Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  13
Latest

ሓሙስ 13 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 13, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 13 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

لافروف: لا يمكن إدانة النظام السوري دون تفتيش

By   /  April 13, 2017  /  Arabic, التحليل السياسي  /  Comments Off on لافروف: لا يمكن إدانة النظام السوري دون تفتيش

441

قال وزير الخارجية الروسي سيرغي لافروف اليوم الخميس إن بلاده لا يمكنها ولن تدعم محاولات اتخاذ قرارات “خلسة” فيمجلس الأمن الدولي تدين النظام السوري دون تفتيش أو دليل دامغ أو تحقيق في هجوم خان شيخون (ريف إدلب) الذي وقع مؤخرا. وفي تصريحاته خلال مؤتمر صحفي في موسكو، أعرب الوزير الروسي عن القلق إزاء ما وصفه بسعي […]

Read More →
Latest

Pentagon Hints at Deploying a Limited Number of Ground Troops in Yemen – How is this Going to Affect the Current Political Landscape in the Horn of Africa?

By   /  April 13, 2017  /  English, Insight  /  Comments Off on Pentagon Hints at Deploying a Limited Number of Ground Troops in Yemen – How is this Going to Affect the Current Political Landscape in the Horn of Africa?

pentagon-reuters-620x349

London – The US Department of Defense (Pentagon) hinted at deploying “limited forces” in Yemen, within the framework of its war against al-Qaeda terrorist group. Pentagon Spokesperson Jeff Davis told Asharq Al-Awsat newspaper that his country was still concerned over the activities of al-Qaeda and other extremist organizations in Yemen, noting in this regard that […]

Read More →
Latest

ምኽባር ብይን ኮሚሽን ዶብ ብዘይ ቅድመኩነት፥ ምምላስ ንቡር ዝምድና – ረብሓ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዘረጋግጽ እዩ።

By   /  April 13, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ምኽባር ብይን ኮሚሽን ዶብ ብዘይ ቅድመኩነት፥ ምምላስ ንቡር ዝምድና – ረብሓ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዘረጋግጽ እዩ።

26fri2-master768

ኤርትራን ኢትዮጲያን ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ኣብ ግንቦት 1998 ብሰንኪ ኣብ መንጎአን ዝተወለዐ ኩናትን ኽልተ ዓመታት ህይወት ኣእላፍ መንእሰያት ዝበልዐ ኩናት ኣካይደን ነይረን። ከም ኩሎም ካልኦትኩናት፥ ናይዘን ክልተ ሃገራት ኩናት ውን ኣብ ጠረጴዛ ጥራይ ክፍታሕ ስለዝነበሮን ዝግባእን ኣብ ሰነ 2000 ስምምዕ ምቁራጽ ተጻብኦታት፥ ኣብ ታሕሳስ ናይቲ ዓመት ድማ ኣጠቓላሊ ስምምዕ ሰላም ኣልጀርስ ድሕሪ ምኽታም እቲ ኩናት […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ ንመንግስቲ ግብጺ ኣብ ከባቢታት ዳህላክ እትርከብ ደሴት ኖራ ንወተሃደራዊ መዓስከር ሂቡ

By   /  April 13, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ንመንግስቲ ግብጺ ኣብ ከባቢታት ዳህላክ እትርከብ ደሴት ኖራ ንወተሃደራዊ መዓስከር ሂቡ

ማያት

መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዕምሩ ንምንዋሕ ዝገብሮ ዘሎ ሉዓላዊ መሬትን ባሕርን ኤርትራ ናይ ምሻጥ ተግባራት፤ ሕጂ ውን  ንመንግስቲ ግብጺ ኖራ እተባህለት ኣብ ከባቢ ዳህላክ እትርከብ  ደሴት ንሓይሊ ባሕሪ ግብጺ ከምዘረከበ ተሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ማለት ብዕለት 5 ሚያዝያ 2017 ብጀነራል ሓምዲ ባዲም ዝምራሕ ልኡኽ ግብጺ ናብ ኤርትራ ከምዝበጽሐ ይፍለጥ። ብሰንኪ ምህናጽ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጲያን: ኣጠቓቕማ ኣህጉራዊ […]

Read More →