Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  March
Latest

The Long Arm of Government of Eritrea: Refugees are forced to flee, then face extortion

By   /  March 31, 2017  /  English, Insight  /  Comments Off on The Long Arm of Government of Eritrea: Refugees are forced to flee, then face extortion

MARLEEN VAN WESEL Eritrean human traffickers force their victims to donate organs, as Mirjam van Reisen discovered. The top of the Eritrean regime is heavily involved. “Extortion as part of human trafficking is becoming more and more extreme and even includes organ trade,” says Eritrea expert Mirjam van Reisen. “We always assumed that they were […]

Read More →
Latest

ሓሙስ 30 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  March 31, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 30 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ኣብ ካርኒቫልን ናይ ኣይሮቢክስ ሳዕሲዕትን ምስታፍ ንዝኣበዩ ተመሃሮ ስድራቤቶም ሞቕነን መግቢ (ኩፖን) ኪኽልከሉ ሙኻኖም ተሓቢሮም።

By   /  March 30, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ካርኒቫልን ናይ ኣይሮቢክስ ሳዕሲዕትን ምስታፍ ንዝኣበዩ ተመሃሮ ስድራቤቶም ሞቕነን መግቢ (ኩፖን) ኪኽልከሉ ሙኻኖም ተሓቢሮም።

ኣብ ካርኒቫልን ናይ ኣይሮቢክስ ሳዕሲዕትን ምስታፍ ንዝኣበዩ ተመሃሮ ስድራቤቶም ሞቕነን መግቢ ኩፖን ኪኽልከሉ ሙኻኖም ተሓቢሮም። ባህላዊ ጉዳያት ሚኒስትሪ ትምህርቲን  ህግደፍ ዞባ ማእከልን ልዕሊ 700 ተማህሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት ዞባ ማእከል ኣብ ካርኒቫልን ናይ ኣይሮቢክስ ሳዕሲዕትን ክነጥፉ ክለኣኹ ብዝኣዘዝዎ መሰረት፤ ኣብ ቤት ትምህርቲ ባሕቲ መስከረምን ዳሉሉን ቤት ትምህርቲ ልምዓትን በዓል ናጽነት ‘ንምምዕራግ’ ታዕሊሞም ጀሚሮም ምህላዎም ተገሊጹ። ወከልቲ ተማህሮን ወለድን፤ ‘ብሰንኪ […]

Read More →
Latest

ሓድነት፡  ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ምህላውን ዘይምህላውን ሕቶ’ዩ

By   /  March 29, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሓድነት፡  ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ምህላውን ዘይምህላውን ሕቶ’ዩ

ብዘመነ እንዱስትራውነት ዝፍለጥ መበል 19 ክፍለዘመን ፣ ሃገራት ኤውሮጳ ካብ ኣፍሪቃ ጥረ ሃብትን ሕሱር ሰብኣዊ ጉልበትን ንምምዝማዝ ኣብዝገበረኦ ምቅድዳም ንኣፍሪቃን ህዝባን በቲ ብ ‘’ምጭጫፍ ኣፍሪቃ’’ (Scramble For Africa)  ዝፍለጥ ናይ 1885-1910 ውዕለን፣ ንኣህጉርኣፍሪቃ ጎዛዝየን ተማቐለኣ። መግዛእታዊ ዶባት ንዐአን ብዝጥዕመን ሰብ ሰርሖ ምምቕቓል ስለዝተሓንጸጸ ድማ፣ ናይ ኣፍሪቃ ኤትኒካዊ  ፡ቋንቋኣዊ ፡ቅኑዕ  ቦታ በቲ ንዕኡ ክብረት ብዘይሃበ ናይ […]

Read More →
Latest

ሰሉስ 28 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  March 29, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 28 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ገለ ክፋል ናይ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ኣብ ክልተ እብረ ኮይኑ።

By   /  March 29, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ገለ ክፋል ናይ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ኣብ ክልተ እብረ ኮይኑ።

