Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  October  >  30
Latest

ከምቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝገብሮ ዘሎ ምጽንጻን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ፤ ንምልኪ ዘርግእ ነይሩ እንተዝኸውን፤ ምብራቕ ጀርመንን ሕብረት ሶቬትን ኣይምተበታተናን።

By   /  October 30, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ከምቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝገብሮ ዘሎ ምጽንጻን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ፤ ንምልኪ ዘርግእ ነይሩ እንተዝኸውን፤ ምብራቕ ጀርመንን ሕብረት ሶቬትን ኣይምተበታተናን።

ኣብ ሓንቲ ነጻ ብልዕልና ሕግታት እትመሓደር ሃገር፤ ኣብ መንጎ ህዝቢን መንግስቲን ቃልኪዳን ኮይኑ ህዝቢ ንመንግስቲ ክመርጽ፤ መንግስቲ ንህቢ ከገልግል፤ ህዝቢ ከምቲ ዝተጸበዮ ኮይኑ እንተዘይረኺብዎ ድማ ህዝቢ ንመንግስቲ ክቕይር፤ ዘኽእሎም ዓንዲ ሕጊ  ኢዩ። ኣብ ቅዋማዊት ሃገር ህዝቢ በቶም ኣብ ትሕቲ ቅዋም ዝተዘርዘሩ ሕግታት ጌሩ ንመንግስቲ ይመርጽ። ኣብ ቅዋም ናይ ልዕሊ 180 ሃገራት ዓለም፥ ብዘይካ ኤርትራ ማለትዩ፤ […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ ህዝቢ ንምርዓድ ናቕፋ ኪቕየር ኢዩ ዝብል ዘመተ ወረ ይዝርግሕ።

By   /  October 30, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ህዝቢ ንምርዓድ ናቕፋ ኪቕየር ኢዩ ዝብል ዘመተ ወረ ይዝርግሕ።

ባንክታት ኤርትራ ኣዚዩ ከቢድ ናይ ገንዘብ ሕጽረት ኣጋጢምወን ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ብሰንኪ ኣብ ባንክታት ኤርትራ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ፊናንሳዊን ፊሲካላውን ጽላት ኣጋጢሙ ዘሎ ምንዋጽ፤ መንግስቲ ኤርትራ ናይ 2016 ተባሂሉ ዝተሓንጸጸ ናይ ዞባታት መደባት ምሉእ ብምሉእ ክስረዝ ኣዚዙ። ምምሕዳር ዞባታት ናይ 2016 ባጀተን ረሲዐን ን2017 ዝኸውን ባጀት ከቕርባ ንሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር መምርሒ ውን ኣመሓላሊፉ ኣሎ። ብዘይካ […]

Read More →
Latest

ሰንበት 30 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 30, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 30 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →