Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  October  >  08
Latest

Forced labour lawsuit against Vancouver mining company can proceed

By   /  October 8, 2016  /  English, Insight  /  Comments Off on Forced labour lawsuit against Vancouver mining company can proceed

Lawsuit filed by 3 Eritreans accuses Nevsun Resources of being ‘accomplice to the use of forced labour’ By Mike Laanela and Farrah Merali, CBC News Posted: Oct 07, 2016 8:28 AM PT Last Updated: Oct 07, 2016 8:42 AM PT The B.C. Supreme Court has given the go-ahead to three refugees to proceed with a civil […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ ብከዉሊ ካብ ዝመርሖ መርበብ ምስግጋር ደቂ ሰባት ንዝሰርሑ ተወዳደርቱ ይጨዊ

By   /  October 8, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ብከዉሊ ካብ ዝመርሖ መርበብ ምስግጋር ደቂ ሰባት ንዝሰርሑ ተወዳደርቱ ይጨዊ

መንግስቲ ኤርትራ ብከዉሊ ካብ ዝመርሖ መርበብ ምስግጋር ደቂ ሰባ ወጻኢ፡ ኤርትራውያን ናብ ሱዳን ኪንዮኡን ብዉልቆም ዘሰጋግሩ ኣብ ሱዳን ዝምቕማጦም ኤርትራውያን ፡ ብኣሃዱታት ስለያ ወጻኢኡ ይጭወዮም ከምዘሎ ወኪልና ካብ ከተማ ካርቱም ሓቢሩ። እዚ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ናይዚ ዓመት ኣብ ልዕሊ ዉልቃውያን ኣሰጋገርቲን ደላሎን  ዝካየድ ዘሎ ጭውያ ፥ ምስቶም መንግስቲ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘካይዶም […]

Read More →
Latest

ቀዳም 08 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 8, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ቀዳም 08 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

6 ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ብሰንኪ ምንዋሕ ግዜ ባርነታዊ ኣገልግሎት ዝፈጠረሎም ጭንቀት ሂወቶም ከምዘሕለፉ ክፍለጥ ተኻኢሉ

By   /  October 8, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on 6 ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ብሰንኪ ምንዋሕ ግዜ ባርነታዊ ኣገልግሎት ዝፈጠረሎም ጭንቀት ሂወቶም ከምዘሕለፉ ክፍለጥ ተኻኢሉ

ምንዋሕ ግዜ ባርነታዊ ኣገልግሎትን  ካብ ወተሃደራዊ ስነምግባር ዘርሓቐ ኣተሓሕዛ ኣዘዝቲ ሰራዊትን  ብዘንቀሎ  ምረትን  ኣእምሮኣዊ ጸቕጥን  ተዳፊኦም ናይ ቀቢጸ ተስፋ ስጒምትታት ዝወስዱን ሂወቶም ዘጥፍኡን ናይ ዘለዉ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ቊጽሪ ይዓቢ ከምዘሎ ምንጭታት ድምጺ መድረኽ ካብ ውሽጢ ሃገር ኣቃሊሖም። እቶም ምንጭታት ካብ ክፍሊ መርመራ ገበናት ቅትለት ፖሊስ ዞባ ማእከል ብዝረኸብዎ ሓበሬታ መሰረት ፥   በቲ ጠንቂ ፣ […]

Read More →