Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  11
Latest

ኤርትራ፡ ብሰንኪ ዘይንቡር ስርዓት፡ንቡር ህይወት ዘይብሎም ዜጋታት ‘ዝነብሩላ’ ሃገር

By   /  April 11, 2017  /  Tigrigna, ርእሰ ዓንቀጽ  /  Comments Off on ኤርትራ፡ ብሰንኪ ዘይንቡር ስርዓት፡ንቡር ህይወት ዘይብሎም ዜጋታት ‘ዝነብሩላ’ ሃገር

MISERY ERITREA

ንቡር ህዝቢ ብሰላም ቅሳነት ኣብ ሃገሩ ወፊሩ እንዳኣተወ ይነብር። ኣብ ዓለም ዝርከብ ህዝብታት ኣኣብ ሃገሩ፤ ኣብቲ ቅዋም ዝቕርበሉ ዜግነታዊ መሰላትን ግቡኣትን ኣጽሊሉ ብሰላም ይነብር ኣሎ። እተን ሃገራት ከከም ኩነታተን ሃብታማት፤ ማእከሎት ድኻታት እኳ እንተኾና፤ ኩለን ብዉሑዱ ናጽነት ዘለዎ ህዝቢ ኣለወን። ብዘይካ ሓንቲ ሃገር። ኤርትራ! ኤርትራ፡ ብሰንኪ ዘንቡር ስርዓት፤ ንቡር ህይወት ዘይብሎም ዜጋታት ‘ዝነብሩላ’  ወይ ልክዕ […]

Read More →
Latest

13 ኣባላት ማእከላይ መራኸቢታት ሚንስትሪ ምክልኻል፤ ሃገራዊ ድሕነትን፤ ቤ/ጽ ሕፈት ፕረዝደንትን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።

By   /  April 11, 2017  /  Columns, Tigrigna, እዋናዊ ጉዳያት, ዜናታት  /  Comments Off on 13 ኣባላት ማእከላይ መራኸቢታት ሚንስትሪ ምክልኻል፤ ሃገራዊ ድሕነትን፤ ቤ/ጽ ሕፈት ፕረዝደንትን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።

84736620

13 ኣባላት ማእከላይ መራኸቢታት ሚንስትሪ ምክልኻል፤ ሃገራዊ ድሕነትን፤  ቤ/ጽ ሕፈት ፕረዝደንትን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። እቶም ካብ ዕለት 2 ሚያዝያ ክሳብ ዕለት 9 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ ግዜ  ኣብ ትሕቲ ቀይዲ  ዝኣተዉ 13 ኣባላት መራኸቢታት፤ ከም ኦፐረይተራት ኮይኖም ክሰርሑ ዝጸንሑ ኢዮም። እዞም ብትእዛዝ ኮለነል ተስፋልደት ዝተኣስሩ ኦፐረይተራት ካብ ደንጎሎ ታሕታይ ብዝመጹ ኣባላት ፍሉያት ሓይልታት ከካብ ዝነበርዎ ተቐይዶም ከምዝተወስዱ እቶም […]

Read More →