Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  Current Article

ኣብያተ ትምህርታት ብመሰረት ትእዛዝ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ማዕተብ ዝገበረ ሰብ ማዕተቡ ካብ ክስዱ ምብታኽ ጀሚረን

By   /  November 6, 2017  /  Comments Off on ኣብያተ ትምህርታት ብመሰረት ትእዛዝ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ማዕተብ ዝገበረ ሰብ ማዕተቡ ካብ ክስዱ ምብታኽ ጀሚረን

    Print       Email

መንግስቲ ኤርትራ ብዘስገደዶ ትእዛዝ መሰረት፡ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ማዕተብ ኣይትግበሩ ዝብል ትእዛዝ ብትሪ ክስረሓሉ ጀሚሩ።  እዚ መምርሒ ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርታት ኣስመራን ካልኦት ዞባታትን ብትሪ ይስረሓሉ ምህላዉ ዝገለጹ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ፡ እቲ ስጉምቲ ድሮ ኣብ ብዙሓት ተመሃሮን ወለዲን ቁጠዐ ኣገንፊሉ ምህላዉ ተሓቢሩ።

ኣብ ገለ ገለ ቤት ትምህርታት ማዕተብኩም ልዕሊ ዲቪዛኹም(uniform) እንተ ተራእያ ክንበትካ ኢና ክበሃሉ ከለዉ፡ ኣብ ዝበዝሓ ቤት ትምህርታት ግን ዝኾነ ማዕተብ ዝገበረ ሰብ ማዕተቡ ካብ ክስዱ ምብታኽ ጀሚሮም ኣለዉ። ገለ ተመሃሮ ድማ ካብ ትምህርቲ ማዕተብና ይዓብየና ብምባል ትምህርቲ ራሕሪሖም ይኸዱ ኣለዉ።

    Print       Email

You might also like...

ነቶም ናጽነት ዝሰለምዋ ኣካለ ስንኩላን ዘይትኸውን ኤርትራ ናይ መን ኤርትራ ኢያ?

Read More →