Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  October
Latest

نشرة أخبار منتدى الإثنين 31 أكتوبر 2016

By   /  October 31, 2016  /  Arabic, أخبار  /  Comments Off on نشرة أخبار منتدى الإثنين 31 أكتوبر 2016

studio image news

السلطات الأمنية تضع الجنرال سامئيل شاينا تحت المراقبة الأمنية المشددة يعيش الجنرال هيلى سامئيل جشاينا هذه الايام اوضاع نفسية سيئة بعد ان وجد طلبه بالاستقالة الذي تقدم به للرئيس اسياس قبل اشهر بعدم اكتراث الاخير به . وعلمت مصاردنا ان الرئيس بدلا من الرد على طلب الجنرال سامئيل بالاستقالة سواء سلبا او ايجاباَ، قام بتوجيه […]

Read More →
Latest

ساعة منتدى الإثنين 31 أكتوبر 2016

By   /  October 31, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on ساعة منتدى الإثنين 31 أكتوبر 2016

studio image news Read More →
Latest

ከምቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝገብሮ ዘሎ ምጽንጻን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ፤ ንምልኪ ዘርግእ ነይሩ እንተዝኸውን፤ ምብራቕ ጀርመንን ሕብረት ሶቬትን ኣይምተበታተናን።

By   /  October 30, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ከምቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝገብሮ ዘሎ ምጽንጻን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ፤ ንምልኪ ዘርግእ ነይሩ እንተዝኸውን፤ ምብራቕ ጀርመንን ሕብረት ሶቬትን ኣይምተበታተናን።

tft-9-p-2-c

ኣብ ሓንቲ ነጻ ብልዕልና ሕግታት እትመሓደር ሃገር፤ ኣብ መንጎ ህዝቢን መንግስቲን ቃልኪዳን ኮይኑ ህዝቢ ንመንግስቲ ክመርጽ፤ መንግስቲ ንህቢ ከገልግል፤ ህዝቢ ከምቲ ዝተጸበዮ ኮይኑ እንተዘይረኺብዎ ድማ ህዝቢ ንመንግስቲ ክቕይር፤ ዘኽእሎም ዓንዲ ሕጊ  ኢዩ። ኣብ ቅዋማዊት ሃገር ህዝቢ በቶም ኣብ ትሕቲ ቅዋም ዝተዘርዘሩ ሕግታት ጌሩ ንመንግስቲ ይመርጽ። ኣብ ቅዋም ናይ ልዕሊ 180 ሃገራት ዓለም፥ ብዘይካ ኤርትራ ማለትዩ፤ […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ ህዝቢ ንምርዓድ ናቕፋ ኪቕየር ኢዩ ዝብል ዘመተ ወረ ይዝርግሕ።

By   /  October 30, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ህዝቢ ንምርዓድ ናቕፋ ኪቕየር ኢዩ ዝብል ዘመተ ወረ ይዝርግሕ።

asmara59

ባንክታት ኤርትራ ኣዚዩ ከቢድ ናይ ገንዘብ ሕጽረት ኣጋጢምወን ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ብሰንኪ ኣብ ባንክታት ኤርትራ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ፊናንሳዊን ፊሲካላውን ጽላት ኣጋጢሙ ዘሎ ምንዋጽ፤ መንግስቲ ኤርትራ ናይ 2016 ተባሂሉ ዝተሓንጸጸ ናይ ዞባታት መደባት ምሉእ ብምሉእ ክስረዝ ኣዚዙ። ምምሕዳር ዞባታት ናይ 2016 ባጀተን ረሲዐን ን2017 ዝኸውን ባጀት ከቕርባ ንሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር መምርሒ ውን ኣመሓላሊፉ ኣሎ። ብዘይካ […]

Read More →
Latest

ሰንበት 30 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 30, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 30 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ቀዳም 29 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 29, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ቀዳም 29 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ዓርቢ 28 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 29, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 28 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ሜጀር ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) ኣብ ትሕቲ ከቢድ ምክትታል ኣሃዱታት ጸጥታ!

By   /  October 28, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ሜጀር ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) ኣብ ትሕቲ ከቢድ ምክትታል ኣሃዱታት ጸጥታ!

945359_600235356663829_1693071315_n

ሜጀር ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) ኣብ ትሕቲ ከቢድ ምክትታል ኣሃዱታት ጸጥታ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንትን ኣካላት ሃገራዊ ድሕነትን ከምዘሎ ምንጭታት መድረኽ ካብ ውሽጢ ሃገር ሓቢሮም። ጀነራል ፍሊጶስ ሓለቓ ስታፍ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኮይኑ ድሕሪ ምምዳቡ ሜጀር ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ብፍቓዱ ካብ ስልጣኑ ናይ ምእላይ ደብዳብ ሕቶ ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ድሕሪ ምልኣኹ ዝሓበሩ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ፤ ጀነራል […]

Read More →
Latest

ሓሙስ 27 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  October 28, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 27 ጥቅምቲ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

نشرة أخبار منتدى الأربعاء 26 أكتوبر 2016 :-

By   /  October 27, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on نشرة أخبار منتدى الأربعاء 26 أكتوبر 2016 :-

studio image news Read More →