Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  October  >  21
Latest

ኣብ ሊብያ ኣብ ትሕቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ከም ናይ ጾታ ባራዩ ኮይነን ክሳቐያ ዝጸንሓ 8 ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ናብ ውሑስ ቦታ ሃዲመን

By   /  October 21, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ሊብያ ኣብ ትሕቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ከም ናይ ጾታ ባራዩ ኮይነን ክሳቐያ ዝጸንሓ 8 ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ናብ ውሑስ ቦታ ሃዲመን

ኣብ ከተማ ሲርት ናይ ሊብያ ኣብ ትሕቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ከም ናይ ጾታ ባራዩ ኮይነን ክሳቐያ ዝጸንሓ 8 ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ  ፥ ኣብ`ታ ከተማ ነቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ከዳቕቚ ወፊሮም ናብ ዘለዉ ብሰራዊት-ሚስራታ ዝጥቀሱ ሓይልታት  ሃዲመን ከምእተዓቚባ መርበብ ሓበሬታ ሊብያ-ኦብሰርቨር ገሊጹ። እተን ኤርትራውያን – ኣብ ከተማ ሲርት ንዳዒሽ ንምጥፋእ ደብዳባት ዘካይዳ ዘለዋ ነፈርቲ ሓይሊ ኣየር መንግስቲ […]

Read More →
Latest

ዓርቢ 21 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 21, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 21 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →