Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

5 ኣባላት ኣሃዱ ካርቶግራፊ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ተሰዊሮም

By   /  February 28, 2017  /  Comments Off on 5 ኣባላት ኣሃዱ ካርቶግራፊ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ተሰዊሮም

    Print       Email
image2ክሳብ 5 ዝኾኑ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣባላት ኣሃዱ  ካርቶግራፊ ናብ ስግረዶብን ወጻእን ብምኻድ ኢዶም ሂቦም::
እዞም መንእሰያት ፍሉይ ተስፋ ተነቢሩሎም ብቐጥታ ምስ ፕረዚደንት ዝራኸቡ ዝነበሩ ኮይኖም፡ ብፍላይ ወልዳይ ናይ ዝተባህለ መንእሰይ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዑቕባ ምሕታት ኣዚዩ ኣዛራቢ ኮይኑ ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። 
    Print       Email

You might also like...

ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኤርትራ ንቓነው ስተሽን ዝመስል ወተሃደራዊ መዓስከር ንምምስራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ይዘራረብ ምህላዉ ተሓቢሩ።

Read More →