Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  Current Article

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ዲፕሎማት ሃገረ ቀጠር ጽኑዕ ምክትታል ክግበረሎም መምርሒ ኣሕሊፉ። 

By   /  June 18, 2017  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ዲፕሎማት ሃገረ ቀጠር ጽኑዕ ምክትታል ክግበረሎም መምርሒ ኣሕሊፉ። 

    Print       Email
እቲ  ኣብ  ልዕሊ ዲፕሎማትን ኣባላት ኤምባሲ ቀጠርን  ዘሎ ምክትታል  ካብ ዕለት  10 ሰነ 2017 ጀሚሩ ዝያዳ ከሪሩ ምህላዉ ዝገለጹ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ፤ ኩሉ ናይቲ ኤምባሲ ቴሌፎናትን ርክባትን ኣብ ትሕቲ ጥቡቕ ምክትታል ምህላዉ ተረጋጊጹ።
ብኻልእ ወገን ዝኾነ ኣባል ኤምባሲ ሃገረ ቀጠር ብፍላይ ድማ ዲፕሎማት ቀጠር ናብ ከተማታት ባጽዕን ከረንን ከይገሹ ብጥቡቕ ኪኽልከሉ ከምዝግባእ ናብ ሃገራዊ ድሕነት መምርሒ ተመሓላሊፉ።
    Print       Email

You might also like...

20 ዝኾኑ ኣባላት ዕደና ቢሻን ዛራን ካብ ስራሕ ተሶጊጎም፤ ስረሖም ብቻይናውያን ተተኪኡ። 

Read More →