Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  October  >  15
Latest

ሕማም ሸሮኽ ፥ ካብ 6 ክሳዕ 9 ጥቅምቲ ጥራይ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ ሂወት 3 ሰባት ከምዝወሰደ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ከተማ ኣስመራ ሕቢሩ።

By   /  October 15, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ሕማም ሸሮኽ ፥ ካብ 6 ክሳዕ 9 ጥቅምቲ ጥራይ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ ሂወት 3 ሰባት ከምዝወሰደ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ከተማ ኣስመራ ሕቢሩ።

ኣብ ወተሃደራዉያን መዓስከራት፣ መደበራት ታዕሊም ከምኡዉን ኣብያተ ማእሰርቲ ሃገርና ብዘሰክፍ ኩነታት ክላባዕ ጀሚሩ ምህላዉ ዝንገረሉ ሕማም ሸሮኽ ፥ ካብ 6 ክሳዕ 9 ጥቅምቲ ጥራይ  ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ ሂወት 3  ሰባት ከምዝወሰደ ወኪል ድምጺ መድረኽ ካብ ከተማ ኣስመራ ሕቢሩ። ኣብ`ቲ ብእንዳ-ኪዝ ዝፍለጥ እሱራት ዝጽፈጹፉሉ ክፋል ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ በቲ ሕማም ዝሞቱ እቶም ሰለስተ መእሰያት […]

Read More →
Latest

ቀዳም 15 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 15, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ቀዳም 15 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →