Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ ከም መርማሪ እሱራት ኮይኑ ክነጥፍ ዝጸንሐ ተስፋልደት ኣለምስገድ ዝተባህለ ካፒተን ዝማዓርጉ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ኣብ ሓደ ባር ብመንነቶም ዘይተፈልጡ እኩባት መንእሰያት ብኸቢድ ተሃሪሙ

By   /  January 10, 2017  /  Comments Off on ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ ከም መርማሪ እሱራት ኮይኑ ክነጥፍ ዝጸንሐ ተስፋልደት ኣለምስገድ ዝተባህለ ካፒተን ዝማዓርጉ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ኣብ ሓደ ባር ብመንነቶም ዘይተፈልጡ እኩባት መንእሰያት ብኸቢድ ተሃሪሙ

    Print       Email
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ ከም መርማሪ እሱራት ኮይኑ ክነጥፍ ዝጸንሐ ተስፋልደት ኣለምስገድ ዝተባህለ ካፒተን ዝማዓርጉ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ኣብ ሓደ ባር ብመንነቶም ዘይተፈልጡ እኩባት መንእሰያት ብኸቢድ ተሃሪሙ ኣብ ሆስፒታል ሰንበል ተዓቁቡ ከም ዘሎ ምንጭታትና ካብ ከተማ ኣሰመራ ኣርጋጊጾም ።
 
 ካፒተን ተስፋልደት ኣብ ልዕሊ ብዝሓት እሱራት ሰፍ ዘይብል በደል ክፍጽም ዝጸንሐ ኮይኑ ኣብ ማይተመናይ ዝርከብ ባር ክዘናጋዕ ድሕሪ ምምሳይ ኣብ ኣፍደገ ናይቲ ባር ኣድብዮም ብዝጸንሑ እኩባት መንእሰያት ሃንደበት ተወቂዑ ኣብ ሰንበል ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ተዓቁቡ ይርከብ ። ድሕርቲ ፍጻመ ኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ንወናኒ ናይታ ባር መቁሖም ድሕሪ ምውሳድ ኣብታ ባር ብብዝሒ ናይ ዘምስዩ መንእሰያት ዝርዝር ኣስማት ብወግዒ ክህብ ተሓቲቱ ከም ዘሎ እቲ ጸብጻብ ብተወሳኺ ይሕበር ።
    Print       Email

You might also like...

ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኤርትራ ንቓነው ስተሽን ዝመስል ወተሃደራዊ መዓስከር ንምምስራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ይዘራረብ ምህላዉ ተሓቢሩ።

Read More →