Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  June
Latest

ሓሙስ 29 ሰነ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  June 30, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 29 ሰነ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ናይቲ ሓደ ውላድ ሓዘን ከይተደበሰ፤ ናይቲ ካልኣይ ውላድ መርድእ ክሳብ መዓስ ?

By   /  June 29, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ናይቲ ሓደ ውላድ ሓዘን ከይተደበሰ፤ ናይቲ ካልኣይ ውላድ መርድእ ክሳብ መዓስ ?

ዝሓሸት ጽባሕ ናይ ዳርጋ ኩሎም መንግስታት ዓለም ቴማ ኢዩ። ይግበርዎ ኣይግበርዎ ንዕኡ ይጽእሩ፤ መብዛሕተኦም። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ግን ህዝቢ ኤርትራ መታን ጽባሕ ካብ ሎሚ ዝኸፍአት መዓልቲ ክትኮኖ ዝብል ቴማ ሒዙ ኢዩ ዝሰርሕ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሕሰም ካብ ትማሊ ሎሚ፤ ካብ ሎሚ ጽባሕ፤ እንዳኸፍአ ዝኸይድ ኩነታት ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ዜናታት ሬድዮ መድረኽ ከም እተኸታተልኩሞ  ካብ […]

Read More →
Latest

ሰሉስ 27 ሰነ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  June 28, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 27 ሰነ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

Saudi Arabia: Qatar demand list is non-negotiable Doha must ‘amend its behaviour’ or ‘remain isolated’, says Riyadh’s foreign minister Adel al-Jubeir.

By   /  June 28, 2017  /  English, Insight  /  Comments Off on Saudi Arabia: Qatar demand list is non-negotiable Doha must ‘amend its behaviour’ or ‘remain isolated’, says Riyadh’s foreign minister Adel al-Jubeir.

Saudi Foreign Minister Adel al-Jubeir says there will be no negotiations over a list of demands the kingdom and its allies have submitted to Qatar to end a major regional crisis. Asked by reporters on a visit to the United States on Tuesday if the demands were non-negotiable, Jubeir said: “Yes”. “We made our point, we […]

Read More →
Latest

قطر تصف المطالب بالادعاءات وواشنطن تدعو للتفاوض

By   /  June 28, 2017  /  Arabic, محطات  /  Comments Off on قطر تصف المطالب بالادعاءات وواشنطن تدعو للتفاوض

أكد وزير الخارجية القطري الشيخ محمد بن عبد الرحمن آل ثاني أن المطالب التي قدمتها دول الحصار لبلاده مجرد ادعاءات يجب دعمها بالأدلة إذا كانت تلك الدول جادة في إيجاد حل للأزمة الخليجية، فيما حث نظيره الأميركي ريكس تيلرسون الدول المعنية بالأزمة على التفاوض، وقال إنه السبيل المثلى لحلها. وأكد الشيخ محمد بن عبد الرحمن آل ثاني بعد محادثات أجراها في واشنطن […]

Read More →
Latest

እቲ ሓድሽ ስርዓት እንከይተወልደ እቲ ኣረጊት ስርዓት ይመውት ኣሎ – እንታይ ንግበር?

By   /  June 28, 2017  /  Columns, Uncategorized, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on እቲ ሓድሽ ስርዓት እንከይተወልደ እቲ ኣረጊት ስርዓት ይመውት ኣሎ – እንታይ ንግበር?

ሎሚ ህዝቢ ኤርትራን ሃገሩን ኣብ መንጎ እቲ ዝመውት ዘሎ ኣረጊት ጃንዳን እቲ ገና ምውላዱ ዘየረጋገጸ ሓድሽ ስርዓትን ተንጠልጢሉ ይርከብ ኣሎ። እቲ መሰጋገሪ እዋን እንታይ ክመስል እዩ ብርግጽ ክትንበዮ ዝከኣል ኣይኮነን – ምኽንያቱ ዝድህሰስን ዝጭበጥን ውጥን ኣብ ቅድሚ ዓይኒን እዝን ህዝቢ ኤርትራ ዛጊት ኣይቀረበን። ልዕሊ ኩሉ ድማ ንስጡም ምስግጋር ዘውሕስ ሕግን ቅዋምን ኣብታ ሃገር የለን።ሕግን ስርዓትን […]

Read More →
Latest

ምክትታል ዶባት መርድእ ናይ መንእሰያት ንስድራቤታት ይነግር ምህላዉ ተሓቢሩ።

By   /  June 28, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ምክትታል ዶባት መርድእ ናይ መንእሰያት ንስድራቤታት ይነግር ምህላዉ ተሓቢሩ።

ካብ ዕለት 24ን 25 ሰነን ጀሚሩ ምክትታል ዶባት ኣብ ዶባት ዝሞቱ ሰባት ናይ ዝበሎም መንእሰያት መርድእ ንስድራቤታት የርድእ ምህላዉ ተሓቢሩ። እዚ ናይዚ እዋን መርድእ እንተላይ እቶም ኣብ ወርሓት ግንቦትን ሰነን ሞይቶም ዝተባህሉ ሓደስቲ ግዳያት ዘጠቓለለ ኢዩ። በዚ መሰረት ኣብ ዕለት 24ን 25ን ጥራይ ምክትታል ዶባት ዝርዝር ኣሳእል ብምስናይ ናይ 27 ዜጋታት መርድእ ንስድራቤቶም ከምዝተገለጸ ተሓቢሩ። 7 […]

Read More →
Latest

ድኹም ስለዚ ድማ ምእዙዝ ኣእምሮ ደገፍቲ መንግስቲ፤ ዝሓየለ መሳርሒ ምልካውነት ኢዩ – ክሳብ ብሓባር ዝጸድፉ።

By   /  June 24, 2017  /  Tigrigna, ርእሰ ዓንቀጽ  /  Comments Off on ድኹም ስለዚ ድማ ምእዙዝ ኣእምሮ ደገፍቲ መንግስቲ፤ ዝሓየለ መሳርሒ ምልካውነት ኢዩ – ክሳብ ብሓባር ዝጸድፉ።

ማርክ ትወይን ሓደ ካብቶም ህቡባት ጥቕስታቱ ‘ነብስኻ ኣብቲ ዝበዝሑ ሸነኽ ናይ ርእይቶ ዘለዎዎ ወገን እንተረኺብካያ፤  ብዛዕባ መርገጺኻ ነብስኻ ንምፍታሽ ገምጋም እትገብረሉ እዋን በጺሕካ ምህላውካ ዘገንዝብ ኢዩ’ ዝብል ጥቕሲ ኢዩ። እዚ ጥቕሲ እዚ ምሕሳብ፤ ምግምጋም፥ ኣበየናይ ሸነኽ ናይ መርገጺታት ኣሎኻ ምምርማር ከምዘድሊ ዘረድእ ኢዩ።እዚ ስጉምቲ እዚ መሰረታዊ ፍልልይ ኣብ መንጎ እንስሳን ደቂ ሰባትን ዘነጽር ኢዩ። ሰብ ካብ እንስሳ […]

Read More →
Latest

ዓርቢ 23 ሰነ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  June 24, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 23 ሰነ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

Turkey dismisses demand to close Qatar military base

By   /  June 23, 2017  /  English, Insight  /  Comments Off on Turkey dismisses demand to close Qatar military base

Defence minister says Ankara has no plans to review ties with Qatar, after Arab states issue demands to end Gulf crisis.  Five armoured vehicles and 23 military personnel arrived in Doha on Thursday [Umit Bektas/Reuters] Turkey has rejected a call from four Arab countries to shut down its military base in Qatar, saying the base […]

Read More →