Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

5 ኣባላት ቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ ምስ እሱራት ትደናገጹን ካብን ናብን እሱራት መልእኽቲ ተመሓላልፉ ኣለኹም ብዝብል ጠቐነ ናብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።

By   /  September 23, 2016  /  Comments Off on 5 ኣባላት ቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ ምስ እሱራት ትደናገጹን ካብን ናብን እሱራት መልእኽቲ ተመሓላልፉ ኣለኹም ብዝብል ጠቐነ ናብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።

    Print       Email

 

5 ኣባላት  ቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ ምስ እሱራት ትደናገጹን ካብን ናብን እሱራት መልእኽቲ ተመሓላልፉ ኣለኹም ብዝብል ጠቐነ  ናብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።
እዞም መልኣከ ጥዑሙዝጊ፣ ዳዊት ማሓመድነጋሽ፣ተኽሊንኬል {ወዲ ባጽዕ} ፣እንድርያስ ስባህቱ፣ሜሮን {ኣምቸ} ዝተባህሉ ኣባላት ተወርዋሪ ሓይሊ ዝኾኑ ሰባት ፤ ኣብ ማይስርዋ ንንውሕ ዝበለ እዋን ሓለውቲ እሱራት ዝነበሩ ኮይኖም፥  ኣብዚ ቅንያት እዚ ሲቪላዊ ክዳን ብዝለበሱ ኣባላት ሃገራዊ ድሕነት ተለቒሞም ናብ ዘይተፈለጠ ቤት ማእሰርቲ ተወሲዶም ምህላዎም እቶም ምንጭታት ገሊጾም።
ብምኽንያት  ስግረ ዶብን ፖለቲካዊ ጉዳያትን ንዝተኣስሩ ሰባት ዝሕልዉ ኣባላት ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሰራዊትን፥ ዝፈልጥዎ ምስጢራት ንምድፋን በብእዋኑ ምቕያሮምን ዝተፈላለየ ምኽንያት ፈጢርካ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታውን ምስዋሮምን ዝጸንሐ ሜላ ናይ ጸጥታዊ ስርዓት መንግስቲ ኤርትራ ኢዩ።
    Print       Email

You might also like...

ኢዮብ መድሃኔ ዝተባህለ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ስርዋ ንልዕሊ 10 ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኮንትራክተር; ካብ ማእሰርቲ ምስ ሓለውቱ ኣምሊጡ።

Read More →