Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  February
Latest

By   /  February 28, 2017  /  English, Insight  /  Comments Off on

North Korea evades sanctions with network of overseas companies – U.N. report North Korean leader Kim Jong Un watches the test-fire of a strategic submarine underwater ballistic missile (not pictured), in this undated photo released May 9, 2015. REUTERS/KCNA By James Pearson North Korea is evading international sanctions with a sophisticated network of overseas companies, […]

Read More →
Latest

ካብ ቃልሲ ንናጽነት ናብ ሉዓላዊ ሓርነት ንዝተኾልፈ ምስግጋር፡ ብሓባር ንፈጽሞ!

By   /  February 28, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ካብ ቃልሲ ንናጽነት ናብ ሉዓላዊ ሓርነት ንዝተኾልፈ ምስግጋር፡ ብሓባር ንፈጽሞ!

ዕላማ ፖለቲካውን ብረታዊን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፤ ንመግዛእቲ ሓግሒግካ (ድሮ ተጨቢጡ ኢዩ) ነብሲ ወከፍ ዜጋ፡ ሰብኣዊ ክብረቱ፡ ውልቃውን ሓባራውን መሰሉ ዝሕለወላ፡ ብልዕልና ሕጊ እትመሓደር ሃገረ ሕጊ ምምስራት ኢዩ ነይሩ። ዝያዳ ንምንጻሩ፡ዘይፍትሓዊ ስርዓት ገዛእቲ ኣሊኻ፡ ብኤርትራዊ ፖለቲካዊ ስርዓትን እምነትን ምትክኡ ኢዩ ነይሩ – ናይ ሓባር ዕላማ ኩሉ ኤርትራዊ። 25 ዓመታት ድሕረ-ናጽነት ከምዘረጋገጸኦ፡ ራእይ ህዝቢ ኤርትራ ተጠሊሙ፡ ዝነበሮ […]

Read More →
Latest

5 ኣባላት ኣሃዱ ካርቶግራፊ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ተሰዊሮም

By   /  February 28, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on 5 ኣባላት ኣሃዱ ካርቶግራፊ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ተሰዊሮም

ክሳብ 5 ዝኾኑ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣባላት ኣሃዱ  ካርቶግራፊ ናብ ስግረዶብን ወጻእን ብምኻድ ኢዶም ሂቦም:: እዞም መንእሰያት ፍሉይ ተስፋ ተነቢሩሎም ብቐጥታ ምስ ፕረዚደንት ዝራኸቡ ዝነበሩ ኮይኖም፡ ብፍላይ ወልዳይ ናይ ዝተባህለ መንእሰይ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዑቕባ ምሕታት ኣዚዩ ኣዛራቢ ኮይኑ ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። 

Read More →
Latest

ሰሉስ 28 ለካቲት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  February 28, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 28 ለካቲት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ሰንበት 26 ለካቲት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  February 26, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 26 ለካቲት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ንኣካለ ስንኩላን ዘይትኸውን ኤርትራ ናይ መን ኤርትራ እያ።

By   /  February 25, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ንኣካለ ስንኩላን ዘይትኸውን ኤርትራ ናይ መን ኤርትራ እያ።

መነባብሮ ኣካለ ስንኩላን ኩናት ተጋደልቲ ኤርትራ ኣዚዩ እንዳመረረ ይመጽእ ምህላዉ ብሰንኪ እዚ ሕሰም ድማ ኣብ መዓስከርደንደን ዝርከቡ ስንኩላን ብእኩብ ዘይዕግበቶም ይገልጹ ምህላዉ፤ በዚ መሰረት ድማ 56 ስንኩላን ኩናት ስሞምን ክታሞምንብምስፋር፤ ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣቤቱታ ከምዘቕረቡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ዝተፈነወ ዜና ተሓቢሩ ኣሎ። ንኣካለ ስንኩላን ዘይትኸውን ኤርትራ ናይ መን ኤርትራ እያ። ወረ ብመሰረቱ ኣብቲ ሽም ነቶም […]

Read More →
Latest

56 ስንኩላን ኩናት ስሞምን ክታሞምን ብምስፋር ናብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ኣቤቱታ ኣቕሪቦም።

By   /  February 25, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on 56 ስንኩላን ኩናት ስሞምን ክታሞምን ብምስፋር ናብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ኣቤቱታ ኣቕሪቦም።

መነባብሮ ስንኩላን ኩናት ተጋደልቲ ኤርትራ ኣዚዩ እንዳመረረ ይመጽእ ምህላዉ፤ ብሰንኪ እዚ ድማ ኣብ መዓስከር ደንደን ዝርከቡ ስንኩላን ብእኩብ ዘይዕግበቶም ይገልጹ ምህላዉ ተሓቢሩ። በዚ መሰረት 56 ስንኩላን ኩናት ስሞምን ክታሞምን ብምስፋር ናብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ኣቤቱታ ኣቕሪቦም። ብሰንኪ እቲ ንስንኩላን ኩናት ዘነኣእስን ዝንዕቅን ተግባራት መንግስቲ ኤርትራ ዝተቖጥዑ 56 ስንኩላን ኩናት ተጋደልቲ ኤርትራ፤ ኣብ ልዕሊኦም የጋጥም ዘሎ ኣድልዎን በደልን […]

Read More →
Latest

ዓርቢ 24 ለካቲት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  February 25, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 24 ለካቲት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ሓሙስ 23 ለካቲት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  February 23, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 23 ለካቲት 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ብሰንኪ መንግስቲ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዶባት ዘጻወዶም ሓደስቲ ጸረ ሰብ ነቶግቲ ፤ ዶብ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓንቲ ኣደ ምስ ወዲ 3 ዓመት ህጻን ዝርከብዎም 10 ዜጋታት ክሞቱ ከለዉ ዝተረፉ 6 ካልኦት ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም።

By   /  February 23, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ብሰንኪ መንግስቲ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዶባት ዘጻወዶም ሓደስቲ ጸረ ሰብ ነቶግቲ ፤ ዶብ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓንቲ ኣደ ምስ ወዲ 3 ዓመት ህጻን ዝርከብዎም 10 ዜጋታት ክሞቱ ከለዉ ዝተረፉ 6 ካልኦት ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም።

ብሰንኪ መንግስቲ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዶባት ዘጻወዶም ሓደስቲ ጸረ ሰብ ነቶግቲ ፤ ብዕለት 13ን 18ን  ለካቲት 2017 ዶብ ክሰግሩ ዝፈተኑ 10 ዜጋታት ክሞቱ ከለዉ ዝተረፉ  6 ካልኦት ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም። እዚ ፍጻመ ኣብ ክልተ እዋን ዘጋጠመ ኮይኑ፤ እቲ ሓደ ብዕለት 13/02/2017 ብመንገዲ ዓዲ ኻላ ኣቢሎም ናብ ሩባ መረብ ኣብ ልዕሊ ዝተጸግዑ 6 ዜጋታት […]

Read More →