Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  April
Latest

ፖለቲካዊ ውድቀት ናብ ዕንወት ሃገራዊ ኣቃውማ

By   /  April 29, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ፖለቲካዊ ውድቀት ናብ ዕንወት ሃገራዊ ኣቃውማ

መግዛእቲ ብዘይፍቓድ ህዝቢ ዝስግደድ ምሕደራ ምዃኑ ሓደ ኻብቲ ተጸላኢ ዝገብሮ መኽንያታት’ዩ። ንሕብረተሰብ ዘይመስል ግዱድ ምሕደራን ካልኦት ብመግዛእቲ ዝስዕቡ ከም ምስራቕ ጸጋታት፡ ዕንወት ሕብረተሰብን ታሪኹን ዝኣመሰሉ መኽንያታት’ዮም ንህዝብታት ናጽነቶም ከረጋግጹ ኽቃለሱ ዘበግስዎም። ህዝቢ ኤርትራ ንዓሰርተታት ዓመታት ምእንቲ ናጽነት ክቃለስ ከሎ ንኹሎም’ቶም ካብ መግዛእቲ ዝስዕቡ ዓመጻት ንሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣልዮም ስለዝደለየ’ዩ። ህዝቢ ካልኦት ብዝወሰኑሉ ኽነበር ስለዘይደለየ ተቓሊሱ ናጽነቱ […]

Read More →
Latest

ዓርቢ 28 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 29, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 28 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ኤርትራ – ሃብታም ሃገር፡ ዝሰርቕ መንግስቲ፡ ዝደኸየ ህዝቢ።

By   /  April 29, 2017  /  Tigrigna, ርእሰ ዓንቀጽ  /  Comments Off on ኤርትራ – ሃብታም ሃገር፡ ዝሰርቕ መንግስቲ፡ ዝደኸየ ህዝቢ።

ብመሰረት ወግዓዊ ጸብጻባት ዓለም፣ ኤርትራ ሳላ ማዕድናዊ ሃብታ ኣብ ዓለም ሓንቲ ካብተን 3 ዝቐልጠፈ ቁጠባዊ ዕብየት ዘመዝግባ ሃገራት ዓለም ኪትከውን ምተገበአ። ጸብጻብ መጽሄት ኤኮኖሚክ ኢንተሊጀንስ ዩኒት ከምዝሓበሮ፣ ኣብ ልዕሊቲ ዝጸንሓ ናይ ነቭሰን ውዕል ወርቅን ዚንክን ነሓስን ኣብ ቢሻ ፣ምስ ኣውስትራልያዊ ኩባንያ ዕደና ሳውዝ ቦልደር ፕሮጀክት ፖታሽ ኮሉሊ ፣ ምስ ናይ ቻይና ስፌኮ ድማ ከባቢ ሚእቲ ሚልዮን […]

Read More →
Latest

ህዝቢ ኣብ ኣስመራ ብሰንኪ ብቐጻሊ ዘጋጥሞ ዘሎ ዋሕዲ ቀረብ ማይ ምረቱ ይገልጽ

By   /  April 29, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ህዝቢ ኣብ ኣስመራ ብሰንኪ ብቐጻሊ ዘጋጥሞ ዘሎ ዋሕዲ ቀረብ ማይ ምረቱ ይገልጽ

ህዝቢ ኣብ ኣስመራ ብሰንኪ ብቐጻሊ ዘጋጥሞ ዘሎ ዋሕዲ ቀረብ ማይ ምረቱ ይገልጽ። ሎሚ ድሕሪ 26 ዓመት ናጽነት ህዝብቢ ኤርትራ ገና ብስእነት ማይ ክሳቐ ምርኣይ ኣዚዩ ዘሕዝን ሙኻኑ ዝገለጹ እቶም ምንጭታት፡ ኣብዚ እዋን እዚ ናይ ቀረብ ማይ ስእነት ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ኤርትራ ኣጋጢሙ ምህላዉ ሓቢሮም። ህዝቢ ብሰንኪ ማይን መብራህትን የማርር ምህላዉ ዝፍለጥ ኮይኑ ብሕልፊ ቀረብ ማይ […]

Read More →
Latest

ሓሙስ 27 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 27, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 27 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ሰሉስ 25 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 26, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 25 ሚያዝያ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ህዝቢ ኤርትራ ዳግም ናይ ሕልና ረፈረንዱም ብምክያድ፡ እወ ንሓቐና ናጽነት፡ ኣይፋል ነቲ መልክዑ ቀይሩ ዝመጸ ባርነት ኢሉ ከድምጽ ይግባእ።

