Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  17
Latest

ሰንበት 16 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 17, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 16 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ኣብ ኤርትራ ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሮም ሓይልታት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ኤርትራ ናይ ማእሰርቲ ሜለኦም ቀይሮም ምህላዎም ተገሊጹ።

By   /  April 17, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ኤርትራ ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሮም ሓይልታት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ኤርትራ ናይ ማእሰርቲ ሜለኦም ቀይሮም ምህላዎም ተገሊጹ።

Hooded Man Event

ኣብ ኤርትራ ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሮም ሓይልታት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ኤርትራ ናይ ማእሰርቲ ሜለኦም ቀይሮም ምህላዎም ተገሊጹ። እቶም ምንጭታት ናብ ሬድዮ መድረኽ ኣብ ዝለኣኽዎ ሓበሬታ ከምዝሓበርዎ፤ ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝሒ ዝእሰሩ ሰባት ዓሰርተታት ኣሽሓት ስለዝሓለፈ፤ ሰባት ምእሳር ዝያዳ ንኩነኔ የቃለዓና ኣሎ ስለዚ ኣሰንቢድናን ኣፈራሪህናን ንልቀቆም ዝብል ሜላ ንፈትን ዝብል ስጉምቲ ወሲዶም ምህላዎም ተሓቢሩ።    በዚ […]

Read More →
Latest

ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ ናይ ወርቂ ዕደና ስምምዓት ዳርጋ ንሃብቲ ናይ ኤርትራ ብነጻ ቻይና ክትወስዶ ዘፍቅደላ ውዕላት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ። 

By   /  April 17, 2017  /  Columns, Tigrigna, እዋናዊ ጉዳያት, ዜናታት  /  Comments Off on ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ ናይ ወርቂ ዕደና ስምምዓት ዳርጋ ንሃብቲ ናይ ኤርትራ ብነጻ ቻይና ክትወስዶ ዘፍቅደላ ውዕላት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ። 

gold

ብመሰረት እቲ ምንጭታትና ዝለኣኽዎ ሓበሬታ፤ ዘይከምቲ ምስ ካናዳዊ ኩባንያ ነቭሰን ዝተገበረ  ናይ ቢሻ ስምምዕ ፤ እዚ ምስ ቻይና ዝተገበረ ውዕል ዳርጋ 80 ሚእታዊት ናይቲ ናይ ዛራ ወርቂ ኣታዊ ንቻይና ዘረክብ ውዕል ሙኻኑ ተገሊጹ። ኣምሳያ ናይዚ ቻይና ኣብ ባንክታት ብስም ዝተፈላለዩ ሕሳባት ናይ ስድራቤት ፕረዚደንት ኢሳያስ ሚልዮናት ዶላር ተቐምጥ ኣላ። እዚ ማዕድናት ጸጋታትን ሃገር ንባዕዳዊት ሃገር ዘረክብ […]

Read More →