Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  Current Article

ብሰንኪ ምዕጻው ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ዋጋታት ዘይትን ፊኖን ኣብ ኤርትራ ኣዚዩ ከቢሩ።

By   /  January 14, 2018  /  Comments Off on ብሰንኪ ምዕጻው ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ዋጋታት ዘይትን ፊኖን ኣብ ኤርትራ ኣዚዩ ከቢሩ።

    Print       Email

ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ 09  ኣብ ሱዳን የካይዶ ዝነበረ ስራሓት ኮንትሮባንዳ ብመንግስቲ ሱዳን ድሕሪ ምዕጻዉ ኣብ ኤርትራ ዋጋታት ሃለኽቲ ብፍላይ ድማ ዘይትን ፊኖን ይውስኽ ምህላዉ ተሓቢሩ።

ብፍላይ ኣብ ተሰነይ፡ ባረንቱ፡ ጎሊጅ፡ ኣቑርደት፡ ግርማይካ፡ ቃሩራ፡ ማህሚመት፡ ህዝቢ ድሮም ከማርር ከምዝጀመረ ዝሓበሩ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ፡ መዓልታዊ ህይወት ህዝቢ ካብቲ ዝነበሮ ሕሰም ንላዕሊ ኪሕሰም ከምዝጀመረ ሓቢሩ።

ብርክት ዝበሉ ነጋዶ ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ኣብ ግምት ብምእታው ኣቑሑት ክእክቡን ኪዕሽጉን ከምዝጀመሩ ከምሳዕቤኑ ድማ ህዝቢ መሰረታዊ ሃለኽቲ ኪጎድል ከምዝጀመረ ተሓቢሩ።

 

    Print       Email

You might also like...

መንግስቲ ኤርትራ ኮነ ኢሉ ንህዝቢ ዘሻቕሉ ጉዳያት ፈጢሩ ይዝርግሕ ምህላዉ ተሓቢሩ።

Read More →