Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  October  >  19
Latest

نشرة أخبار منتدى الأربعاء 19 أكتوبر 2016 :-

By   /  October 19, 2016  /  Arabic, أخبار  /  Comments Off on نشرة أخبار منتدى الأربعاء 19 أكتوبر 2016 :-

عجز حكومة الهقدف عن صرف راتب سبتمر لقطاع واسع من موظفي الدولة. عجزت الحكومة الإرترية عن صرف المرتبات عن شهر سبتمبر المنصرم، لموظفي عدد من الوزارات بينها وزارت التعليم والإعلام والدفاع والأراضي والمياه والبيئة،  رغم مضي الأسبوع الثاني من أكتوبر. ويأتي هذا العجز الفادح الأثر في ظل تخطي الحكومة لما يعرف بميزانية العام 2016، حيث أنّه […]

Read More →
Latest

ساعة منتدى الأربعاء 19 أكتوبر 2016

By   /  October 19, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on ساعة منتدى الأربعاء 19 أكتوبر 2016

Read More →
Latest

ኣብ ኢትዮጲያ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ንኤርትራ በየናይ ሴናርዮታትን ብኸመይን ክጸልዋ ይኽእል?

By   /  October 19, 2016  /  Columns, Tigrigna, ትንታነ ዜና, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ኣብ ኢትዮጲያ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ንኤርትራ በየናይ ሴናርዮታትን ብኸመይን ክጸልዋ ይኽእል?

ኣብ ጎረቤትና ኢትዮጲያ ተኸሲቱ ዘሎ ውሽጣዊ ኩነታት በብእዋኑ ክዓርግ ጸኒሑ ኣሎ። ከም መርኣያ ናይዚ እንዳዓበየ ክመጽእ ዝጸንሐ ዘይምርግጋእ ድማ፤ መንግስቲ ኢትዮጲያ ብ9 ጥቅምቲ 2016 ኩነተ ህጹጽ እዋን (state of emergency) ኣዊጁ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ዝተጠቐሰ ኣዋጅ፤  ማእከል እዝታት (command post) ህጹጽ እዋን፤ ዝርዝራት ትግባረ ህጹጽ እዋን ዘርጊሑ ኣሎ። በዚ መሰረት  ንኣጠቓቕማ መራኸቢ ብዙሃን፥ ንደረት ምንቅስቓስ፥ […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ግብጺ 60 ዝኾኑ ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝሓዞም ስደተኛታት ናብ ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ኣቕሪቡ

By   /  October 19, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on መንግስቲ ግብጺ 60 ዝኾኑ ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝሓዞም ስደተኛታት ናብ ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ኣቕሪቡ

ብ 14 ጥቅምቲ፥ መንግስቲ ግብጺ ኣስታት 60 ዝኾኑ ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝሓዞም ስደተኛታት ናብ ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ከምዘቕረበ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣረዲኡ። ምስቶም  ዝበዝሑ ሱዳናውያንን ግብጻውያንን ምዃኖም ዝተነግረሎም ስደተኛታት ዜጋታት ኤርትራን ሶማል እዉን ብውሑድ ቊጽሪ ከምዝርከቡ ዘመልከተ እቲ ሓበሬታ ፥ ጉዳዮም ኣብ ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ክረአ መዉሳኑ መነጸርታ ናይቲ መንግስቲ ግብጺ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት […]

Read More →