Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

46 ኣባላት ፥ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ወተሃደራዊ ስልጣን ንኽወስዱ ኣብ ከባቢ ገደም ናይ ባጽዕ ናይ ቅድመ ስልጠና ኣስተምህሮ ይወሃቦም ከምዘሎ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ባጽዕ ሓቢሩ።

By   /  October 10, 2016  /  Comments Off on 46 ኣባላት ፥ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ወተሃደራዊ ስልጣን ንኽወስዱ ኣብ ከባቢ ገደም ናይ ባጽዕ ናይ ቅድመ ስልጠና ኣስተምህሮ ይወሃቦም ከምዘሎ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ባጽዕ ሓቢሩ።

    Print       Email

ካብ ዝተፈላለያ ኣሃዱታት ምክልኻል ከምኡ`ውን ስታፍ ምክልኻል ዝተዋጽኡ 46 ኣባላት ፥ ኣብ ሕቡራት ኤማራት ወተሃደራዊ ስልጣን ንኽወስዱ ኣብ ከባቢ ገደም ናይ ባጽዕ ናይ ቅድመ ስልጠና ኣስተምህሮ ይወሃቦም ከምዘሎ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ባጽዕ ኣቃሊዑ።

እቶም ካብ ክፍሊ ርክባት፣ ህንደሳ፣ መካናይዝ፣ ሓይሊ ባሕሪ፣ ሓይሊ ኣየር፣ ክፍሊ ታዕሊም ከምኡ`ውን እዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ዝተዋጽኡ ኣባላት ፥ ንመገሻኦም ዘድልዮም ናይ ወረቓቕትን ጥዕናን መስርሕ ይቃናዓሎም ከምዘሎ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።

እዞም ሓንቲ ጓል ኣነስተይቲ እትርከቦም 46 ኣባላት ፥ ተማእዛዝነቶም ቅድሚ ብቕዓቶም ተገምጊሙ ብሓለፍቶም ዝተመርጹ ኮይኖም ፥ ነን`ቲ ዝመጽእሉ ኣሃዱ ዘዕቢ ወተሃደራዊ ትምህርቲ ክወስዱ እዮም ናብ ሕቡራት ኤማራት ዝለኣዂ ዘለዉ።

እዚ መደብ መቐጸልታ ናይቲ ሕቡራት ኤማራት ንመንግስቲ ኤርትራ ኣምሳያ ተማእዛዝነቱን ምድግጋፉን እትምጥዎ ዘላ ገንዘባዊ፣ ጸዓታዉን ሎጂስቲካዉን ሓገዛት ከምዝኾነ ይንገር።

ቅድም ኢሎም ተመሳሳሊ ትምህርቲ ክረኽቦ ናብ ሕቡራት ኤማራት ዘምርሑ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪን ኣየርን ኤርትራ ብዝኸድዎ ከምዘይተመልሱ ኣይርሳዕን።

    Print       Email

You might also like...

ኢዮብ መድሃኔ ዝተባህለ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ስርዋ ንልዕሊ 10 ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኮንትራክተር; ካብ ማእሰርቲ ምስ ሓለውቱ ኣምሊጡ።

Read More →