Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  October  >  04
Latest

ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ኣህጉር ኤውሮጳ ከምዝኣተዉ ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ።

By   /  October 4, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ኣህጉር ኤውሮጳ ከምዝኣተዉ ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ።

ኣብ ውሽጢ 10 ወርሒ ናይ`ዛ ሒዝናያ ዘለና ዓመተ ጥራይ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ኣህጉር ኤውሮጳ ከምዝኣተዉ  ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ እቲ ላዕለዋይ ወኪል፥ ካብ ወርሒ ጥሪ 2016 ፣  ዛጊት 510 ሽሕ ኤስያውያንን ኣፍሪቃውያንን ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ኤውሮጳ ከምዝኣተዉ፥ ኣብ`ዚ ተዋሂቡ ዘሎ ኣሃዝ ከኣ […]

Read More →
Latest

ሰሉስ 04 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 4, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 04 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →