Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  Current Article

ኣብ ከባቢ ኣኽርያ ህዝባዊ ተቓውሞ ተላዒሉ

By   /  October 31, 2017  /  Comments Off on ኣብ ከባቢ ኣኽርያ ህዝባዊ ተቓውሞ ተላዒሉ

    Print       Email

ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘሎ ቶኽሲ  መበገሲኡ እቲ ኣብ ኣኽርያ ዝተላዕለ ህዝባዊ ተቓውሞ ሙኻኑ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ኣኽርያ ኣብ ዝተገበረ ናይ ህዝቢ ተቓውሞ ንምጭፍላቕ ሰራዊት ናብቲ ከባቢ ተንቀሳቒሱ። እቲ ሰራዊት መንእሰያት ኪገፍፍ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን ህዝቢ ከቢድ ተቓውሞ ኣርእዩ ሰራዊት ድማ ቶኽሲ ከፊቱ። ብድሕሪ እዚ እቲ ቶኽሲ ናብ ብርክት ዝበለ ከባቢታት ልሒሙ። ድሮ ካብ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተቐተሉ ምህላዎም ተፈሊጡ ኣሎ።

ጎኖ ጎኒ እዚ ቶኽስን ተቓውሞን፡  ‘ኣሕዋትና ኣብ ባሕሪ ይጠፍኡ ኣለዉ ንሕና ድማ ደቂስና ንሓድር ኣሎና’ ዝብል ፋምፍሌት ኣብ ኣስመራ ይዝርጋሕ ምህላዉ ተፈሊጡ።

እቲ ቶኽሲ ስለምንታይ ኢዩ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተዘርጊሑ ዘሎ ዛጊት ዝተፈለጠ የሎን።

    Print       Email

You might also like...

ነቶም ናጽነት ዝሰለምዋ ኣካለ ስንኩላን ዘይትኸውን ኤርትራ ናይ መን ኤርትራ ኢያ?

Read More →