነጻ ቻይና ክትወስዶ ዘፍቅደላ ውዕላት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ። 

By   /  August 20, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ ናይ ወርቂ ዕደና ስምምዓት ዳርጋ ንሃብቲ ናይ ኤርትራ ብነጻ ቻይና ክትወስዶ ዘፍቅደላ ውዕላት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ። 

ብመሰረት እቲ ምንጭታትና ዝለኣኽዎ ሓበሬታ፤ ዘይከምቲ ምስ ካናዳዊ ኩባንያ ነቭሰን ዝተገበረ  ናይ ቢሻ ስምምዕ ፤ እዚ ምስ ቻይና ዝተገበረ ውዕል ዳርጋ 80 ሚእታዊት ናይቲ ናይ ዛራ ወርቂ ኣታዊ ንቻይና ዘረክብ ውዕል ሙኻኑ ተገሊጹ። ኣምሳያ ናይዚ ቻይና ኣብ ባንክታት ብስም ዝተፈላለዩ ሕሳባት ናይ ስድራቤት ፕረዚደንት ኢሳያስ ሚልዮናት ዶላር ተቐምጥ ኣላ። እዚ ማዕድናት ጸጋታትን ሃገር ንባዕዳዊት ሃገር ዘረክብ […]

Read More →
Latest

ብምክትታል እዚ ምዕራብ ኣብ ከሰላ ኣብ ከባቢ መረባዓት ኣብ 550 ትርብዒት ሜትሮ በዓል 3 ደርቢ ዓቢ ህንጻ ይስራሕ ምህላዉ ተፈሊጡ። 

By   /  August 20, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ብምክትታል እዚ ምዕራብ ኣብ ከሰላ ኣብ ከባቢ መረባዓት ኣብ 550 ትርብዒት ሜትሮ በዓል 3 ደርቢ ዓቢ ህንጻ ይስራሕ ምህላዉ ተፈሊጡ። 

እቲ ብምክትታል ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ዝስራሕ ዘሎ ህንጻ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ቀዳማይ ደርቢ በጺሑ ምህላዉ ተረጋጊጹ። እቲ ዝህነጽ ዘሎ ዓቢ ገዛ ካብ ኩባንያ ህንጻ ሰገን ክልተ ኢንጂነራት ማለት ኢንጂነር ምስግና ኪዳነን፣ ኢንጅ ትርሓስ ኤፍሪምን ፣ሰሙናዊ ክትትል ይገብርሉ ከም ዘለዉን ተሓቢሩ። እቲ ህንጻ ኣብ ምስግጋር ደቂ ሰብ ዝግበር ንጥፈታት ንምውህሃድ ዝሰርሕ ቤትጽሕፈት ኪኸውን ሙኻኑ ተባሂሉ […]

Read More →
Latest

ቀዳም 19 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  August 20, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ቀዳም 19 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ሓሙስ 17 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  August 18, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 17 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ሰሉስ 15 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  August 16, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 15 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →