Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April  >  01
Latest

Eritrean regime trades its own nationals in a billion-dollar trafficking business

By   /  April 1, 2017  /  English, Perspective  /  Comments Off on Eritrean regime trades its own nationals in a billion-dollar trafficking business

Published 09 March 2017 The human trafficking of Eritrean refugees is a booming business, where money is made with smuggling people, but also using violence, hostage situations and even torture. Modern communication methods like money transfer via mobile phones play a vital role in this, conclude professor Mirjam van Reisen (Leiden University) and professor Munyaradzi […]

Read More →
Latest

ዓርቢ 31 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 1, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 31 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ኩናት ኣንጻር ክብርታትና ተኣዊጁ ምህላዉ ነስተብህል ዶ ኣሎና?

By   /  April 1, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ኩናት ኣንጻር ክብርታትና ተኣዊጁ ምህላዉ ነስተብህል ዶ ኣሎና?

ኤርትራ ብመንጽር  ኩለንትናዊ መለክዒታት ገስጋስ ሃገር ኣብ ድርኩኺት ጸድፊ ምእዋጅ ውድቕቲ ሃገር ተገማጊማ ምህልዋ ንምምስኽኻሩጻዕሪ ዘየድልዮ ሓቒ ኮይኑ’ሎ። ከም ኣህጉራዊ ማዕከን፣  ዓለማዊ ባንክ ዝኣመሰሉ ትካላት ይኹን፣ ብዙሓት  ተመራመርቲ ፡ጥፍኣት ኤርትራንዘረጋግጽ ረቓሒታት ኣብ ዝገልጹሉ እዋን ዝሕታለ ቑጠባ፣ስእነት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፣ ውድቀት ስርዓተ መጓዓዝያን መራኸቢታትን …ወዘተ ብጭብጥታት የቕርቡ። ብልክዕ ድማ ኤርትራ ብሰንኪ ምልካዊ ስርዓት ብኩሎም ሓበርቲ ሰብኣዊ መለክዒታት […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሃገራት ወጻኢ ናብ ኤርትራ ንዝጥረዙ መንእሰያት ልዑል ክንክን ከምዝገብር ንምርኣይ ዝዓለመ ምስሩሕ (staged) ኣኼባታት ኣብ ቅድሚ ወከልቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት የካይድ።

By   /  April 1, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሃገራት ወጻኢ ናብ ኤርትራ ንዝጥረዙ መንእሰያት ልዑል ክንክን ከምዝገብር ንምርኣይ ዝዓለመ ምስሩሕ (staged) ኣኼባታት ኣብ ቅድሚ ወከልቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት የካይድ።

መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሃገራት ወጻኢ ናብ ኤርትራ ንዝጥረዙ መንእሰያት ልዑል ክንክን ከምዝገብር ንምርኣይ ዝዓለመ ምስሩሕ (staged) ኣኼባታት ኣብ ቅድሚ ወከልቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት የካይድ። ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኤርትራ ንዝጥረዙ መንእሰያትናብ ዓዶም ምስኣተዉ መንግስቲ ኤርትራ ቀይሕ መንጸፍ ዘርጊሑ ከምዝቕበሎም ዘርኢ ኣኼባታት ኣብ ኣስመራ ኤክስፖ  ኣደራሽ  ቁጽሪ ክልተ ተወዲቡን ተኻይዱን። እዚ ድሕሪ ናይ ምልልማድ (rehearsal) ቅንያት ብዕለት 24/03/2017 ዝተኻየደ […]

Read More →