Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  02
Latest

ሰንበት 4 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 2, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 4 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ብዕለት 28 መጋቢት 2017 ኣብ ከባቢታት ጸሮና ኣብ መንጎ ሓይልታት ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጲያን ሞርታራትን ፎኪስ ብረትን ዘሳተፈ ረጽሚ ተኻይዱ

By   /  April 2, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ብዕለት 28 መጋቢት 2017 ኣብ ከባቢታት ጸሮና ኣብ መንጎ ሓይልታት ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጲያን ሞርታራትን ፎኪስ ብረትን ዘሳተፈ ረጽሚ ተኻይዱ

ብዕለት 28 መጋቢት 2017 ኣብ ከባቢታት ጸሮና ኣብ መንጎ ሓይልታት ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጲያን ሞርታራትን ፎኪስ ብረትን ዘሳተፈ ረጽሚ ተኻይዱ። እቲ ረጽሚ ሰዓት 10 ናይ ምሸት ዝጀመረ ኮይኑ፤ ክሳብ ሰዓት ሓደ ናይ ለይቲ ንኣስታት ሰለስተ ሰዓታት ከምዝቐጸለ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ሓቢሮም።    እቶም ምንጭታት ናብ ሬድዮ መድረኽ ኣብ ዝለኣኽዎ ሓበሬታ፤ ከምቲ ኣቐዲሙ ኣብ ዜናታት መርበብ መድረኽ […]

Read More →