Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ኤርትራ ኣገልግሎታት ፈይስ ቡክን መሰንጀርን ኪዕጾ ከምተወሰነ ተሓቢሩ፥

By   /  January 12, 2018  /  Comments Off on ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ኤርትራ ኣገልግሎታት ፈይስ ቡክን መሰንጀርን ኪዕጾ ከምተወሰነ ተሓቢሩ፥

    Print       Email

 ካብ ሃገራዊ ድሕነት ናብ ኣገልግሎት ተለኮሚኒከሽን ኤርትራ ብዝተመሓላለፈ መሰረት፡ ብዕለት 10 ናይ 11 ናይ ምሸት ኣገልግሎት ፈይስቡክን መሰንጀርን ከምዝተዓጸወ ተሓቢሩ። ኣገልግሎታት ኣይሞ፡ ቫይበር እውን እንተኾነ ካብ ዓቕሞም ወጻኢ ስለዝኾነ እምበር ንምዕጻዉ ተሓሊኒ ከምዝነበረ እቶም ምንጭታት ሓቢሮም።

ብዘይካ እዚ  ኣብ ከረንን ባረንቱን ዝነበረ ናይ ኢንተርነት ኣቅርቦት ንኣገደስቲ ኣገልግሎት ጥራይ ክወሃብ ከምዝተወሰነ፡  ብፍላይ ኣብ ተሰነይ ዳርጋ ኣገልግሎት ከምዘየለ ተሓቢሩ። ኣብ ኣስመራ ወን ምስዚ ምስ ሱዳን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ  ናብ ዝታሕተ ሲግናል ንምውራዱ መደብ ተታሒዞ ክም ዘሎን ምንጭታት ካብ ኤሪቴል ሓቢሮም ።

    Print       Email

You might also like...

ሓድሽ ንቡር፡ ኣዚዩ ሓደገኛ ክስተት!!

Read More →