Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ኣብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነትን ምዕራባዊ እዚን ምቅይያር ተገይሩ

By   /  July 9, 2017  /  Comments Off on ኣብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነትን ምዕራባዊ እዚን ምቅይያር ተገይሩ

    Print       Email

ኣብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነትን እዚ ምዕራብን ምቅይያር ሓለፍቲ ከምእተገበረ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

እቲ ምቅይያር ዝለዓሉ ሓለፍቲ እቲ መንግስታዊ ኣካላት ዘጠቓለለ ከምዝኾነ እቶም ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብ ገለ ሚኒስተራት እውን ምቅይያር ተገይሩ ምህላዉ እቶም ምንጭታት ሓቢሮም።

    Print       Email

You might also like...

ኩሎም ናይ ጣዕሳ ወረቐትን 2%ን ከፊሎም ዝመላለሱ ዝነበሩ ዜጋታት ክወሃቦም ዝጸንሐ ሓለፋታት ካብ 7 መስከረም 2017ጀሚሩ ከምዝተሰረዘ ተሓቢሩ። 

Read More →