ኣብያተ ማእሰርታት  ኤርትራ ብፍላይ ድማ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ እሱራት ስለዝበዝሑ ማእሰርቲ ኣብ ክልተ እብረ (ሺፍት) ኮይኑ ምህላዉ ተፈሊጡ። ገለ ክፋል ናይ ዓዲ ኣቤቶ ካብቲ ክሕዞ ዝኽእል ዓቕሚ እሱራት ዕጽፊ ስለዝሓዘ፤ እሱራት ገሊኦም 3 መዓልቲ ብዋሕስ ነጻ ወጺኦም ንምሕዳር ጥራይ ናብ ቤትማእሰርቲ ከምዝምለሱ፤ እቶም ካልእ ዕብረ ድማ ኣብቲ ካልእ ሰለስተ መዓልቲ ወጺኦም ኣብ ራብዓይ መዓልቶም […]

Read More →
Latest

‘One day, I hope, I will go’: How Trump’s ban hit an Eritrean refugee camp in Ethiopia

By   /  March 28, 2017  /  English, Perspective  /  Comments Off on ‘One day, I hope, I will go’: How Trump’s ban hit an Eritrean refugee camp in Ethiopia

I saw the impact of Trump’s travel ban from an Eritrean refugee camp in Ethiopia where some people have been waiting for resettlement for years Migration policies may seem abstract, and when combined with representing migrants and refugees as merely numbers, they blur the human dimension of displacement. When I saw him a few weeks […]

Read More →
Latest

ኩባንያ ሓራትን ምኒስትሪ ሞጎዓዝያን መራኸቢታትን ኤርትራ ናብ መንግስቲ ሱዳን ዘቕረቦ ፍቓድ ናይ ህዝቢ ሞጓዓዝያ ከምእተነጸገ ተሓቢሩ።

By   /  March 28, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኩባንያ ሓራትን ምኒስትሪ ሞጎዓዝያን መራኸቢታትን ኤርትራ ናብ መንግስቲ ሱዳን ዘቕረቦ ፍቓድ ናይ ህዝቢ ሞጓዓዝያ ከምእተነጸገ ተሓቢሩ።

ኩባንያ ሓራትን ምኒስትሪ ሞጎዓዝያን መራኸቢታትን ኤርትራ ብጥሪ 12 2017 ናብ መንግስቲ ሱዳን ዘቕረቦ ፍቓድ ናይ ህዝቢ ሞጓዓዝያ ከምእተነጸገ ተሓቢሩ። እቲ ብሚንስትሪ መጓዕዝያን መራኸቢታትን  ኤርትራ ዝቐረበ ፍቓድ ናይ ሓባር ስራሕ ካብ ኤርትራ  ናብ ካብ ውሽጢ ሱዳን ናይ ምጉዕዓዝ መስርሕ ኮይኑ፤ መንግስቲ ሱዳን መልሲ ምሃብ ኣብዩ ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 5 መጋቢት ናይ ኣብያ መልሲ ከምዝሃበ ተገሊጹ። ብኣንጻር […]

Read More →
Latest

ሰንበት 26 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  March 27, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 26 መጋቢት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተኽእሎ ምስፍሕፋሕ ጥሩፋት ጉጅለታትን

By   /  March 26, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተኽእሎ ምስፍሕፋሕ ጥሩፋት ጉጅለታትን

ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣስታት ፍርቂ ዘመን ዘቚጸሩ ጸጥታዊ ዘይምርግጋኣት ጠንቂ መመሊሶም ዝተሓላለዂ ማሕበረ-ቊጠባዊ ፡ ፖለቲካውን ልምዓታውን ድኻማት ኮይኖም ይቕጽሉ ኣለዉ። ክንድዚ ዝኣክል ዓመታት ኣብ ተሃዋሲ ኩነት ወዲቚ ዝርከብ ዞባ ድማ ኪንዮ’ቲ ብኹሉ መለኪዕታት ዝኸስሮም ኣገስገስቲ ዕድላት – ስቡሕ መሬት ንግዳማዊ ምትእትታውን  መጫጭሒ ጥሩፋውያን ጉጅለታትን’ዉን ስለዝኸውን ጸገማት እዚ ዞባ ሰንሰላታዊ ስሩዕነት ከምዝፈጥር ጌሩ ኣሎ። ኣብ […]

Read More →