Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  November
Latest

ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ -መንነቶም ብዘይተፈልጡ ወገናት ዝካየዱ ናይ ድብያ መጥቃዕትታት ይቕጽሉ።

By   /  November 30, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ -መንነቶም ብዘይተፈልጡ ወገናት ዝካየዱ ናይ ድብያ መጥቃዕትታት ይቕጽሉ።

ኣብ ክፍሊ ህንደሳን ስለያን ከም ኣዛዚ ቦጦሎኒ ኮይኑ ክነጥፍ ከምዝጸንሐ ዝተነግርሉ ካፕቴን ታደሰ ሓይልኣብ ምስ ክልተ ኣባላቱ ተሳፊሩላ ዝነበረ መኪና መንነቶም ዛጊት ካብ ዘይተነጸረ ወገናት ብዝተኻየደላ ናይ ድብያ መጥቃዕቲ እቲ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ምስ`ቶም ክልተ መጓዓዝቱ ከምእተቐትለ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ዞባ ጋሽ ባርካ ሓቢሩ። እቲ ብ 25 ሕዳር ኣብ ከባቢ ኩሉኩ ናይ ዞባ ጋሽ ባርካ […]

Read More →
Latest

ሓርነት ካብ ፍርሂ

By   /  November 30, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ሓርነት ካብ ፍርሂ

‘ህዝቢ ካብ መንግስቲ ክፈርህ እንተጀሚሩ መንገዲ ዕንወት ሃገርን ህዝብን ኢዩ፥ መንግስቲ ካብ ህዝቢ ክፈርህ እንተጀሚሩ ድማ መንገዲ ጥዕና ኢዩ’ ክብል ቶማስ ጀፈርሰን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ገሊጹ ምንባሩ ሰነዳት ታሪኽ ይነግሩ። ኣብ ኤርትራ ንመንግስቲ ዝፈርህ ህዝቢን፤ ንህዝቢ ዘርዕድን ዘስተናዕቕን መንግስቲ ኢዮም ዘለዉ።ንግዚኡ። ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት፤ብዝያዳ ድማ ኣብ ዝሓለፉ 15 ዓመታት፤ ዘሰቅቕ ኩነት ህላወ ህዝቢ ኤርትራ […]

Read More →
Latest

ሰሉስ 29 ሕዳር 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  November 29, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 29 ሕዳር 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ኤርትራ ኣብ ክንዲ ዘላቶ ናይ 6 ዞባታት ኣቃውማ ናብ ‘ልምዓታዊ ዞባታት’ ተባሂሎም ዝጽውዑ 3 ዞባታት ክትምቀል ዝወጸ መደብ ክእወጅ ሙኻኑ ተሓቢሩ።

By   /  November 28, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኤርትራ ኣብ ክንዲ ዘላቶ ናይ 6 ዞባታት ኣቃውማ ናብ ‘ልምዓታዊ ዞባታት’ ተባሂሎም ዝጽውዑ 3 ዞባታት ክትምቀል ዝወጸ መደብ ክእወጅ ሙኻኑ ተሓቢሩ።

ኤርትራ ኣብ ክንዲ ዘላቶ ናይ 6 ዞባታት ኣቃውማ ናብ ‘ልምዓታዊ ዞባታት’ ተባሂሎም ዝጽውዑ 3 ዞባታት ክትምቀል ክግበር ዝጸንሐ መጽናዕትታት ተዛዚሙ ኣብ ሓጺር እዋን ክእወጅ ተኽእሎ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ሓቢሮም። እዚ ሓድሽ ምምታር ዞባታት ኤርትራ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ 8 ኣውራጃዊ መስመራት ይኹን፤ ነዚ ሕጂ ዝስራሓሉ ዘሎ 6 ዞባታት ሰጊሩ፤ ንኤርትራ ናብ 1) ምብራቓዊ ገማግም […]

Read More →
Latest

ቀዳም 26 ሕዳር 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  November 26, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ቀዳም 26 ሕዳር 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ዓርቢ 25 ሕዳር 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  November 26, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 25 ሕዳር 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ህላወን ቀጻልነትን ህዝቢን ሃገርን ብህላወ ሃገራዊ ቅዋም’ዩ ዝወሓስ። 

By   /  November 25, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ህላወን ቀጻልነትን ህዝቢን ሃገርን ብህላወ ሃገራዊ ቅዋም’ዩ ዝወሓስ። 

ኣብ  ዓለም  ኩሎም መንግስታት  ግብርና  ንዝብልዎ  ዝመርሕ  ኣስማቶም  ብዘየገድስ  ቀዳማይን  ቀንድን ስርሖም  ንህዝቦም  ምግልጋልዩ። ሊበራላዊ ፣ ዴሞክራስያዊ ፣  ማሕበረ ዴሞክራስያዊ ፣ ዓቃባዊ  ፣ኮሚኒስታዊ  ፣ ዓያዪ ወዘተ… ዝበሃሉ ሰልፍታት  ኣለዉ።ኣብ ሓንቲ ሃገር ክልተ- ወይ ካብ ክልተ ንላዕሊ ሰልፍታት ክህልዉ ይኽእሉ። ንኣብነት ኣብ ጀርመን ክልተ ቀንዲን ብርክት ዝበላ ድማ ንኡሳን ሰልፍታት ክህልዉ ከለዉ – ኣብ ገለ ሃገራት […]

Read More →
Latest

ምስ ኢትዮጲያ ዘዳውቡ ኩሎም መሬታዊ መስመራትን ክልል ሰማያትን ብጽኑዕ ክሕለዉ መምርሒ ተመሓላሊፉ

By   /  November 25, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ምስ ኢትዮጲያ ዘዳውቡ ኩሎም መሬታዊ መስመራትን ክልል ሰማያትን ብጽኑዕ ክሕለዉ መምርሒ ተመሓላሊፉ

ምስ ኢትዮጲያ ዘዳውቡ ኩሎም መስመራትን ክልል ሰማያትን ብጽኑዕ ክሕለዉ ብዕለት 18 ሕዳር ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኤርትራ ናብ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየርን እዝታት ሰራዊትን ዝተመሓላለፈ መምርሒ ኣዘኻኺሩ። እዚ ትእዛዝ፤ ካብ መንግስቲ ኢትዮጲያ ክመጽእ ንዝኽእል መጥቓዕቲ ተዳሊኻ ንምጽናሕ ዝተመሓላለፈ ሙኻኑ ዝሓበሩ ምንጭታት፤ እቲ መምርሒ መጥቓዕቲ ናይቲ ካብ ካብ መሬት ኤርትራ ተበጊሱ ዝበሃል ግንቦት 7 ናብ ውሽጢ መሬት […]

Read More →
Latest

ሓሙስ 24 ሕዳር 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  November 24, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 24 ሕዳር 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

Washington: Our Proposal for Yemen could be Amended

By   /  November 23, 2016  /  English, Insight  /  Comments Off on Washington: Our Proposal for Yemen could be Amended

London, Aden – U.S. diplomatic sources asserted on Tuesday that the U.S. does not oppose revising the proposal of Secretary of State John Kerry about an agreement to end the war in Yemen. U.S. Ambassador to Yemen Mathew Tueller told Asharq Al-Awsat: “Kerry’s plan is not engraved on a stone, but could be amended except […]

Read More →