Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  04
Latest

ሰሉስ 4 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 4, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 4 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ብፍርቂ ልቢ ክብሪ ጀጋኑ ነጉድል ከይንህሉ!

By   /  April 4, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ብፍርቂ ልቢ ክብሪ ጀጋኑ ነጉድል ከይንህሉ!

Document13

ኤርትራ ብጀጋኑ ዝተዓደለት ሃገር ኢያ። ኣብቲ ነዊሕ ናይ ሙኻን ታሪኻ ብዙሓት ብድሆታት፤ ኣመና መረርቲ መድረኻት ስለዝሓለፈት፤ ኣብ ውሽጢቲ ታሪኽ ብሓዊ ዝተፈተኑ፤ ኣርሒቖም ዝሓስቡ፥ ጀጋኑ ተፈጢሮም ኢዮም። ራእሲ ባህታ ሓጎስ፤ ሼኽ ኢብራሂም ሱልጣን፤ ራእሲ ተሰማ ኣስበሮም፤ ሼኽ ዓብዱልቃድር ከቢረ፤ ራእሲ ወልደንክኤል ሰለሙን፤ ሼኽ ዑመር ሃኪቶ ወዘተ ውሑዳት ካብቶ ብዙሓት ሃገራውያን ሓርበኛታት ኢዮም። ብዙሕ እዋን ዝተፈላለዩ ክፋል […]

Read More →