Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ብብልሽውናን ካልእ ሲቪላዊ ተባሂሎም ዝጽውዑ ገበናትን ተኣሲሮም ዘለዉ 64 ኣባላት ፖሊስን ጸጥታን ኣብ ወርሒ መስከረም ክፍትሑ መምርሒ ከምዝተመሓላለፈ ተገሊጹ።

By   /  August 19, 2016  /  Comments Off on ብብልሽውናን ካልእ ሲቪላዊ ተባሂሎም ዝጽውዑ ገበናትን ተኣሲሮም ዘለዉ 64 ኣባላት ፖሊስን ጸጥታን ኣብ ወርሒ መስከረም ክፍትሑ መምርሒ ከምዝተመሓላለፈ ተገሊጹ።

    Print       Email

ብብልሽውናን ካልእ ሲቪላዊ  ተባሂሎም ዝጽውዑ ገበናትን ተኣሲሮም ዘለዉ 64 ኣባላት ፖሊስን ጸጥታን ኣብ ወርሒ መስከረም ክፍትሑ መምርሒ ከምዝተመሓላለፈ ተገሊጹ።

እቲ ካብ ሃገራዊ ድሕነት ዝተረኸበ ሓበሬታ ከምዘረጋግጾ ብፍላይ ኣባላት ጸጥታን ፖሊስን ክፍትሑ ዝተወሰነሉ ምኽንያት ምስ ዋሕዲ ምኩራት ኣባላት ጸጥታን ፖሊስን ዝተኣሳሳሰረ ሙኻኑ ይገልጹ።

እዞም ብብልሽውና ዝተኸሰሱ ብዙሓት ካብኣቶም ናይ ብልሽውና ተግባራቶም ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሃገራዊ ድሕነት ዝተኣሳሳሰር ሙኻኑ የግዳስ ብልሽውና ምጽራይ ኣብ ዝግበረሉ እዋን እቲ ስጉምቲ ኣብኣቶም ምስበጽሀ ደው ከምዝብልን ንላዕሊ ከምዘይቅጽልን በዚ ድማ ንሶም ግዳያት ከምዝኾኑ እዮም እቶም ምንጭታት ዝሕብሩ።

 

    Print       Email

You might also like...

ኢዮብ መድሃኔ ዝተባህለ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ስርዋ ንልዕሊ 10 ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኮንትራክተር; ካብ ማእሰርቲ ምስ ሓለውቱ ኣምሊጡ።

Read More →