Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  October  -  Page 2
Latest

نشرة أخبار منتدى الأربعاء 26 أكتوبر 2016 :-

By   /  October 26, 2016  /  Arabic, أخبار  /  Comments Off on نشرة أخبار منتدى الأربعاء 26 أكتوبر 2016 :-

رئيس المحكمة العليا السابق يرفض قرار إساياس بعودته إلى منصبه رفض الرئيس السابق للمحكمة العليا السيد/ طعمي بيّني قرار إسياس أفورقي بعودته إلى منصبه بعد تجميده لأكثر من 15 عامًا.  وكان السيد/ طعمي قد شغل ذلك المنصب حتى 2001، حيث تمت عملية تنحيته من مهامه من قبل الطاغية عقب تصديه بوضوح وشفافية وثبات لتدابير رأس النظام التي […]

Read More →
Latest

ፕረዚደንት  ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሃገረ ኤርትራ ዝነበረ ኣቶ ጠዓመ በየነ ናብ ቦትኡ ክምለስ ካብ ፕረዚደንት ኢሳያስ ዝቐረበሉ ምደባ ነጺጉዎ። 

By   /  October 26, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ፕረዚደንት  ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሃገረ ኤርትራ ዝነበረ ኣቶ ጠዓመ በየነ ናብ ቦትኡ ክምለስ ካብ ፕረዚደንት ኢሳያስ ዝቐረበሉ ምደባ ነጺጉዎ። 

ኣቶ ጠዓመ በየነ ክሳብ 2001 ፕረዚደንት  ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ዝነበረ ኮይኑ ኣብ እዋን ናይቲ ጉጅለ ህግደፍ ሕጊ ብሓይሊ ረጊጹ ብኢደ ዋኒኑ ኣብ ልዕሊ  ልዕልና ሕጊ ክዕንድረሉ ምስ ጀመረ፤  ነቲ ዘይሕጋዊ ኣሰራርሓ ዓገብ ብምባል ብወግዒ ስለዝነቕነፈ ጥራይ ካብ ቦትኡ ተኣሊዩ ንልዕሊ 15 ዓመታት ብዘይስራሕ ተወጊዱ ዝጸንሐ ገዲም ተጋዳላይ ኢዩ። ኣቶ ጠዓመ ነቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ናይ ሙኻን […]

Read More →
Latest

ሰሉስ 25 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 25, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 25 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

France moving more than 6,000 migrants, destroying huge camp BY ELAINE GANLEY

By   /  October 25, 2016  /  English, Insight  /  Comments Off on France moving more than 6,000 migrants, destroying huge camp BY ELAINE GANLEY

France began the mass evacuation Monday of the makeshift migrant camp known as “the jungle,” a mammoth project to erase the humanitarian blight on its northern border, where thousands fleeing war or poverty have lived in squalor, most hoping to sneak into Britain. Before dawn broke, long lines of migrants waited in chilly temperatures to […]

Read More →
Latest

ሰባት ኣብ ትሕቲ ምልኪ ምንባር ከም ልሙድ ክወስድዎ እንተጀሚሮም፡ ምልኪ  ንቡር ስርዓት፡ ዓመጽ ድማ መዓልታዊ ህይወት ኮይኑ ኪቕጽል ኢዩ

By   /  October 25, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሰባት ኣብ ትሕቲ ምልኪ ምንባር ከም ልሙድ ክወስድዎ እንተጀሚሮም፡ ምልኪ  ንቡር ስርዓት፡ ዓመጽ ድማ መዓልታዊ ህይወት ኮይኑ ኪቕጽል ኢዩ

ፍሉጥ ኣፍሪቃዊ ተቓላሳይ ስቲቪ ቤኮ ንምልካውያንን ተመለኽትን ኣመልኪቱ ኣብ መጽሓፉ ከምዚ ዝስዕብ ይብል።፡‘’እቲ ዝሓየለ ኣጽዋር መለኽቲ ምሉኽ ኣእምሮ ናይቲ ዝጭቁንዎ ህዝቢ ኢዩ’። እዚ ኣበሃህላ እዚ፡ህዝቢ ንምልኪ ከም ንቡር ተቐቢሉ ከም ኣካል ህይወቱ ክርእዮ እንተጀሚሩ፡ንመለኽቲ ካብቲ ምልኮም ንምርጋእ ዝጥቀሙሉ ኣጽዋር ንላዕሊ ሓይሊ ዝህቦም ሙኻኑ ኢዩ ዘረጋግጽ። ብልክዕ ድማ፡ህዝቢ ነቲ መሰረታዊ ባህርያዊ ሰብኣዊ ሓርነቱ ዝመንጠሎ ስርዓት ኣሜን […]

