Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ወተሃደራት የመንን ግብጽን ኤርትራን ኣብ መዓስከር ኪሎማ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ታዕሊም የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ። 

By   /  August 14, 2017  /  Comments Off on ወተሃደራት የመንን ግብጽን ኤርትራን ኣብ መዓስከር ኪሎማ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ታዕሊም የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ። 

    Print       Email

እቲ ብ 2 ነሓሰ ዝጀመረ ወተሃደራዊ ልምምድ፡ ናይ ባሕርን ምድርን ዝተወሃሃደ መጥቓዕቲ ዘጠቓለለ ኮይኑ ኣብቲ  ልምምድ ክሳብ 100 ዝኾኑ ወተሃደራት ግብጺ ይሳተፉ ምህላዎም ተሓቢሩ።

ኣብቲ ወተሃደራዊ ልምምድ ብርክት ዝበላ ናይ ግብጺ ኣንፊቭያን ይሳተፋ ምህላወን ዝሓበሩ ምንጭታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፤ ኣብቲ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ናይ ኢማራት ሓይሊ ኣየር ኣብ መዳያት ሕክምና ብፍላይ ድማ ውጉኣት ሰራዊት ብሄሊኮፕተራት ኣብ ምግዕዓዝ ኣብ ዘተኮረ ስልጠና ይነጥፍ ምህላዉ ተሓቢሩ።

እቲ ሓባራዊ ልምምድ ንኽንደይ ግዜ ይጸንሕ ዝተፈለጠ የልቦን።

    Print       Email

You might also like...

ገለ ካብቶም ኣብ ዓዲሃሎ ከቢድ ተቓውሞ ድሕሪ ምግባሮም ናብ ጎላጉል ናሮን ማህሚመትን ዝተላእኩ ኣባላት 29 ዙርያ ውሕጅ ወሲድዎም ሞይቶም። 

Read More →