Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  14
Latest

ዓርቢ 14 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 14, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 14 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

መርሓ መንግስቲ ኤርትራ፡ ‘መታን ጽባሕ ዝኸፍአት ክትከውን ካብ ሎሚ’ 

By   /  April 14, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on መርሓ መንግስቲ ኤርትራ፡ ‘መታን ጽባሕ ዝኸፍአት ክትከውን ካብ ሎሚ’ 

thorn

ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ ብሰንኪ ዘይዲሞክራስያዊ ምሕደራ፥ ብልሽውና መራሕቲ ፥ ዓሌታዊን ቀቢላውን ኣድልዎ፥ ኮረሻ ስልጣን ንዘይምግዳፍ ዝግበር ምውጣጥ ዳርጋ ልሙድ ተርእዮ ኮይኑ ጸኒሑ ኣሎ። ሎሚ ሎሚ እዚ ተርእዮ ኣብ ኣፍሪቃ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ገለ ሃገራት ኣስያ እውን ክልሕም ጀሚሩ ኣሎ።ህዝቢ ናይዘን ሃገራት ድማ ብሰንኪ ህርፋን ስልጣን ናይቶም መራሕቲ ግዳይ ኮይኑ ይነብር። ህዝቢ ኤርትራ ከም ካልኦት […]

Read More →