By   /  April 26, 2017  /  Tigrigna, ርእሰ ዓንቀጽ, ዜናታት  /  Comments Off on ህዝቢ ኤርትራ ዳግም ናይ ሕልና ረፈረንዱም ብምክያድ፡ እወ ንሓቐና ናጽነት፡ ኣይፋል ነቲ መልክዑ ቀይሩ ዝመጸ ባርነት ኢሉ ከድምጽ ይግባእ።

ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ኣስታት 26 ዓመታት ኣብዚ ቅንያትእዚ ማለት ካብ 23 ክሳብ 25 ሚያዝያ ረፈረንዱም ኣካይዱስ ብ98.805% ኣኽሪሩ ንናጽነት ኣድሚጹ። ኣብተን ሰለስተ መዓልታት እወ እትብል ሰማያዊት ካርድ ኣብ ሳንዱቕ ብምኽታት ባህጉ ምሉእ ሓርነት ሙኻኑ ብሓደ ድምጺ ኣረጋጊጹ። ኣይፋል እትብል ቀያሕ ካርድ ናብ እንዳ ጎሓፍ ብምኽታት ድማ እቲ እታ ካርድ እትውክሎ ባርነትን ሕሰምን ተሓግሒጉ ክእለ ዘለዎ […]

Read More →
Latest

الخرطوم تحذر جنوب السودان من دعم المتمردين ضدها

By   /  April 25, 2017  /  Arabic, مقالات  /  Comments Off on الخرطوم تحذر جنوب السودان من دعم المتمردين ضدها

حذر السودان جاره جنوب السودان من مواصلة دعم الجماعات المتمردة التي تخوض حربا ضد الخرطوممتهما رئيسه بالالتقاء بالمتمردين الأسبوع الماضي. وفي بيان علني وصفته وكالة رويترز بالنادر، اتهم جهاز الأمن والمخابرات السوداني أمس حكومة جوبابإجراء محادثات مع الحركة الشعبية-قطاع الشمال بهدف “إطالة أمد الحرب”. وقال جهاز المخابرات السوداني في بيانه إن رئيس جنوب السودان سلفاكير […]

Read More →
Latest

Italy migrant crisis: Charities ‘colluding’ with smugglers

By   /  April 25, 2017  /  English, Insight  /  Comments Off on Italy migrant crisis: Charities ‘colluding’ with smugglers

An Italian prosecutor says he has evidence some of the charities saving migrants in the Mediterranean Sea are colluding with people-smugglers. Carmelo Zuccaro told La Stampa (in Italian) phone calls were being made from Libya to rescue vessels. Organisations involved in rescue operations have rejected accusations of collusion, saying their only concern is to save […]

Read More →
Latest

ዕጡቓት ራሻይዳ ኣብ ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ንዝርከብ መዓስከር ምዕራባዊ እዚ ኣጥቒዖም፤ 6 ኣባላት ምዕራብ እዚ ብሰንኪ እቲ መጥቓዕቲ ህይወቶም ስኢኖም። 

By   /  April 25, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ዕጡቓት ራሻይዳ ኣብ ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ንዝርከብ መዓስከር ምዕራባዊ እዚ ኣጥቒዖም፤ 6 ኣባላት ምዕራብ እዚ ብሰንኪ እቲ መጥቓዕቲ ህይወቶም ስኢኖም። 

እቲ ብዕለት 16 ሚያዝያ ዝተኻየደ መጥቓዕቲ ኣብ ልዕሊ 3ይቲ ሓይሊ እዚ ምዕራብ ዝተኻየደ ኮይኑ፤ ንብርክት ዝበለ ደቓይቕ ኣብ መንጎ እቶም ዕጡቓት ራሻይዳን ኣሃዱታት እዚ ምዕራብን ከቢድ ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። እቲ መጥቓዕቲ ኣብ ከባቢታት ናይ እቲ ብሓድሽ መዓስከር ዝፍለጥ መዓስከር ዝተገበረ ኮይኑ፤ ብሰንኪ እቲ ሃንደበታዊ መጥቓዕቲ 5 ኣባላት ምክትታል ዶብን ሓደ ናይ ተለንተ ማዕርግ […]

Read More →