Loading...
You are here:  Home  >  2017  >  January
Latest

ሰሉስ 31 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  January 31, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 31 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ኣብ ሃገራዊ ማሕበር ተመሃሮን መንእሰያትን ኤርትራ ክብ ናይ 2016 ባጀቱን ኣታዊታቱን ብርክት ዝበለ ገንዘብ ከምዝተጠፋፈአ ተሓቢሩ።

By   /  January 31, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ሃገራዊ ማሕበር ተመሃሮን መንእሰያትን ኤርትራ ክብ ናይ 2016 ባጀቱን ኣታዊታቱን ብርክት ዝበለ ገንዘብ ከምዝተጠፋፈአ ተሓቢሩ።

logo_bright_small-size

ኣብ ሃገራዊ ማሕበር ተመሃሮን መንእሰያትን ኤርትራ ክብ ናይ 2016 ባጀቱን ኣታዊታቱን ኣዚዩ ብርክት ዝበለ ገንዘብ ከምዝተጠፋፈአ ተሓቢሩ። እቲ ካብ ታሕሳስ 20 ክሳብ 15 ጥሪ 2017 ኣብ ማእከላይ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ዝተገበረ ናይ ኦዲት ጸብጻብ ከምዝሕብሮ፤  ብሕልፊ ኣብ ፌስቲቫላት ሳዋን መሸጣታት ራይሞክን ንስልጠናን ጎስጓስን ተባሂሉ ዝወጸ ገንዘብ ብዙሕ ክፋሉ ብዘይ ሰነዳትን መረጋገጺታትን ከምዝተፈጸመ ተሓቢሩ። ማእከላይ ቤትጽሕፈት ህግደፍ […]

Read More →
Latest

ሰንበት 29 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  January 29, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 29 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ቀዳም 28 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  January 29, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ቀዳም 28 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ደረቱ ዝሓለፈ ብልሽውና ንኤርትራ ናብ ጸድፊ ይመርሕዋ ካብ ዘለዉ ቀንዲ ተርእዮታት ሙኻኑ ተገሊጹ።

By   /  January 29, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ደረቱ ዝሓለፈ ብልሽውና ንኤርትራ ናብ ጸድፊ ይመርሕዋ ካብ ዘለዉ ቀንዲ ተርእዮታት ሙኻኑ ተገሊጹ።

corruption-750x347-2

ደረቱ ዝሓለፈ ብልሽውና ንኤርትራ ናብ ጸድፊ ይመርሕዋ ካብ ዘለዉ ቀንዲ ተርእዮታት ሙኻኑ ተገሊጹ።  ሎሚ ኣብ ኤርትራ ምሃብን ምቕባልን ብላዕ ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ በጺሑ ምህላዉ ዝገለጹ  ምንጭታት መድረኽ፤ ኣብ ሚኒስትሪ ፍትሒ፤ ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ክሳብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን ሓለፍቱን ዘሎ ብልሽውና፤ ኣብ ታሪኽ ሃገርና  – እንተላይ ኣብ መግዛእታዊ ታሪኽ ኤርትራ – ተራእዩ ናብ ዘይፈልጥ ጽፍሒ በጺሑ ኣሎ ክብሉ  ገሊጾም። […]

Read More →
Latest

‘እዚ እውን ክሓልፍ ኢዩ!’

By   /  January 28, 2017  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ‘እዚ እውን ክሓልፍ ኢዩ!’

sinai11

ኣብ ዜናታት ሬድዮ መድረኽ ከምእተገለጸ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ዜጋ ብዘይፍቓዱ መርዓ ከይገብር ከልኪሉ ኣሎ። ከም ልሙድ እዚ ሓድሽ ሕጊ እዚ እውን ከም ወተሃደራዊ ትእዛዝ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዱብ ዝበለ ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ንገዛእ ህይወቱ ዋንኣ ካብ ዘይከውን ዓመታት ኣቑጺሩ ኣሎ። ዜጋ መንግስቲ ናብ ዝኣዘዘሉ ኣማልኽቲ ጥራይ ከምልኽ፥ መንግስቲ ናብ ዝበሎ ገዛውቲ ጥራይ ክነብር፥ መንግስቲ ናብ […]

Read More →
Latest

ዓርቢ 27 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  January 28, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 27 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ኣምባሳደር ዓብዱ ሄጂ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ።

By   /  January 27, 2017  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣምባሳደር ዓብዱ ሄጂ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ።

ኣብ ሰዓታት ለይቲ ናይ ዕለት 25 ጥሪ ኣምባሳደር ዓብዱ መሓመድ ዓብዱ በክሪ ሄጂ ብሓይልታት ጸጥታ ካብ ገዝኡ ተቐይዱ ከምዝተወስደ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ሓቢሮም። ኣምባሳደር ዓብዱ ሄጂ ፥ ናይ ስራሕን ናብራን ህይወት ዲፕሎማሰኛታት ክመሓየሽ ኣለዎ፤ ኣብ ወጻኢ ተመዲቦም ዝለኣኹ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ስድራቤቶም ናብኦም ክገሹ ይኹን ምስኦም ክነብሩ ክፍቀደሎም ኣለዎ፤ እዞም ስድራኹም ናብ ወጻኢ ኣትሪፍኩም ተባሂሎም ንዓመታት […]

Read More →
Latest

أكدت مصادر عليمة لإذاعة المنتدى إعتقال السفير/ عبده محمد عبده بكري هيجي في وقت متأخر من ليلة الأربعاء 25 من يناير الجاري.

By   /  January 27, 2017  /  Arabic, أخبار  /  Comments Off on أكدت مصادر عليمة لإذاعة المنتدى إعتقال السفير/ عبده محمد عبده بكري هيجي في وقت متأخر من ليلة الأربعاء 25 من يناير الجاري.

mUNTATDA NEWS LOGO

أسمره: إذاعة المنتدى  أكدت مصادر عليمة لإذاعة المنتدى إعتقال السفير/ عبده محمد عبده بكري هيجي في وقت متأخر من ليلة الأربعاء 25 من يناير الجاري. وترجح المصادر بأن إعتقال السفير/ هيجي جاء على خلفية آراء كان قد تبنّاها بعض الدبلوماسيين الإرتريين العاملين بالخارج، كالمطالبة بتحسين أوضاعهم المعيشية والوظيفية، حيث أثيرت هذه المطالب في الإجتماعات السنوية […]

Read More →
Latest

ሓሙስ 26 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  January 26, 2017  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 26 ጥሪ 2017 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →