Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  18
Latest

ብዛዕባ እቶም ልኡኻት ከይተገደስና፡ ካብቶም ለኣኽትን ዕላመኦምን ንጠንቀቕ!

By   /  April 18, 2017  /  Tigrigna, ርእሰ ዓንቀጽ  /  Comments Off on ብዛዕባ እቶም ልኡኻት ከይተገደስና፡ ካብቶም ለኣኽትን ዕላመኦምን ንጠንቀቕ!

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዝያዳ ድማ ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓመታት፡ ብዙሓት ዘመተታት ኣንጻር ታሪኽ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ፤ ብዙሓት ውዲታት ድማ ምእንቲ ዕንወት መጻኢት ኤርትራ ክንዝሑ ሓግዮምን ከሪሞምን ኣለዉ። እቶም ዘመተ ንቡዙሓት ኤርትራውያን ከቢድ ስንባደን ጓሂን ኪፈጥሩሎም ጸኒሖም ኣለዉ። ሓደ ካብቲ ከምኡ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ፡ እቶም ክበሃሉ ጸኒሖም ዘለዉ ገዘፍቲ ናይ ዕንወት ‘ኣዋጃት’ ካብ ተኽለ-ሰውነት እቶም በሃልቱ […]

Read More →