Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  August
Latest

‘ኣቶ ሓጎስ ገብርህይወት ዝገብሮ ዕድጊ ፍርቂ ናብ ጁብኡ ፍርቂ ናብ መንግስቲ ኢዩ’ ይብል ፕረዚደንት ኢሳያስ። 

By   /  August 31, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ‘ኣቶ ሓጎስ ገብርህይወት ዝገብሮ ዕድጊ ፍርቂ ናብ ጁብኡ ፍርቂ ናብ መንግስቲ ኢዩ’ ይብል ፕረዚደንት ኢሳያስ። 

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ሓደ ፍሉይ ኣጋጣሚ ‘ኣቶ ሓጎስ ገብርህይወት ዝገብሮ ዕድጊ ፍርቂ ናብ ጁብኡ ፍርቂ ናብ መንግስቲ ኢዩ ዝኣቱ’ ክብል ተሰሚዑ። ፕረዚደንት ኢሳያስ ሰባት ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ከምኡ ክብል ዝመረጸሉ ምኽንያት ርዱእ ኣይኮነን። የግዳስ ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ስድራቤት ኢሳያስ ዝገብርዎ ምስግጋር ገንዘብ ኣመልኪቶም ህዝብን ሓለፍቲን ብጋህዲ ክዛረቡ ጀሚሮም ብምህላዎም፤ ነቲ ስድራቤት […]

Read More →
Latest

ምስ መዋቲ ምትህልላኽ ኣንጻር ሰብኣዊ ሕልና ኢዩ።

By   /  August 31, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ምስ መዋቲ ምትህልላኽ ኣንጻር ሰብኣዊ ሕልና ኢዩ።

ሕጂ እውን ክልተ ካብቶም ቅድም ንናጽነት ኤርትራ፤ ደሓር ኣብ ምኽባር ሉዓላውነት ንሃገሮም ተሰሊፎም ዝተጋደሉን ዘገልገሉን ተጋደልቲ፤ ማለት፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ተለኮሚኒከሽን ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣብ ገዛእ ብጾቱን ህዝቡን ናይ ስለላ መሳርሒታት ምትካል ስለዝተቓወመ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ካርቸሊ ብዘይ ፍርዲን ሕጋዊ መስርሕን ዝኸርተተ ክኢላ ኤሌክትሮኒክስ ኣቶ ሰለሙን ሃብቶም፡ ከምኡ እውን ኮለነል ተወልደ ገብረማርያም (ወዲለተ) ተሰዊኦም ኣለዉ። ንስድራቤት […]

Read More →
Latest

ሰሉስ 29 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  August 30, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 29 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

The U.S. wants to deport more Eritreans. Here’s what would happen if they were forced to return.

By   /  August 29, 2017  /  English, Perspective  /  Comments Off on The U.S. wants to deport more Eritreans. Here’s what would happen if they were forced to return.

NAIROBI — The United States is threatening to apply visa sanctions on Eritrea, one of the world’s most repressive countries, as leverage to force Eritrean authorities to accept its citizens who could be deported from America. “Our goal is to get countries to agree to accept the return of their nationals,” David Lapan, a Department […]

Read More →
Latest

العتيبة: رفع حصار قطر قبل المفاوضات غير مقبول

By   /  August 29, 2017  /  Arabic, وجهة نظر  /  Comments Off on العتيبة: رفع حصار قطر قبل المفاوضات غير مقبول

في مقابلة مع مجلة “ذي أتلانتك” الأميركية، قال السفير الإماراتي في واشنطن يوسف العتيبة إنّ الدول الأربع التي تحاصر دولة قطر أبلغت الجنرال أنتوني زيني مبعوث وزير الخارجية الأميركي للأزمة الخليجية استعدادها للجلوس حول طاولة المفاوضات مع قطر، شريطة أن تكون الدوحة مستعدة لذلك دون أي شروط مسبقة منها. وفي السياق ذاته اعتبر العتيبة أن مطلب قطر برفع الحصار أولا قبل المفاوضات أمر […]

Read More →
Latest

ሓጎስ ካብ ስቓይ ካልኦት – ሕማም ሳዲዝም ፕረዚደንት ኢሳያስ

By   /  August 29, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሓጎስ ካብ ስቓይ ካልኦት – ሕማም ሳዲዝም ፕረዚደንት ኢሳያስ