Read More →
Latest

ምምሓዳራት ከባቢታት ናይ ኩፖን ምጽራይ መስርሕ ብዝብል ምኽንያት ህዝቢ የከላብታ ምህላወን ተገሊጹ 

By   /  October 25, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ምምሓዳራት ከባቢታት ናይ ኩፖን ምጽራይ መስርሕ ብዝብል ምኽንያት ህዝቢ የከላብታ ምህላወን ተገሊጹ 

ምምሕዳራት ከባቢታት ኣስመራ ነብሲ ወከፍ ነባሪ ተመዝጊቡሉ ዘሎ ኩፖን ከጻርያ  ካብ ምምሕዳር ዞባዊ ጉዳያትን ምምሕዳር ዞባ ማእከልን መመርሒ ተዋሂበን። ብመሰረት ዝተላእከለን ትእዛዝ  ምምሕዳራት ከባቢታት ኣስመራ ህላውነት ስድራቤታት ፈቲሽካ ምጽራይ ኣብ ዝብል ጽዑቕ ዕዮ ተጸሚደን ከምዝርከባ ተገሊጹ። ብመሰረት እቲ ካብ ሚኒስትሪ ዞባዊ መምሕዳር ዝተዋህበን ዕዮ እተን ምምሕዳራት ኣስማት ናይ ነብሲ ወከፍ ኣብ ኩፖን ስድራቤት ተመዝጊቡ ዘሎ […]

Read More →
Latest

نشرة أخبار منتدى الإثنين 24 أكتوبر 2016 :-

By   /  October 25, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on نشرة أخبار منتدى الإثنين 24 أكتوبر 2016 :-

Read More →
Latest

حوار مع الأستاذة سلوى النور — أجرى الحوار يوسف بوليسي

By   /  October 25, 2016  /  Arabic, محطات  /  Comments Off on حوار مع الأستاذة سلوى النور — أجرى الحوار يوسف بوليسي

• في حوار اجرته معها اذاعة صوت المنتدى، الأستاذة سلوى النور تقول: • اتاحة الفرصة للمقرر الخاص المعني بحقوق الانسان في ارتريا لتقديم تقريرا شفويا امام الجمعية العامة للمم المتحدة مكسب كبير لمسألة حقوق الانسان الارتري. • اشعر بسعادة غامرة عندما أجد ابناء وطني جميعا متناسين خلافاتهم السياسية والحزبية و متجاوزين الفوارق الاثنية والدينية لينصهروا […]

Read More →
Latest

ኣብ ስራዊት ሓይልታት ምክልኻል ወሰኽ ደሞዝ ዝመንቀሊኡ ግን ከኣ ሓፈሻዊ ኩነታት ዝደፍኦ ተቓውሞታት ክረአ ጀሚሩ ኣሎ።

By   /  October 23, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ስራዊት ሓይልታት ምክልኻል ወሰኽ ደሞዝ ዝመንቀሊኡ ግን ከኣ ሓፈሻዊ ኩነታት ዝደፍኦ ተቓውሞታት ክረአ ጀሚሩ ኣሎ።

ኣብ ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብሰንኪ ወሰኽ ደሞዝ ተባሂሉ ዝተኣታተወ ሓድሽ መሳልል ኣኼባታት ሓይልታት ምክልኻል ኣብ ዕግርግር ኣትዩ ከምዘሎ ምንጭታት መድረኽ ካብ ምክልኻል ሓቢሮም። ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ከምዝሓበርዎ፤ ኣብዚ እዋን እዚ ዝበዝሐ ናብ ጀነራል ፍሊጶስ ዝለኣኽ ዘሎ መልእኽትታት ሬድዮ ኣብዚ ንኣዘዝቲ ቦጦሎኒን ክፍለሰራዊትን ከይተረፈ ዘጠቓልል ኣብ ሰራዊት ተላዒሉ ዘሎ በዳህቲ ሕቶታት ዘተኮረ ጸብጻባት ሙኻኑ ይሕበር። […]

Read More →
Latest

ሰንበት 23 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 23, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 23 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →