Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  20
Latest

ربيع الفنون في قطر

By   /  April 20, 2017  /  Arabic, محطات  /  Comments Off on ربيع الفنون في قطر

441 (1)

شهدت العاصمة القطرية الدوحة حراكا فنيا ملفتا يتجاوز إشعاعه حدود البلد، ويتمثل في معارض وملتقيات ذات طابع عالمي، من أبرزها معرض يعدّ الأول من نوعه في منطقة الشرق الأوسط، ويجمع تحت سقف واحد الرسام الإسباني بابلو بيكاسو والنحات السويسري ألبرتو جياكوميتي. وعربيا، تنظم متاحف قطر منذ أكتوبر/تشرين الأول الماضي معرضا استعاديا ضخما للفنان العراقي المرموق […]

Read More →
Latest

The migrant slave trade is booming in Libya. Why is the world ignoring it? Ross Kemp

By   /  April 20, 2017  /  English, Perspective  /  Comments Off on The migrant slave trade is booming in Libya. Why is the world ignoring it? Ross Kemp

slaves lib

It’s a mass grave that we don’t need the United Nations to verify. Every day an average of 14 migrants, the vast majority from countries in sub-Saharan Africa, die crossing the Mediterranean. Many more see their European dream turn into a nightmare long before they’re corralled on to flimsy rubber dinghies on Libya’s beaches. They’re […]

Read More →
Latest

እቲ ኣብ ልዕሌኻ ክፍጸም ዘይትደልዮ በደል ኣብ ልዕሊ ካልኦት ኣይትፈጽሞ/እዳተፈጸመ ትም ኢልካ ኣይትርኣዮ። Do not do unto others as you would that they should do unto you

By   /  April 20, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on እቲ ኣብ ልዕሌኻ ክፍጸም ዘይትደልዮ በደል ኣብ ልዕሊ ካልኦት ኣይትፈጽሞ/እዳተፈጸመ ትም ኢልካ ኣይትርኣዮ። Do not do unto others as you would that they should do unto you

moral

ኣብዚ ቅንያት እዚ ኣብ ነዘርላንድስ ንምክያድ ዋዕላ መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራሲን ፍትሕን፡ከምኡ ውን ሰላማዊ ሰልፊ ቀጽሪ ተቓውሞን፤ ውሳነ ምምሕዳር ከባቢታት ኣይንድሆፈንን ከተማ ፊልድሆፈንን ዝምልከት ክስተታት ክምዕብሉ ጸኒሖም ኣለዉ። እቲ ዝነበረ ፍጻመታት፡ውዳበን ኣካይዳን ኤርትራዊ ሰላማዊ ሰልፊ፡ፍርዳዊ መስርሕን ውሳነን፥ቅሬታ መንግስቲ ኤርትራን መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራሲን ፍትሕን ብዝምልከት እንታይ ክግበር ነይርዎ፤ ኣየናይ ውሳነ ኢዩ ቅኑዕን ዘይቅኑዕን ንምባል መዝነት […]

Read More →
Latest

ህጽጽ ጻውዒት፡ ኩሎም ዜጋታት ብፍላይ ድማ መራሕቲ ሰራዊት ንድሕነት ናይቲ ምእንቲ ዕምሪ ስልጣንን ሃብቲ ስድራን ተባሂሉ ናብ መሸጣ ወሪዱ  ዘሎ ሉዓላውነት ኤርትራ ክዓዩ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ጸዊዑ።

By   /  April 20, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ህጽጽ ጻውዒት፡ ኩሎም ዜጋታት ብፍላይ ድማ መራሕቲ ሰራዊት ንድሕነት ናይቲ ምእንቲ ዕምሪ ስልጣንን ሃብቲ ስድራን ተባሂሉ ናብ መሸጣ ወሪዱ  ዘሎ ሉዓላውነት ኤርትራ ክዓዩ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ጸዊዑ።

Land_grabbing2121

ዕምሪ ስልጣን ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራን ሃብቲ ስድራቤቱን ንምንዋሕ ተባሂሉ ሉዓላውነት ኤርትራ ናብ ዕዳጋ ወሪዱ ምህላዉ፤ በዚ መሰረት ድማ ኣብ ዝሓለፈ 3 ዓመታት ገዚፍ ክፋል መሬትን ባሕርን ኣየርን ኤርትራ ንባዕዳውያን ሃገራት ይርከብ ከምዘሎ፤ ስለዚ ድማ ሉዓላውነት ኤርትራ ኣብ ኣዚዩ ሓደገኛ  ኩነት ከምዝርከብ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ገሊጹ። መድረኽ ኣብ መግለጺኡ እዞም ዝስዕቡ ምዕባለታት ብዝርዝር ብምቕራብ፡ ዜጋታት እዚ […]

Read More →