Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  08
Latest

ዓርቢ 7 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 8, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 7 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ፕረዚደንት ኢሳያስ ከም ኩሎም ናይ ኣፍሪቃ ምልካውያን ስርዓታት፤ እምነቱ ናብ ጸቢብ ትሕተ – ሃገራዊን ስድራቤታዊን ምትእኽኻብ የቕነዖ ምህላዉ ተሓቢሩ።

By   /  April 8, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ፕረዚደንት ኢሳያስ ከም ኩሎም ናይ ኣፍሪቃ ምልካውያን ስርዓታት፤ እምነቱ ናብ ጸቢብ ትሕተ – ሃገራዊን ስድራቤታዊን ምትእኽኻብ የቕነዖ ምህላዉ ተሓቢሩ።

ፕረዚደንት ኢሳያስ ከም ኩሎም ናይ ኣፍሪቃ ምልካውያን ስርዓታት እምነቱ ናብ ጸቢብ ትሕተ – ሃገራዊን ስድራቤታዊን ምትእኽኻብ የቕነዖ ምህላዉ ተሓቢሩ። ብመሰረት እቶም ምንጭታት፤ እንተላይ እቶም ንነዊሕ እዋን ብዘይ ስራሕ ደስኪሎም ዝነበሩ ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ናይ ፕረዚደንት ኢሳያስ ናይ ቀረባ ቤተሰብ ኣብ ምጽንጻን ከምኡውን ናይ ስለያን ጸጥታን ስረሓት ተዋፊሮም ምህላዎም ሓቢሮም። ብዘይካ እዚ ፕረዚደንት ኢሳያስ ንወዱ ኣቶ ኣብረሃም ኢሳያስ፤ […]

Read More →