ህዝቢ ኤርትራ ከም ኩሎም ኣብ ትሕቲ ምልካዊ ስርዓት ዝነብሩ ህዝቢ፤ ኣብ ሃዋህዉ ናይ ከቢድ ሹቕሮራን ስቓይን ክነብር ጸኒሕ ኣሎ። ናይ ህዝቢ ኤርትራ ስቓይ ምሒር ዝገብሮ ግን፤ ካልእ ረቓሒ ኣሎ። ንሱ ድማ እቲ ዝጭፍጭፎ ዘሎ መራሒ ምልካዊ ጥራይ ዘይኮነስ ሳዲስት ብሙኻኑ ኢዩ። እዚ ሳዲስት ባህርያት ፕረዚደንት ኢሳያስ ኢዩ ድማ ነቲ ብቐደሙ እውን ህይወት ኣብ ትሕቲ ምልኪ […]

Read More →
Latest

‘ኣቶ ሓጎስ ገብርህይወት ዝገብሮ ዕድጊ ፍርቂ ናብ ጁብኡ ፍርቂ ናብ መንግስቲ ኢዩ’ ይብል ፕረዚደንት ኢሳያስ። 

By   /  August 29, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ‘ኣቶ ሓጎስ ገብርህይወት ዝገብሮ ዕድጊ ፍርቂ ናብ ጁብኡ ፍርቂ ናብ መንግስቲ ኢዩ’ ይብል ፕረዚደንት ኢሳያስ። 

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ሓደ ፍሉይ ኣጋጣሚ ‘ኣቶ ሓጎስ ገብርህይወት ዝገብሮ ዕድጊ ፍርቂ ናብ ጁብኡ ፍርቂ ናብ መንግስቲ ኢዩ ዝኣቱ’ ክብል ተሰሚዑ። ፕረዚደንት ኢሳያስ ሰባት ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ከምኡ ክብል ዝመረጸሉ ምኽንያት ርዱእ ኣይኮነን። የግዳስ ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ስድራቤት ኢሳያስ ዝገብርዎ ምስግጋር ገንዘብ ኣመልኪቶም ህዝብን ሓለፍቲን ብጋህዲ ክዛረቡ ጀሚሮም ብምህላዎም፤ ነቲ ስድራቤት […]

Read More →
Latest

ሰንበት 27 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  August 27, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 27 ነሓሰ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

   ሓበሬታ ካብ ውሽጢ ሃገር

By   /  August 27, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on    ሓበሬታ ካብ ውሽጢ ሃገር

1) ፕረዚደንት ኢሳያስ  ‘ጉድለታት ሃገር እተጽንዕ’ ኮሚቴ ኣቑሙ። ፕረዚደንት ኢሳያስ፡ ነዞም ዝስዕቡ ማለት ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ኣቶ ተስፋንክኤል ገራህቱ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ዘለዎ ኮሚቴ ኣቑሙ ‘ጉድለታት መንግስቲ እንታይ ሙኻኑ’ ኣጽንዑ ከምዝበሎም ተፈሊጡ። ዳርጋ ኩሎም ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ፤ ሃገር ናብ ክትምለሰሉ ዘይትክእል ጸድፊ ኣምሪሓ ኢያ ዝብል እምነት ከምዘለዎም ዝተረጋገጸ ኮይኑ፤ ፕረዚደንት ኢሳያስ ነቲ ኩሉ ነብሱ ብጉድለታት […]

Read More →
Latest

ሓደጋታት ናይ ብዘይ ልዕልና ሕጊ ዝውሰኑ ሉዓላዊ ጉዳያት ኤርትራ

By   /  August 26, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሓደጋታት ናይ ብዘይ ልዕልና ሕጊ ዝውሰኑ ሉዓላዊ ጉዳያት ኤርትራ

ወደብ ዓሰብ ብ500 ሚልዮን ዶላር ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምእተኻረየ ብዝተፈላለዩ ምንጭታት ወግዓውነቱ ብዘረጋግጽ መንገዲ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣብ ዓመተ 2017 ኣብ ኤርትራ ብደረጃ ዘቤትን ዞባን ኣብ ቁጠባዊ ፖለቲካዊ ማሕበራዊን መዳያት ዝተፈላለዩ ምዕባለታት እኳ እንተተራእዩ፥እቲ ዝዓበየ ግን ኣብ ጸጥታውን ወተሃደራውን መዳይ ዝተኸስተ ምዕባለታት እዩ ክበሃል ይከኣል። እዚ ክስተትዚ ምስ ጽምዶ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወተሃደራዊን ጸጥታውን ኩነታት […]

Read More →