Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  December
Latest

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ምዕጥር ብሰንኪ ዝተላበዐ ሕማም ኮሎርያ 6 እሱራት ዓሪፎም።

By   /  December 31, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ቤት ማእሰርቲ ምዕጥር ብሰንኪ ዝተላበዐ ሕማም ኮሎርያ 6 እሱራት ዓሪፎም።

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ምዕጥር ሕማም ኮሎርያ ዳግማይ  ከም ተራእየ ብዙሓት እሱራት በቲ ሕማም ይሳቐዩ ምህላዎምን ተሓቢሩ።  ብሰንኪ እዚ ብዕለት 18/12/2016 ዝተራእየ ሕማምን  ክሳብ ዕለት 23/12/2016  ማለት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልታት ህይወት ናይ  ልዕሊ 6  እሱራት ከምዝቐዘፈ ተረጋጊጽ። እቶም ዝተረፉ ብርክት ዝበሉ እሱራት ሕሙማት ናብ ሓይሊ ምድሪ ይላእኹ ከም ዘለዉ እውን ተፈሊጡ።  ኣብ መንጎ እቶም ዝሞቱ […]

Read More →
Latest

ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  December 31, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

No fame, no fuss: eight heroes of 2016

By   /  December 29, 2016  /  English, Insight  /  Comments Off on No fame, no fuss: eight heroes of 2016

The Donald Trump victory, the fallout from Brexit, warnings about the return of fascism in Europe, the assault on Aleppo and the unabated refugee crisis. For many people, 2016 won’t be the year that cemented their faith in humanity. But around the world there are people who have dedicated their lives to helping others, slowly, […]

Read More →
Latest

ሓሙስ 29 ታሕሳስ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  December 29, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 29 ታሕሳስ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ዓመተ 2017፤ ራህዋ ህዝቢ ኤርትራ እተበስር ዓመት ክትከውን ርሒብ ተኽእሎ ኣሎ።

By   /  December 27, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ዓመተ 2017፤ ራህዋ ህዝቢ ኤርትራ እተበስር ዓመት ክትከውን ርሒብ ተኽእሎ ኣሎ።

ዓመተ 2017 ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ሓርነትን ራህዋን ዓመት ክትከውን ኢያ ምባል ምህለላ ዘይኮነስ ትጽቢታዊ ክውንነት ኢዩ፤ ምኽንያቱ ህዝቢ ኤርትራ፤ ብሓባር ዝሓልፎ ዘሎ ምረት፥ ዘበርክቶ ዘሎ ዋጋ፥ ዝኸፍሎ ዘሎ መስዋእቲ ንኸንቱ ከምዘይከውን ርጉጽ ስለዝኾነ። ነብሲ ወከፍ ህዝቢ ኤርትራ ብስቓይ ዘሕልፋ ዘሎ መዓልቲ፤ ማዕረቲ ዓቕሉን ጻዕሩን ዝንውሓቱ ናብ መገዲ ዓወት ዘብጽሖ መንገዲ ይሃንጸላ ኣሎ፤ እዚ መንገዲ እዚ […]

Read More →
Latest

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ክልል ትግራይ ተዶኲኑ ኣብ ዘሎ ብ `ሕጻጽ` ዝፍለት መዓስከር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዓሶን ካልኦት ማይ ወለድ ሕማማትን ይሳቐዩ ከምዘለዉ ካብቲ ከባቢ ዝበጸሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ።

By   /  December 27, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ክልል ትግራይ ተዶኲኑ ኣብ ዘሎ ብ `ሕጻጽ` ዝፍለት መዓስከር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዓሶን ካልኦት ማይ ወለድ ሕማማትን ይሳቐዩ ከምዘለዉ ካብቲ ከባቢ ዝበጸሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ።

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ክልል ትግራይ ተዶኲኑ ኣብ ዘሎ ብ `ሕጻጽ` ዝፍለት መዓስከር  ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዓሶን ካልኦት ማይ ወለድ ሕማማትን ይሳቐዩ ከምዘለዉ ካብቲ ከባቢ ዝበጸሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብቲ ልዕሊ 10 ሽሕ ኤርትራውያን ዝርከቡሉ መዓስከር እዂል ቀረባት መሰረታዉያን ጠለባት ሂወትን መድሃኒትን ንኣዋርሕ ብዘይምህላዉ ፥ ብፍላይ ቆልዓ ሰበይቲ ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት ወዲቖም ከምዘለዉ ክርዳእ ተኻኢሉ ኣሎ። ቀረባት […]

Read More →
Latest

ሰሉስ 27 ታሕሳስ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  December 27, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 27 ታሕሳስ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

Hybrid Wars In The Horn Of Africa: Ethiopia-Eritrea, “Greater Somalia”

By   /  December 25, 2016  /  English, Insight  /  Comments Off on Hybrid Wars In The Horn Of Africa: Ethiopia-Eritrea, “Greater Somalia”

The final part of the Hybrid War research on the Horn of Africa region delves into the four most possible scenarios in which the region’s entire stability can be disrupted. The two preceding sections examined the state of affairs in this part of Africa and the distinct strategic situations surrounding each of the studied countries. […]

Read More →
Latest

ሰንበት 25 ታሕሳስ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  December 25, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 25 ታሕሳስ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

Whether you have questions about our program, Radio Medrek/صوت المنتدى or specific media enquires, criticism or suggestion please don’t hesitate to send an email to:

By   /  December 25, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on Whether you have questions about our program, Radio Medrek/صوت المنتدى or specific media enquires, criticism or suggestion please don’t hesitate to send an email to:

Read More →